ሓደ ዕማም ትሕዝ። ከምዚ ንሕና ኣብ ኤርትራ ዲክታቶር ኣወጊድና ኣብ ቦታኡ ደሞክራሲያዊ ስርዓት ክንተክል ንቃለሶ ዘለና። ኣብዚ መስርሕ ሓደ ምዕራፍ ናይቲ ጉዕዞ ምስ ኣዐወትካ፡ ድሕሪኡ ናበይ ከም እትቕጽል ብጥንቃቐ ክትውስን ስለ ዝግበኣካ “ሕጂኸ ናበይ?” ኢልካ ክትሓትትን ክትምልስን ግቡእ እዩ። ምእንቲ ዓወታትካ ቀጻልን ተመላላእን ክኸውን። ምናልባት ኣብዚ መስርሕ ኣብቲ ቀዳማይ ምዕራፍ እንተተጋጊኻ’ውን እሩምን ኣዕዋትን መንገዲ ንምርካብን ካብ’ቲ ጌጋ ንምውጻእን “ሕጂኸ ናበይ?” ኢልካ ምሕታት ለባም ኣተሓሕዛ እዩ። እዚ ሕቶ ናይ ለባም ሕቶ ዝኸውን ግን ለባም መልሲ እንተረኺቡ ጥራይ እዩ። እቲ መላሲ ነቲ “ገ ክብሉኻዶ ትጋገ” ዝብል ምስላ ትርጉም ዘይህብ ነቲ ዘየስረሐ መንገዲ ዝደግም እንተኾይኑ ግና፡ እቲ ሕቶ ወርትግ ይለዓል እቲ መልሲ እውን ከምኡ ብዘይ ናይ ዓይነት ለውጢ ይቕጽል። መዋጸኦ ከዓ ኣይርከብን።

ኣብ ተመኩሮ ቃልስና ካብ ምትእኽኻብ ፖለቲካዊ ሓይልታት ኤርትራ 1999 ክሳብ ሃገራዊ ባይቶ ንደሞክራሲያዊ ለውጢ ዘሎ ናይ ኣስታት 15 ዓመታት ተመኩሮና ዝምህረና ኣካይዳ ከምዚ ኣብ ላዕሊ ተገሊጹ ዘሎ ምጽንሑ እዩ። ብዙሓ ኣብ ቀጻሊ ናይ ሓባር መድረኽ ክንመጽእ ዝገበርናዮም ፈተነታት ኣይተዓወቱን። እዚ ናይ ፈተነታት ዘይምዕዋት ክምህረና ዝግበኦ ግና ዘይተመርናሎም ብዙሓት እዮም። እቲ ቀንዲ ግና 2ይ ፈተነ ክንጅምር እንከልና ካብቲ 1ይ ፈተነ፡ 3ይ ፈተነ ክንጅምር እንከለና ካብቲ 2ይ ፈተነ፡ 4ይ ፈተነ ክንጅምር እንከና ካብቲ 3ይ ፈተነ ክንምሃር ዘይምጽናሕና ብብሩህ የርእየና። ንፉዓትን ኣርሒቕና እንርእይ ኮይና፡ ናይ ካልኦት ምስ ኩነታትና ዝመሳሰሉ ሃገራት ተመኩሮ ምጽናዕን ኣብ ግምት ምእታውን እንተተረፈናስ፡ ካብቲ ባዕልና ዝሓለፍናዮ መስርሕ ክንምኮር ዘይምኽኣልና ኣብ ዝርዝር ድኽመታትና ቅድሚት ዝስራዕ እዩ። ኣብ ዝሓለፈ ተመኩሮኻ፡ ጸገማትካ፡ ዘይምክእኣል፡ ዘይምጽውዋር፡ ኣግላልነት፡ ንጉዳያት ካብ ውልቀሰብ ወይ ውልቀውድብ ፈሊኻ ዘይምርኣይ፡ ኣብ ክንዲ ዝያዳ ናብ ጽባሕ ምምዕዳው ናብ ትማሊ ምምላስ፡ ናይ ጉዳያት ቀዳምነታት ብግቡእ ዘይምስራዕ፡ ንኤርትራዊ ብዙሕነት ከም መከፋፈሊ ምውሳድ፡ ኣብቲ እትደልዮ ሸቶ ንምብጻሕ ኣቋራጭ ምምራጽ … ወዘተ ቀንዲ ጸገማትና ምዃኖም ባዕላቶም ነጊሮምና እዮም። ኣብዚ ንምብጻሕ ብዙሕ ምርምርን ገምጋምን ዘድልዮ እውን ኣይነበረን። እቲ ዘሕዝን ነዞም ድኽመታትና ኣብ ክንዲ ነእርሞም ክሳብ ሕጂ ንደግሞም ምህላውና እዩ።

