اهم فعاليات اليوم الثالث
Thursday, 01 August 2019 01:13 Written by علام حزب الشعب الديمقراطي الأرتريThird-Day Meeting of the EPDP-ENS/Hidri Congress Elects Leadership of Unified Party
Thursday, 01 August 2019 00:04 Written by EPDP Information OfficeEritreische Demokratische Vereinigung e.V. in Frankfurt am Main Third and Unifying Congress of ENS – Hidri & EPDP
Wednesday, 31 July 2019 09:31 Written by Eritreische Demokratische Vereinigung e.V. Third and Unifying Congress of ENS – Hidri & EPDPDie Eritreische Demokratische Vereinigung e.V. in Frankfurt am Main, die derzeit mit EPDP & ENS – Hidri in Wiesbaden in einer Konferenz befindet, hat die furchtbare Tat am 29.07.2019 im Frankfurter Hauptbahnhof uns tief getroffen. Es ist nicht zu ermessen, welcher Schmerz mit dem Tod des achtjährigen Kindes über die Familie gebracht wurde. Den Angehörigen gilt unser tief empfundenes Beileid.
Eritreische Demokratische Vereinigung e.V.
Third and Unifying Congress of ENS – Hidri & EPDP
30.07.2019
ሳልሳይን ሓድነታውን ጉባኤ ሰዲህኤን ሃገራዊ ድሕነት ኤርትራ-ሕድሪን ኣብ ካልኣይ ማዓልቲ ውዕልኡ፡ በቲ ብኣሳናዳኢት ሽማግለ ተዳልዩ ኣብ መላእ ኣባላት ክልቲኡ ፖለቲካዊ ሓይልታት ተዘርጊሑ ኣገዳሲ ልዝብን ዝርርብን ዝተኻየደሉን ጠቐምቲ ሓሳባት ዘታኣተወን ንዲፍ ፖለቲካዊ መደብ ዕዮ እዩ ስርሑ ጀሚሩ።
ፖለቲካዊ መደብ ዕዮ ዝሰመረ ሰልፊ፡ እዋናዊ መሳርሕን ድሕሪ ውድቐት ስርዓት ህግዲፍ እውን፡ ብኩሉ መዳያት ህዝብን ሃገርን ኤርትራ ክኮንዎ ኣለዎም ዝብሎ ናይ መጻእ መሪሕ መደባት ሰልፍን ዝጠመተ ብምዃኑ፡ ዝተርፍ ነገራት ንኸይርከብ ብድቀት ኣብ ምጽራይን ሓሳባት ኣብ ምጽራይን እዩ ውዒሉ።
ጉባኤ ኣብ ክሊ ዕማማቱ፣ ነቲ ኣብ ዕለት 29 ሓምለ 2019 ኣብ ፍራንክፎርት ቀንዲ መዓርፎ ባቡራት ብሰንኪ’ቲ ሓደ ኤርትራዊ ተቐማጢ ሃገረ ስዊዘርላንድ፣ ኣብ ልዕሊ ሓደ ሸሞንተ ዓመት ዝዕድሚኡ ህጻን ዝፈጸሞ ኣሕዛኒ ቅትለት፡ ብደረጃ ከተማ ፍራንክፎርት ዝተዳለወ ናይ ሓዘን ሰዓት መጸዋዕታ ምህላዉ ተሓቢሩ። በዚ መሰረት፡ ጉባኤኛ በቲ ዝተፈጸመ ቅትለት ዝተሰምዖ ሓዘን ብምግላጽ ናይ ሕልና ዝኽረ ጸሎት ፈጺሙ፡ ናብ ህዝብን ምምሕዳርን ከተማ ፍራንክፎርት ዘቅነዐ መግለጺ ሓዘን እውን ብስም ጉባኤኛታት ኣማሓላሊፉ።

