ኣቦ መንበር ሰደህኤ ኣብ በይ-አርያ ሰሚናር ኣካይዱ
2017-06-21 20:15:47 Written by ቤት ጽሕፈት ዜና ሰዲህኤ Published in EPDP News Read 4094 timesኣቶ መንግስተኣብ ኣስመሮም ኣቦመንበር ሰልፊ ዲሞክራሲ ህዝቢ ኤርትራ (ሰዲህኤ) ንዝነውሐ ናይ ስራሕ ዑደት ኣብ ሕቡራት መንግስታት ኣሜሪካን ካናዳን ንምክያድ ካብ ተዳልዩሉ ዘሎ ከተማታት፣ ናይ መጀመርያ ኣኼብኡ ኣብ በይ-አርያ፣ ከተማ ኦክላንድ ብ17 ሰነ 2017 ዕዉት ሰሚናር ኣካይዱ።