ንእትብህጎ ክቡር ነገር ክትረኽቦ ንዓኡ ዝምጥን ዋጋ ክትከፍለሉ ናይ ግድን እዩ። ብቕዓት ዝምዘን ድማ ጽቡቕ ብምብሃግ ዘይኮነስ፡ ነቲ እትብህጎ ዝምጥን ዋጋ ክትከፍል ብምኽኣልን ብዘይምኽእልን ጥራይ እዩ። ንሕና ኤርትራውያን ደለይቲ ለውጢ ሓይልታት ኣብ ዝተፈላለየ ኣጋጣሚ እንእውጆ ኩሉ ትምኒትናን ድሌትናን እንታይ ከም ዝኾነ ዘመልክት እዩ። ናይ ምምናይን ቃል ምእታውን ጸገም ዘለዎ ኤርትራዊ ፖለቲካዊ ትካል ከዓ ኣይረኣናን። ኪኖቲ እንምነዮ ዘለና ኣብ ግብሪ ናይ ምውዓሉ ትግሃት ግና ብደረጃታት ዝቐርብ’ኳ እንተኾነ፡ ኣዝዩ ትሑት እዩ። ኣብዚ ናይ ዓቕሚ ውሱንነት ከም ዝህልወና ርዱእ ኮይኑ፡ እቲ ቀንዲ ጸገምናስ በታ ዘላትካ ዓቕሚ ህዝብን ሃገርን ዝማእከሉ ነጻ መንገዲ ቅንዕና ዘይምሓዝ እዩ። እቲ መንገዲ ቅንዕና እንተንሕዝ እቲ ዓቕሚ እውን ምተፈጠረ። መንገዲ ቅንዕና ምሓዝ ንገዛእ ርእሱ ዓቕሚ እዩ። እቲ መንገዲ ቅንዕና እንተዘይተታሒዙ ግና፡ ከምዚ ንዕዘቦ ዘለና እቲ ዝርካቡ ዓቕሚ’ውን ንድማዕ ኣይውዕልን እዩ።

ህልዊ ጸገማት ህዝብና ምትንታንን ምስኡ ሓቢርካ ምቑዛምን መውጽእ ኣፍና ካብ ዝኸውን ነዊሕ ግዜ ኮይኑ ኣሎ። ከምኡ ክኸውን ከዓ ናይ ግድን እዩ። ቃልስና ምእንትኡ፡ ናይ ዓወትና ወሳኒ ዓቕሚ ድማ ካብኡ ስለ ዝኾነ። ድሌት ህዝብና እንታይ ምዃኑ ንዓና እውን ኣይጠፍኣናን እዩ። ንሱ እውን ኣብ ልዕሊ እቲ ንፈልጦ ምዃና ዓው ኢሉ “ብዘያፈላላይ ብሓባር እንተተቓሊስኩ ኢኹም ተድሕኑኒ” ይብለና ኣሎ። ሎሚ ይኹን ጽባሕ ናይ ህልውናኡን ቀጻልነቱን ዋሕስ ህዝቢ ምዃኑ ዘይእውጅ ውድብ ወይ ሰልፊ የለን። እንተኾነ ህዝቢ ንሕና ከም ውሱን ፖለቲካዊ ትካል እንኣምኖ ክቕበል እምበር፡ ንሕና ከም ፖለቲካዊ ትካላት ናይ ህዝቢ ድሌትን ድምጽን ጽን ክንብልን ኣብ ኩሉ መደባትና ኣብ ግምት ከነእትዎ ከም ዝግበኣናን ዘለና ድልውነት ትሕቲ ግምት ምዃኑ ንክሕዶ ኣይመስለንን።

“ግዜ ወርቂ እዩ” ዝብል ኣበሃህላ ኣብ ሕብረተሰብና ልሙድ እዩ። መልእኽቱ ድማ ንግዜ ብግቡእ ምጥቃም መሰረታዊ ምዃኑ ዘመልክት እዩ። ኣብ ዘየድምዕ ጉዳይ ግዜኻ ምብኻን ናይ ድኽመት መግለጺ ምዃኑ’ውን ናይዚ ኣበሃህላ ካልእ ገጽ እዩ። ግዜ ክትቁጥብ ኢልካ ዘይተጸንዐን ኣቋራጭን መንገዲ ምምራጽ እዩ። ከምቲ “ተሃዊኸን የፍስሰኦ’ሞ ተመሊሰን ይኣርዮ” ዝበሃል ከዓ ዋጋ የኽፍለካ እዩ። ምስ ሓደ ኣካል ተሃላሊኽካ ህዉኽን መጽናዕቲ ዝጐደሎን መንገዲ መሪጽካ ሸበድበድ ምባል ዓብይ ጉዳይ ህዝብን ሃገርን ምጉዳእ ድማ ዘተሓታትት እዩ። ኣብ ከምዚ ሒዝናዮ ዘለና ጉዕዞ ነፍሲ ወከፍ ስጉምቲ፡ ናታ ናይ ምልማዕን ምጥፋእን ብጽሒት ስለ ዝህልዋ ግቡእ ግዜ ክወሃባ እዩ ዝግባእ። ነቲ ትሃርፎ ዓበይቲ ጉዳያት ጥራይ እንዳኣማዕደኻ ነቲ ናብኡ ዘብጽሕ ንኡሳን ተግባራት ምዝንጋዕ ኣብ ጌጋ ከም ዘውድቕ ምርዳእ የድሊ። ከይረኣኻዮ ዝሓልፍ ጌጋታትስ ደሓን “እዚ ጉዳይዚ ክዝለል ዘይግበኦ’ዩ” ተባሂሉ እንዳተነግረካ “ደሓን እዝስ ደሓር ንርእዮ” ብዝብል ኣጎልቢካዮ ምሕላፍ ግና ደሓር ንሱ እቲ ዝተዘለለ እዩ ዋጋ ዘኽፍለካ። ኣብ ሓደ ናይ ሓባር መድረኽ ምብዛሕ ተሳተፍቲ’ኳ ዘይጽላእ እንተኾነ፡ ስለ ዝበዛሕካ ጥራይ ኣይኮንካን እትዕወት። እቲ ዝሓዝካዮ መንገዲ ብውሕዱ ኣብቲ ዝመረጽካዮ እዋን ንኹሉ ክምለስ ዝግበኦ ሕቶታት ዝመለሰን ንክመጽእ ዝኽእል ምዕባለታት ብንቕሓት ኣብ ግምት ዘእተወን እንተኾይኑ ናይ ምዕዋትካ ምናልባት ልዑል እዩ። መንገድኻ በዚ ዝምራሕ እንተኾይኑ፡ ሎሚ ውሑዳት እንተኾይንካ ጽባሕ ከም እትበዝሕ ዘጠራጥር ኣይኮነን። እቲ ምርጫን ጉዕዞን ብእንጻሩ እንተኾይኑ ግና ናይ ሎሚ ብዝሕኻ ጽባሕ ከም ዝውሕድ ዝዝንጋዕ ኣይኮነን። እዚ ኩሉ ኣቐዲሙ ዝተጠቕሰ ነጥብታት ርሑቕ ከይከድካ ኣብ ተመኩሮ ደንበ ተቓውሞ ኤርትራ ዝርከብ ክነሱ ዘይተመሃርናሉ እዩ። ሕጂ እውን እቲ መዋጸኦ ኣቐዲምካ ምልስ ኢልካ ናይ ገዛእ ተመኩሮኻ ምርኣይ እምበር ካልእ መጻሕፍቲ ምግንጻልን ኣቋራጭ መንገዲ ምምራጽን ኣይኮነን።