ጉባኤ ዕማማቱ ብምቅጻል፣ ንዝቐረበ ንድፊ መደብ ዕዮ ዝውሰኽ ወሲኹ ብምጽፋፍ ናይ መጻኢ ኣርባዕተ ዓመትታት ዝምራሓሉን ኣብ መጻኢ ሰልፊ ዝጽዕተሉ ፖለቲካዊ መደብ ዕዮ ብምሉእ ድምጺ ኣጽዲቑ።

ሰክረታርያ ጉባኤ ኣብ ድምጺ ፖለቲካዊ መደብ ዕዮ
مداولات اليوم الثاني لمؤتمر حزب الشعب الديمقراطي الإرتري والإنقاذ الوطني الأرتري (حيدري)- تبني البرنامج السياسي للحزب
Tuesday, 30 July 2019 21:08 Written by علام حزب الشعب الديمقراطي الأرتريافتتحت مداولات اليوم الثاني لمؤتمر حزب الشعب الديمقراطي الإرتري والإنقاذ الوطني الإرتري حيدري في 29 يوليو في مدينة فيسبادن بألمانيا، ووقف المؤتمر دقيقة حداد عل ارواح الشهداء. وبعث المؤتمر رسالة تعزية إلى عمدة فرانكفورت وعائلة الصبي البالغ من العمر 8 سنوات والذي توفي يوم الاثنين في حادث قطار نتيجة دفع لاجئ إريتري له يبلغ من العمر 40 عامًا من زيوريخ، سويسرا.
أعربت رسالة التعازي من مكان انعقاد المؤتمر عن صدمتها وتعاطفها العميق مع والدي الضحية والشعب الألماني ككل وتمنت الشفاء العاجل للأم التي أصيبت في الحادث. وغطيت في وقت لاحق رسالة تعزية المؤتمر من قبل مراسلين في صحيفة فرانكفورتر الجماينه تسايتونج، إحدى أكبر الصحف اليومية في ألمانيا.

استغرق مؤتمر الوحدة في فيسبادن يومًا كاملًا لمناقشة البرنامج السياسي المكون من 26 صفحة للحزب الموحد والذي تم الاتفاق عليه بالإجماع وقرر أن يطلق عليه اسم حزب الشعب الديمقراطي الارتريEPDP .
اعتمد المؤتمر يوم الاثنين، 29 يوليو، دستور الحزب بعد جلسة افتتاحية رائعة في ساعات الصباح الاولى حضرها رئيس المجلس الوطني الإريتري للتغيير الديمقراطي (ENCDC) الذي يمثل 18 تنظيم سياسي وممثل الجبهة الوطنية الإريترية ( ENF) ، إعادة تجمع أربع تنظيمات.
من المقرر أن يواصل مندوبو المؤتمر مداولاتهم حتى يوم الخميس 1 أغسطس 2019، ثم يحضرون مهرجان إريتريا 2019 يستمر ثلاثة أيام في فرانكفورت في الفترة ما بين 2 و4 أغسطس داخل فرانكفورت.
መደረ ሃድኤ ሕድሪ ኣብ 3ይን ሓድነታውን ጉባኤ ሰዲህኤን ሃድኤ ሕድሪን
Tuesday, 30 July 2019 18:13 Written by EPDP Information OfficeSecond-Day Deliberations of EPDP-ENS/Hidri Congress Adopt Party Political Programme
Tuesday, 30 July 2019 15:17 Written by EPDP Information OfficeSecond day deliberations of the 3rd and Unity Congress of the Eritrean People’s Democratic Party (EPDP) and the Eritrean National Salvation/Hidri opened on 29 July in Wiesbaden, Germany, observed a moment of silence and sent a condolence message to the Mayor of Frankfurt and the family of the 8-year old boy who died on Monday in a train accident caused by a 40-year old Eritrean refugee from Zurich, Switzerland.
The condolence message from the congress venue expressed shock and deep sympathies with the parents of the victim and the German people as a whole and wished speedy recovery to the mother who was injured in the accident. The congress condolence message was later covered by reporters of the Frankfurter Allgemeine Zeitung, one of Germany’s biggest daily newspapers.
The unity congress in Wiesbaden took full-day discussing the 26-page Political Programme of the unified party which was mutually agreed and decided to be called the EPDP.
The congress on Monday, 29 July, adopted the party constitution following a colourful opening session in the morning hours that was attended by the chairman of the Eritrean National Council for Democratic Change (ENCDC) representing 18 political organizations and representative of the Eritrean National Front (ENF), a regrouping of four organizations.
The congress delegates are scheduled to continue their deliberations till Thursday, 1st August 2019, and then attend a three-day Eritrea Festival in Frankfurt between 2 and 4 August inside Frankfurt.
مشاركة وفد المجلس الوطني الإرتري للتغير الديمقراطي برئاسة السيد / نقاش عثمان ابراهيم في المؤتمر الثالث والتوحيدي بين حزب الشعب الديمقراطي الإرتري والإنقاذ الوطني الإرتري (حيدري)
Tuesday, 30 July 2019 15:08 Written by اعلام حزب الشعب الديمقراطي الارتريمشاركة وفد المجلس الوطني الإرتري للتغيير الديمقراطي برئاسة السيد / نقاش عثمان ابراهيم وفي الخطاب الذي القاه عبر عن مدى سروره العميق بهذه المناسبة التي جمعته بزملاء النضال وتمنى للمؤتمر النجاح والخروج بقرارات بحجم التحديات والصعاب التي تواجه شعبنا الصامد. وأشار إلى أن وحدة صف التنظيمات الإرترية هوا هدف مركزي للمجلس وسوف يعمل جاهدا من خلال المكتب المعني بالحوار مع الكيانات الإرترية حتى تحقيق الهدف.

