ዕድመ ንበዓል 8 መጋቢት ኣህጉራዊት መዓልቲ ደቂ-ኣንስትዮ

2016-03-02 22:49:43 Written by  ኣዳለውቲ ሽማግለ በዓል 8 መጋቢት 2016 Published in ጽሑፋት ትግርኛ Read 2168 times

Tebegso

ተበግሶ ማሕበር ደቂ-ኣንስትዮ ኤርትራን መርብ ደቂ-ኣንስትዮ ኤርትራ ከምኡወን ንሰፊሕ ጠርናፌ ደቂ-ኣንስትዮ ዝቃለሳ ውልቀ ደቂ-ኣንስትዮ ኤርትራውያን ብምትሕብባር ንሸሞንተ መጋቢት ኣህጉራዊት መዓልቲ ኣብ ዕለት 12.03.2016 ኣብ ከተማ ፍራንክፎርት ከነብዕል ሰለዝኾና ንኹሉ ደላይ ፍትሕን ማዕርነትን ንዕድም::

 

ኣብ ትሕ ቲ “ንመሰልና ኣሎና ባዕልና!!!ኢልና ነዳልዎ ዘሎና በዓል 8 መጋቢት:

1, ንደቂ-ኣንስትዮ ኤርትራ ተጠርኒፍና ንኸይንቃለስ ዝዕንቅፉና ዘለው ምኽንያታት እንታይ እዮም?

2,ሰፊሕን ድልዱልን ማሕበር ደቂ-ኣንስትዮ ኤርትራኸ ብኸመይ ክንምስርት ንኸእል? ኣብ ዝብል ነጥብታት ክንምያየጥ ክንዘራረብና ምኻና እዳሐበርና ንሰፊሕ ተሳትፎ ደጊምና ብኽብሪ ንዕድም::

 

ቦታ በዓል   

Saalbau Nied

Heinrich Stahl Str. 3

65934 Frankfurt - Nied

ዕለት፡ 12.03,2016

ሰዓት፡ 15፡00-22፡00

 

ብድሐን ምጽኣ/ምጽኡ

ኣዳለውቲ ሽማግለ በዓል 8 መጋቢት 2016

Last modified on Wednesday, 02 March 2016 23:56