ኣብ ደንበ ተቓውሞና ምስቲ ኩሉ ጸገማት ክሳብ ሕጂ ሓደ ካብ ኢድና ዘይወጸ ሓያል መሳርሒ ኣለና። “ሕጂ’ውን ክንገብር ንኽእል ኢና” ዝብል ኒሕን ሓቦን። እዚ ኒሕን ሓቦን’ዚ ንገዛእ ርእሱኳ ዓወት ተዘይኮነ ኣብ ቀጻልነት ቃልሲ ደራኺ ግደ ኣለዎ። እምበኣር ኩነታትና ሕጂ እውን እቲ ወትሩ እንሓቶ ግና ዘይተመለሰ ሕቶ “ሕጂኸ ናበይ?” ክንሓትት ከም እንግደድ ዘመላኽት እዩ። ስለዚ እዚ ሕቶ እንደጋና ከም ዘይሕተት ጌርና ክንምልሶ ናይ ግድን እዩ። ሓው መንግስተኣብ ኣስመሮም ኣቦመንበር ሰልፊ ደሞክራሲ ህዝቢ ኤርትራ ኣብ ፈስቲቫል ካስል 2015 “በቲ ንነዊሕ ዓመታት ዝኸድናዮ እሞ ኣብ ዓወት ዘየብጽሓና ጐደና ምምልላስ ሕጂ'ውን ከም ትማሊ ኣየዕውተናን ኢዩ። ተመኵሮና ገምጊምና፡ ንኽዕንቅጹና ዝጸንሑ ዕንቅፋታት ወይ ብድሆታት ብሓድሽን ምትእምማን ዝፈጥርን ኣገባብ ክንምክቶም ከድልየና ኢዩ።” ዝበሎ። ሃገራዊ ባይቶ ንደሞካሲያዊ ለውጢ ኣብዚ ቀረባ ግዜ ዘርእዮ ዘሎ ምልክታት እውን ካብዚ ውጻኢ ዝንበብ ኣይመስልን።

13 ነሓሰ 2015

The annual Eritrea Festival 2015, held between 31 July and 2 August in Frankfurt, was addressed by many German and Eritrean leaders of political and civil society organizations as well as old friends of the Eritrean people who included two veteran Swedish journalists. They were the nonagenarian and still strong Bo Bjelvenstam and Christina Björk, who in her youth in the 70s worked with like minds like Bo in establishing a support group and both later in those years visited liberated parts of Eritrea.

ParticipantsInFestival2015

A thunderous applause welcomed both old friends when they took the podium to make short solidarity speeches. Both expressed feelings of family reunion with Eritrean freedom fighters whom they met three ande four decades ago, and still struggling to realize a democratic Eritrea. Old friend Bo started by informing the festival audience that he interviewed the Ethiopian Emperor in 1969 about the war in Eritrea and soon after visited Eritrea and reported about the war for the Swedish media. In his impromptu speech, Bo called on Eritreans to mend their fences and realize the lofty objectives of democracy and the rule of law for whose sake so many lives were sacrificed. He also stated that both of them together with other Swedish compatriots formed the Eritrea Gruppen over 40 years ago and that group catered fro many years medical and other support to Eritrean civilians in the liberated areas.

ParticipantsInFestival2015 2

On her part, Christina read a short prepared-text in which she recalled with nostalgia her encounter with Eritreans in those early years and urged present-day freedom fighters to unite for the common cause they are struggling for. She added: “When the dictatorship falls I hope that the external opposition which today is divided into several groups will be able to cooperate. What I like with the EPDP is that both former ELF and EPLF members are already cooperating.”

Reproduced below is the full text of Christina Björk’s statement at the festival. Good reading.

***

Dear friends

Some of us Swedes like Mr Bo and I have been interested in Eritrea since the early 70th. We felt indignation about the injustice and the way the Eritrean people were treated by the Ethiopians. It was unfair. And it was a scandal that the UN made a decision to which they did not take responsibility.

That´s way many of us in Sweden felt that we had the obligation to support the struggle.

In 1981, I visited Eritrea and made a film about the struggle for independence. It was during a very difficult time for the people. But what you can see in the film is that they had a hope for the future. Cooperatives had been organised. The liberated areas were used for farming and the products were distributed among the civilians. Mobile clinics offered health care and I saw functioning schools everywhere. Most important of all people believed in a better future.

During the last years I have been interviewing Eritreans who participated in the struggle for independence during the 60´, 70´and 80th. I made interviews with young Eritreans as well. These interviews will be kept in an archive for future research. Some of the material will become published in a book which I am writing at present.