وكان وفد التنظيمات الاربعة بقيادة السيد/ قبركيدان قبرزقي وعضوية السيد كبرئاب مسقنا حاضراً وتناول في خطابه ممارسات السياسة الهدامة الذي يتبناها الهقدف ووضعه البلاد على حافة الهاوية. وفي الختام تمني السيد/ قبركيدان للمؤتمر النجاح والتوفيق وأكد على اهمية الوحدة بين التنظيمين وأنها خطوة في الاتجاه الصحيح وجب الحفاظ عليها.

وبعد توديع ضيوف المؤتمر الكرام. تم اختيار سكرتارية للمؤتمر مكونة من سبعة أعضاء. بدأت السكرتارية عملها بمناقشة مسودة الدستور التي تم اعدادها من قبل اللجنة التحضيرية للمؤتمر. والتي تم تداولها بين أعضاء الحزب لمراجعتها ومناقشتها في المؤتمر في وقت سابق. وبعد الانتهاء من المداولات الشاقة بخصوص الدستور ومواده الأساسية. صادق المؤتمرون بالإجماع على مسودة الدستور.
ቃል ኣቦ መንበር ሰዲህኤ ኣቶ መንግሰኣብ ኣስመሮም ኣብ ሳልሳይን ሓድነታውን ጉባኤ ሃድኤ-ሕድርን ሰዲህኤን
Tuesday, 30 July 2019 11:08 Written by EPDP Information Officeኣብ ሳልሳይን ሓድነታውን ጉባኤ ሰዲህኤን ሃገራዊ ድሕነት ኤርትራ ሕድርን ኣቦ መንበር ሃገራዊ ባይቶ ንዲሞክራስያዊ ለውጢ ዝመርሖ ልኡክ ተሳቲፉ
Tuesday, 30 July 2019 08:44 Written by ቤት ጽሕፈት ዜና ሰዲህኤኣቦ መንበር ሃገራዊ ባይቶ ንዲሞክራስያዊ ለውጢ ብጻይ ነጋሽ ዑስማን ምስ ብጻይ ባህታ ሃዝለማርዛምን ዓብደልዓዚዝ ሳልሕን ኣብ ሳልሳይን ሓድነታውን ጉባኤ ተረኪቡ መግለጺ ኣቕሪቡ። ብጻይ ነጋሽ ዑስማኣን ኣብ መእተዊ ዘረብኡ፡ ኣብዚ ጉባኤዚ ምስታፉ ምስ ብዙሓት ዘኽብሮምን ናይ ቃልሲ ብጾቱን ምርኻቡ ከምዘሔጎሶ ድሕሪ ምሕባር፡ ሓድነታዊ ጉባኤ ክዕወትን ምንዮቱ ገሊጹ። ሃገራዊ ባይቶ ንዲሞክራስያዊ ለውጢ ኣብ ካልኣይ ጉባኤኡ ንጉዳይ ሓድነትን ሓባራዊ ዕዮን ኣዕዚዙ ከምዝርእዮን በዚ መሰረት ምስኩለን ኣብ ባይቶ ምስዘየለዋ ፖለቲካዊ ሓይልታት ንምዝታይን ንምርካብን ኣብ ሰክረታርያ ፍሉይ ቤት ጽሕፈት ተፈልይሉ ከምዘሎ ሓቢሩ። ድሮምን ናብ ሰዲህኤ ዝተላኣከ ደብዳበ ምህላዉን ምስ ካላኦት ሓይልታትውን ርክብ ከምዝተገብረን ድሕሪ ምግላጽ፡ ዝካየድ ዘሎ ሳልሳይን ሓድነታውን ጉባኤ እንተኮነውን ንህልዊ ኩነታት ሃገርናን ህዝብናን ኣብ ግምት ብምእታው ፡ ንስኒትን ልዝብን ውህደትን ኣብ ቀዳማይ ቦታ ዝሰርዐ ውሳኔታት ሒዙ ክወጽእ ዘለዎ ትጽቢት ገሊጹ።