One young man who fled Eritrea, told me about the situation he met when he 2002 was deported back from Malta to Eritrea. In Malta they believed in the assurances they got from Eritrean authoritieson the good treatment the deported youngsters were expected to receive. It was of course a lie which Malta realised too late.

The deported youngsters were held in prison for several years where they as well were tortured. They never met a court or got a trial.

Some of the older people I interviewed had as well been kept in custody. They referred to the judicial procedures they met after they got caught by the Ethiopians. They were assigned a lawyer and got a trial.

This is contrary to the situation in Eritrea today where no judicial system exists.
Those of you who were forced to leave Eritrea have in different ways worked for a change in a country you no longer can visit. All of you want to be able to come back to Eritrea again to start the important reconstruction of your homeland.

Unfortunately all the sacrifices you did during the war for independence resulted in dictatorship and Eritrea became a prison for the people.

During 2015, Eritrea at last obtained the attention it deserved from the international community and the media. The UN Commission for Human Rights reported about the conditions in Eritrea. They wrote among many other things that thousands of young Eritreans every week are leaving the country risking their lives because of intolerable conditions in the homeland. Very many of them are coming to Sweden where I live.
Eritrea today has neither human rights nor a functioning constitution. It is time to get rid of a regime which abuses human rights.When the dictatorship falls I hope that the external opposition which today is divided into several groups will be able to cooperate. What I like with the EPDP is that both former ELF and EPLF members are already cooperating.

I will finish by saying that I feel hope. I believe there will become a democratic Eritrea in the future I hope that all of you will be able to go home and feel that all the sacrifices you did will help you building the country of our dreams.

BAEDC Logo

እዚ መጠንቀቕታ እዚ መቀጸልታ ናይቲ ብዝተፈላለያ ማሕበራት፡ ውድባትን መንግስታትን ዝውሃብ ዝጸንሔ ካይኑ ብፍላይ ድማ ነቶም ኣብ ኣሜርካ ትቕመጡ ተደናገጽቲ ህግደፍ ይምልከት። እዚ ፖለቲካዊ ዑቕባ ሓቲትኩም መሰል ናይ መስርሒ ፍቓድ፡ መንበሪ ፍቓድ፡ ዜግነት፡ መንግስታዊ ደገፍ (ሓገዝ ናይ መግቢ፡ ገንዘብ፡ መንበሪ ኣባይቲ፡ ናይ ሕክምናዊ ኣግልግሎት (ሜዲካል))ወዘተ ብዋጋ እቶም አብ ዘይውዳእ ዘመናዊ ባርነት ተሞቒሖም ዕድመ ንእስነቶም ዝበሊ ዘሎ መንእሰያት፡ ብዋጋ እቶም አብ ፍቐዶ ቤት ማእሰርቲ ዝማስኑ ዘለዉ ንጹሃት ኤርትራውያን፡ ብዋጋ እቶም ኣብ ፍቐዶ መዓስከር ስደተኛታት ሱዳን፡ ኢትዮጵያን እስራኤልን ዝንከራተቱ ዘለዉ ኤርትራውያን፡ ብዋጋ እቶም አብ ፍቐዶ ኣጻምእ ሰሃራ፡ ባሕሪ ሜድተራንያንን ጎላጉል ሲናይን ዝሃልቑ ዘለዉ ኤርትራውያን ወዘተ. ዝረኸብክሞ ዕድልን ጸጋን ምዃኑ ሞጎት ዘየድልዮ ዘየማትእ ሓቒ እዩ።

ዘሎኩም ፖለቲካዊ አረኣእያ ብዘየገድስ፡ ንስኻትኩም ከምኡ ድማ ማሕበረሰብ ዓለም፡ ንውድብ ህ.ግ.ደ.ፍ ከም ባርባራዊ ገዛኢ አብ ልዕሊ ህዝቡ ኩለንተናዊ ጭካነ ዝፍጽም፡ ዘይቅዋማዊ ስርዓት ምዃኑ ትፈልጥዎን ትገልጽዎን። ነዚ ሓቂ ምርኩስ ጌርኩም ድማ ናብ ኢሚግረሽን ብቃለ ማሕላ ስተሰነየ ሰነድ ምስ ክታሙ አቕሪብኩም ሕጋዊ መሰል ናይ ዑቕባ ክትረኽቡ ክኢልኩም። ነዚ ማሕላ ረሲዕኩም ወይ ድማ ረጊጽኩም ነቲ ትማሊ ዕርቓኑ ዘውጻእክሞ ህ.ግ.ደ.ፍ. አብ ክንዲ ካብ ጽዩፍ ተግባሩን ምምሕዳሩን ክቑጠብ ብኹሉ ዓቕምኹምን ክእለትኩምን ክትዓግትዎ ትቃለሱ፡ ብኣንጻሩ፡ አብ ኩሉ ናይ ህ.ግ.ደ.ፍ ምድላዋትን ኣዕናዊ መምርሒታትን አብ ጎድኑ ኮይንኩም ፍናን ክትህቡን ንዋታውን ገንዘባውን ሓገዝ ክተበርክቱን፡ ዓገብ! ብዋጋ እቶም ውጹዓት ዝረኸብኩሞ ሞሳ፡ ሕነ ምስጋናን ደገፍን ንውጹዓት፡ ተመሊስስኩም አንጻር እቶም ውጽዓት መሳርሒ ህ.ግ.ደ.ፍ ክትኮኑ ምምራጽኩም ብሕጊ ተሓተትቲ ይገብረኩም።