ኣስዒቡ፡ ብጻይ ገብረኪዳን ገብረዝጊ ዝመርሖ ብጻይ ክብራኣብ ምስግና ዘለዎ ልኡኽ ኣርባዕተ ውድባት‘ውን ኣብዚ ጉባኣኤዚ ተረኺቡ ናይ ደገፍ መግለጺ ኣቅሪቦም። መግለጺ ብጻይ ገብረኪዳን ህግደፍ ዝኽተሎ ዘሎ ፍሉይ ጨካን ኣረሜናውን ባርባርያውን ግፍዕን ዓመጽን፡ ንፍልሰት ህዝብና ብሓፈሻ፡ ብፍላይ ድማ ነቲ ሓይልን ሃብትን ሃገርና ዝኮነ መንእሰይ ብምድራግ፡ ንጸቢብ ፖለቲካዊ ሕሳባቱ ክብል ህልውና ሃገር ኣብ ምልክት ሕቶ ዘውደቐ ኲነታት ይፍጠር ምህላዉ ጠቂሱ። ሳላሳይን ሓድነታውን ጉባኤ ክልተ ኣሓት ውድባት ሓደ ካብቲ መድረኽ ዝሓቶ እዋናዊ ናይ ስምረት ጉዕዞን ሓደ ስጉምቲ ቅድሚት ብምዃኑ ቀጻልነቱ ንምዕቃብ ኣበርቲዕካ ክስራሓሉ ዘለዎ ትጽቢት ገሊጹ።

ጉባኤ ዕዱማት ኣጋይሽ ድሕሪ ምፍናው ስራሓቱ ብምቕጻል፣ ኣብ ናይ ድሕሪ ቀትሪ ዕማማቱ፡ ሓንቲ ሸውዓተ ዝኣባላታ ሰክርታርያ ጉባኤ መሪጹ፡ ነቲ ብኣሳናዳኢት ሽማግለ ተጻፊፉ ናብ መላእ ኣባላት ወሪዱ ኣገዳሲ ምሕያሻት ዝተገብረሉን ብሓደስቲ ሓሳባት ዝሃብተመን ንድፊ ቅዋም ሓደ ብሓደ ድሕሪ ምዝታይ፡ ዘድሊ ምምሕያሳት ገይሩ፡ ኣብ ተመኩሮ ካብ ዝተራእየ ሓደስቲ ሓሳባት ብምውሳኽ ብምሉእ ድምጺ ኣጽዲቁ ናይቲ ማዓልቲ ዕማማት ዛዚሙ።