ብሰሪ ተርእይዎ ዘለኹም፡ ኢፍትሓውን ኢሰብኣውን ምድንጋጽ ንህ.ግ.ደ.ፍ.፡ አብ ውሽጢ ዓዲ ዘሎ ህዝቢ ራህዋ ክረክብ አይክኣለን፡ ብተወሳኺ ነቲ ብኽንደይ ከርተት ናብ ኣሜሪካ፡ ካናዳ፡ ኤውሮጳን አወስትራልያን ዘኣተወ ኤርትራዊ፡ ወረቐት ንኸይረክብን ዕድሉ ከምዝጸብብን ከምዝዕጾን አሉታዊ ጽልዋ ንውጹዓት ትኾኑ ስለዘለኹም፡ ካብዚ ነውራም ተግባራት ክትቑጠቡ ነጠንቕቕ።

ስጋብ ሕጂ ብዝገበርናዮ መጽናዕቲ፡ ናይ 6 ሰባት ንጹር ሓበሬታ ብምእካብ ብብቪድዮታት፡ ስእልታት፡ ኣስማት ዝነብሩሉን ዝስርሑሉን ኣድራሻን ዓይነታት ስራሕን ብደቂቑ ብምስናድ ናብቲ ክነቕርበሎም ምሉእ ምትሕብባሮም ዘውሓሱና ሕጋውያን መንግስታውያን ትካላት ሰሜን ኣሜርካ ብኣዝዩ ዝተወደበ መንገዲ ጭብጢታትና ብምቕራብ ጥርዓን ኣቕሪብና ኣለና። እቶም 4 ተኣሲርናን ተገሪፍናን ብምባል ወረቀት ዝረኸቡ ክኾኑ ከለው፡ እቶም 2 ድማ ካብ መንግስቲ ኣሜርካ ሓገዝ እንዳረኸቡ ኣንጻር መንግስቲ ኣሜርካ ደው ዝበሉ እዮም። እቲ መርመራ ብዝቀልጠፈ እዋን ተካዩዱ ድማ ስጉምቲ ክውሰድ በዓል ሙሉእ ተስፋ ኢና። እዚ መደብ ቃልሲ እዎናዊን ዘየላቡን ኮዩኑ ስቅያት ህዝብና ዘዘናግዖ ዓንዳሪ ስርዓት ዕድመኡ ንምሕጻር ኩልና ደለይቲ ፍትሒ ኣብ መላእ ዓለም እንርከብ እዋናዊን ሓላፍነታውን ስጉምቲ ክንወስድ ኣሎና።

ሰላምን ፍትሒን ራህዋን ንህዝቢ ኤርትራ!!!
ደለይቲ ፍትሒ ሰሜን ኣመሪካ
ነሓሰ 10, 2015

EMDHRLogo

ስለምንታይ እዮም ኣዝዮም ብዙሓት ኤርትራውያን ህይወቶም ኣብ ክቱር ሓደጋ ኣእትዮም ዓዶም ሓዲጎም ዝወጹ ዘለዉ? ጉዕዞ ናብ ሓርነት ህልቂት ዘኸትል ክነሱ የግዳስ ኣሽሓት ኤርትራውያን፡ ዓመት መጸ፡ ነዚ ጉዕዞ ዓይኖም ዓሚቶም ክኣትዉዎ ይርከቡ ኣለዉ። እዚ ከኣ ኣብ ውሽጢ ኤርትራ ዝተፈላለዩ መርበብ ስለያን ሓለዋ ዶብን ብምስጋር፡ ዘየናሕሲ ጸሓይን ጽምኢን ሰሃራ ብምጽዋር፡ ዝውሕጥ ማዕበላት ባሕሪ ሜዲተራንያን ብትብዓት ብምግጣም፡ ናይ ዝተፈላለዩ ሃገራት ኤውሮፓ ምቁጽጻር ዶባት ብምጥሓስ፡ ካልእ ካብቲ ዝተበገስሉ ክሳብቲ ዑቕባ ዝረኽቡሉ ሃገራት ዝተፈላለዩ ፈተንቲ መሰናኽላት ብምስጋር እዮም። ልዕሊ ኩሉ ድማ ካብቶም ዘይሕጋውያን መሰጋገርቲ ደቂሰባት ዝወርዶም ውርደትን፡ ግፍዒን ኣሽንኳይዶ ኣብልዕሌኻ ክወርድ ክትሰምዖውን ዘስካሕክሕ እዩ።
ካብዞም ዝሃድሙ ዘለዉ ኤርትራውያን ስደተኛታት ክንደይ ይዕወቱ ክንደይከ ኣይዕወቱን ዝገልጽ ንጹር ኣሃዛትየለን። እቲ ንሰምዖ ሓበሬታታት ካብ ባሕሪ ብጭልፋ ጥራሕ እዩ። ገለ ተንተንቲ ንሓደ ክልተ ተዛማዲ ውሕስነት ዘለዎ ጉዕዞታት ክትንትኑ ንሰምዕ።

ውግእ፡ ዓጸቦ፡ ፖለቲካዊ ዘይምርግጋእ፡ ዜጋታት ዓዶም ገዲፎም ናብ ዑቕባ ክረኽቡሉ ዝኽእሉ ውሑስ ሃገራት ክሰደዱ ካብ ዝገብሩ ገለ ረቋሒታት እዮም። ኩነታት ናይ ኤርትራ ግና ፍሉይ ኮይኑ ንረኽቦ።ንሕና ኤርትራውያን እቲ ምኽንያት እንታይ ምዃኑ ኣጸቢቕና ንፈልጦ ኢና። ሃገርና ኣብ ውግእ የላን፡ ባህርያዊ ሓደጋውን ኣየጋጠማን ዘሎ፡ መጥቃዕቲ ግብረ ሽበራውያን'ውን ክሳብ ክንድኡ ኣስጋኢ ኣይኮነን። ናይ ባዕልና ቁስሊ እዩ ነታ ሃገር ዝሕምሳ ዘሎ። እቲ ስርዓት ንዓሰርተታት ዓመታት ነታ መሰረት ሕብረሰተስብ ዝኾነት ስድራቤት ፋሕብትን ብምባል ክብርታት ናይቲ ሕብረተሰብ ዘሪግዎ ይርከብ። ልዕሊ ኩሉ ድማ ንመንእሰያት ናይታ ሃገር ብጉልባባ ሃገራዊ ኣገልግሎት ኣብ ባርነት ቆሪንዎም ኣሎ።

ዝኾነ ዝተቆርነ ወይ'ውን ምስ ባርያ ዝነጻጸር ኩነታት ዝርከብ ሰብ ነብሱ ሓራ ክገብር ካብቲ ኩነታት ክሃድም መሰል ኣለዎ። ኤርትራውያን መንእሰያት ነብሶም ሓራ ክገብሩ እንታይ ዝሓሸ ኣማራጺ ኣለዎም? ካብ ማሕበረሰብ ዓለም እንጽበዮ እንተልዩ ነዞም ብጨቋኒ ስርዓትተደሪኾም ህይወቶም ንምድሓን ነዚ ናይ ሓርነት ጉዕዞ ዝገብሩ ዘለዉ ኤርትራውያን ዝበለጸ ምድንጋጽን ሓለዋን ክገብረሎም ጥራሕ እዩ። እቲ ክሳብ ሕጂ ሸለለ ተባሂሉ ዝሕለፍ ዘሎ መቅዘፍቲ ናይ ኣሽሓት ንጹህ ህይወት ዜጋታት በዚ መፈንጥራ ሞት ዝኾነ ጉዕዞ እዩ። ብፍላይ ድማ ካብ ኤርትራ፡ በረኻ ሰሃራ ክሳብ ገማግም ባሕሪ ሊብያ፡ ብዙሓት ኣብዚ ጉዕዞ እዚ ይጠፍኡ ኣለዉ።

መንእሰያት ነዚ ጉዕዞ ክጅምሩ ዓይኖም ዘይሓስዩሉ ዘለዉ ምኽንያት ኣብ ኤርትራ ዘሎ ኩነታት ኣዝዩ ሕማቕ ብምዃኑ እዩ። ኣብተን ዘየተኣማምናን ኣረገውትንን ተደርብየን ዝነበራን ናይቶም ዘይሕጋውያን መሰጋገርቲ ደቂ ሰባት ጃላቡ ክድይቡ ከለዉ፡ ነቲ ኣብ ቅድሚኦም ዘሎ ሓደጋ ባሕሪ ዘንጊዖም ኣይኮኑን። ኣብ ማዕከናት ዜና ምዕራባውያን ሃገራት ብዛዕባ እዞም ስደተኛታት ክቃላሕ ከሎ፡ ናይተን ስደተኛታት ዝጸዓና ጃላቡ ኣብ ባሕሪ ሜዲተራንያን፡ ብስደተኛታት ዘዕለቕለቐ መቐበሊ ስደተኛታት ጥልያን፡ ኣብ ካለይ ናብ ዓዲ ኢንግሊዝ ብዘይሕጊ ክሰግሩ ናይ ዝፍትኑ ዜናታት ብቀጻሊ ይቃላሕ። እቲ ቀንዲ ምንጪ ናይዚ ትራጀዲ ማለት እቲ ስርዓት ነዞም መንእሰያት ብዘይ ንሕስያ ዝገፍዖም ዘሎ ግና ግቡእ ኣቃልቦ ኣይረኸበን።
ድሕሪ እቲ ብኽንደይ መስዋእቲ ዝተረኽበት ነጻነት፡ ኤርትራ ንኹሎም ዜጋታት ዝሓቁፍን ዝሕብሕብን ስርዓት ምሕደራ ክትሰጋገር እያ ዝብል እምነት እዩ ነይሩና። ብኡነት ናይ ብሓቂ ኤርትራናጽነታ ንምርካብ ዝሓለፈቶ ተሞክሮ ንኹሎም ኣፍሪቃውያን ዝኸውን ሽግ ተስፋ ክትውልዕ እያ ዝብል እምንቶ እዩ ነይሩና። ብኹሉ መምዘኒታት ከመይ ተጋጊና ዝገርም እዩ! እቲ መንግስቲ ንኹሉ ዲሞክራሲያዊ ስርዓት ክተክል ዝነበሮ ዕድላት ብምብኻን፡ ዜጋታቱ ኣብ ተስፋ ቁርጸትን ዝሓሸ ኣማራጺ ክደልዩን ነቲ ዝተሓምሸሸሕልሞም ጋህዲ ንምግባር ድማ ዓዶም ገዲፎም ክስደዱ ይቕሰቡ ኣለዉ። እቶም ውሕስነት መጻኢ ሃገር ዝኾኑ መንእሰያት ተስፋ ቆሪጾም፡ ሕልሞም በኒኑ፡ ቁመናኦም ተደዊኑ ይርከብ። ካብ መፋርቅ ተስዓታት ጀሚሩ፡ ኣብ መዛዘሚ ኣልቦ ሃገራዊ ኣገልግሎት ተጸሚዶም ንእስነቶምን ሓርነታቶምን ተሓዲጎም ኣብተስፋ ቁርጸት ይርከቡ። ኣብዚ ሕጂ እዋን፡ ኤርትራውያን ካብታ ዝፈትውዋ ዓዶም ንምውጻእ ዘይከፍልዎ ነገር የለን።

መንግስቲ ነዞም መንእሰያት ንቡር ሕይወት ክመርሑ ነጻነቶም እንተዘይነፍጎም፡ እዚ ማለት ዝደለይዎ ክኾኑ ሕይወቶም ከመሓይሹ እንተዘይክልክሎም ነይሩ እቲ ስእሊ ዝተፈልየ ምኾነ ነይሩ። ሕማቕ ዕድል ኮይኑ ኤርትራውያን ግዳያት ናይ ጨካን ኣተሓሕዛን ምብትታንን ኮይኖም ይርከቡ። ክብረት ዝተነፍጎ ህይወት ክነብሩ ተገዲዶም ይርከቡ። ሎሚ መንእሰያት ኤርትራ፡ ኣብ ኤርትራ ምንባር ትርጉም ዘይብሉ ናብራ እዩ፡ ስለዚ ድማ ካብዚ ናብራ እዚ ከይትወጽእ ዘጎናድብ ከም ምልኣት ሕይወት ከይትረክብ ዝኽልክል ጌሮም ይቖጽርዎ። መንግስቲ ሕልሞም መንዚዑ ናይ ሓዋሩ ገባሮ ጌርዎም ይርከብ። መብዛሕቱ ሕልሚ ኣብ ንኡስ ዕድሜኻ ከምዝጅምር መንግስቲ ዝረስዖ ይመስል። ብተዛማዲ ኣዘራርባ፡ ኣብ ካልእ ሃገራት መንግስቲ፡ መንእሰያት ጠፈር ክበጽሑ ዘኽእሎም ሓይሊ ክድልቡ ይኹስኩሶም። እዞም ናይ ኤርትራ መንእሰያት ድማ ነዚ ሕልሚ እዚ ጋህዲ ክገብሩ እንተሃቀኑ እንታይ እዩ እቲ ኣበሳኦም?

መብዛሕተን ናይ ምዕራባውያን መራኸቢ ብዙሃን ዘምጽእኦ መደባት፡ ብኸመይ ተድሕኖም ወይ ትኸላኸለሎም ኣብ ክንዲ ዝኸውን፡ ብኸመይ ናብ ኤውሮፓ ከይኣትዉ ትኽልክሎም ወይ ትነጽጎም ዝብል ምዃኑ ክትርኢ ከሎኻ ኣዝዩ የሕዝን። ማሕበረሰብ ዓለም ነዚኩነታት ብዕቱብ ክቅይር ክፍትን ክንደይ ተወሳኺ ሞት ናይ ኤርትራውያን ኣብ ውሽጢ ሃገር ይኹን፡ ኣብበረኻ ሰሃራን ባሕሪ ሜዲተራንያንን የድሊ ይኸውን? ኤርትራውያን ስደተኛታት ብመከራን ፍርሂን ይሳቀዩ፡ ጽባሕ እንታይ የጋጥሞም'ውን ፍጹም ኣይፈልጡን። ሕሉፍ ሕይወቶም ብመንግስቲ ተሰሪቁ፡ መጻኢኦም ኣብ ምልክት ሕቶ ኣትዩ ነታ ብኣጋ ዘይትርከብ ሓርነት ከናድዩ ላዕልን ታሕትን ክብሉ ኣብ ምሉእ ምሕረት ናይ ዘይሕጋውያን ኣሰጋገርቲ ደቂሰባት ይወድቁ።

ማሕበረሰብ ዓለም ናይቶም ኣብ መዓስከር ስደተኛታት ኢትዮጵያ፡ ሱዳን፡ የመን፡ ሊብያን ካልኦት ሃገራትን ዘለዉኤርትራውያን ዘስካሕክሕ ኩነታት ይፈልጡ ዶ? ኣብተን ተዓቝቦሙለን ዘለዉ ሃገራት ተቐባልነት የብሎምን፡ ብዙሕ ግዜ'ውን ይጋፍዑን ግዳያት ናይ ተበለጽቲ ይኾኑን። እቲ ብ UNHCR ዝምራሕ ናብ ሳልሳይ ሃገር ናይ ምጥያስ መደባት ንኤርትራውያን ኣይሰርሓሎምን ኣሎ እንተተባህለ ካብ ሓቂ ዝረሓቐ ኣይመስለናን። ስለዝኾነ እዩ ድማ ኤርትራውያን ስደተኛታት ካልእ ኣማራጺታት ከናድዩ ዝግደዱ ዘለዉ።ይገርም እዩ እተን ዑቅባ ይህባ ዝበሃላ ሃገራት እየን ድማ ኤርትራውያን ስደተኛታት ዝገበሩ ጌሮም ኣብ ኣፍደገአን ምስበጽሑ ከይቅበልኦም ኣፍደግአን ዝርግጣ። ስለዚ እዮም ድማ ኤርትራውያን ብዘይ ሕጊ ዶብ ሶሊኾም ክሰግሩ ዝፍትኑ ዘለዉ። ሕሉፍ ሕይወቶም ባኺኑ፡ ተፈናቂሎም ስለዝኾኑ እዚ ክገብሩ ዋላ ሓንቲ ዘሰክፎም የለን።

ነዚ ጸገም ብኸመይ ክንገጥሞ ኣሎና? ነቶም ነዚ ሽግር ንምፍታሕ ብቁምነገር ክሰርሑ ዝፍትኑ፡ ግብራዊ ዝኾኑ ናይ ፖሊሲ ኣማራጺታት ኣለዎም።

- መጀመርያ፡ ኣብ ባሕሪ ሜዲተራንናይ ናይ ሕይወት ኣድሕን ስራሓት ክቅጽል።
- ካልኣይ፡ ብሓደራ UNHCR መሰረት፡ ኤርትራውያንብውዕል ስደተኛታት 1951 ሓለዋ ክግበረሎም መሰል ኣለዎም።
- ሳልሳይ፡ ንኹሎም ኣብ መዓስከራት ስደተኛታት ኢትዮጵያ፡ ሱዳን፡ እስራኤል፡ የመን ኣብ ኣሰቃቂ ኩነታት ዝነብሩ ኤ 2015ርትራውያን ህጹጽ ሰብኣዊ ሓገዝ ክግበረሎም።
- ኣብ መወዳእታ፡ ናይዚ ዋሕዚ ኤርትራውያን ስደተኛታት ምኽንያት ኣብ ምንጩ ክፍወስ። እዚ ማለት ጭቆና፡ ምግሃስ ሰብኣዊ መሰላት፡ ገደብ ኣልቦ ግዱድ ሃገራዊ ኣገልግሎትን ደው ክብል፡ ኤርትራውያን ድማ ብሕግን ዲሞክራሲያዊን ስርዓት ምሕደራን ክመሓደሩ እዩ።

ኤርትራዊ ምንቅስቓስ ንዲሞክራስን ሰብኣዊ መሰላትን (ኤምዲሰመ)
Advocacy Unit
10 ነሓሰ 2015

في مؤتمره الثاني وبعد أن قيم تقييماً دقيقاً الوضع الراهن علي مستوى الشعب والوطن والمعارضة فإن حزب الشعب الديمقراطي الارتري قد اتخذ القرارات السياسية التالية:

1/ دور ومشاركة الشباب:

عندما نشير الي المستقبل المشرق لبلادنا فإننا نعني بذلك تلك المهمة المستقبلية التي تنتظر شبابنا الذي يمثل ما يربو علي 70% من تعداد شعبنا، لذلك واضعين في الاعتبار مسئولية شبابنا في تسلم هذه المهمة.

وبما أن المشاركة الجادة والفعالة للشباب هي حجر الأساس والدينمو المحرك لنضالنا والضمان الحقيقي لاستمراريته وانتصاره، فإن الحرب التي اندلعت في 1998م بين ارتريا واثيوبيا وما تمخض عنها من حالة اللا حرب واللا سلم واستمرار برنامج التجنيد الإجباري للخدمة العسكرية الالزامية بلا حدٍّ ولا نهاية ثم انعدام الاستقرار المعيشي والتوظيفي والتعليمي، وما أدى اليه ذلك كله من أن يكون الشباب الضحية الأولى لهذا الوضع، مما نتج عنه فقدان الثقة بكلٍّ من النظام والمعارضة وبالتالي عدم تجنيد دور وقدرات الشباب الارتري التجنيد الأمثل وباستصحاب الدور الوطني التحريضي الرائد لشباب الستينيات.

ونسبةً لأهمية وأولية دور الشباب في بناء واستمرارية الوطن علي قيد الوجود وبالنظر لإعاقة نظام الهقدف لهذا الدور البناء وحرف مساره الي الهجرة ومخاطرها وآفاتها.

فإن المؤتمر يقرر:

وصلاً لجهوده السابقة فإن حزبنا يعطي الأولوية لخلق المعينات والسبل المعينة علي تحقيق المشاركة الفاعلة للشباب، الإسراع بتوريث الشباب للمواقع القيادية، ويعمل علي إنفاذ ذلك عملياً. لذلك قرر المؤتمر إدخال النظم التأطيرية الحديثة والتشبيك الالكتروني الفعال، كما يناشد الشباب تحمل مسئوليته الوطنية الرزينة في المشاركة في النضال من أجل إنقاذ شعبه ووطنه.

2/ دور ومشاركة المرأة الارترية:

مؤتمرنا الثاني يؤكد مجدداً أنه لا نصر يتحقق بغياب نصف المجتمع الارتري الذي هو المرأة، وقد اعتبر المؤتمر أن تدفق هجرة المرأة في هذه الآونة من أشد الأمور المثيرة للقلق والمربكة لحسابات قوى التغيير، وعلي هذا فإن الحزب منبهاً الي أن له دراسة قيد الإعداد عن مشاركة المرأة، ووضعاً منه في الاعتبار لما تعانيه المرأة من اضطهاد مزدوج يجعلها من أهم من يهمهم أمر الأهداف الوطنية فإنه يناشدها المشاركة في النضال الديمقراطي بجدٍّ واجتهاد.

3/ أسلوب النضال:

مقيـِّـمين بدقة التجارب السابقة ونتائجها ومستوعبين دروس تجارب المقاومة الشعبية في الشرق الأوسط وشمال افريقيا، وبالنظر الي محاولات الارتريين تطوير أدائهم النضالي بالداخل والخارج، فإن أسلوب النضال السلمي والديمقراطي الذي ظل حزبنا ينتهجه وكونه الأسلوب الذي يلبي ويناسب حاجات شعبنا وأمانيه في حياة دستورية مستقرة فإن المؤتمر قرر اعتماده مجدداً سبيلاً لإزاحة النظام الدكتاتوري القائم علي أن يتخذ الشكل الآتي:

إن حزبنا إذ يرى أن النضال الجاري الآن للإطاحة بالدكتاتورية وإبدالها بنظام ديمقراطي دستوري يستوجب مشاركة وإسهام جميع الشعب الارتري فإنه يعتقد أن بأن نصيب الأسد والدور الحاسم في هذا النضال هو من نصيب شعبنا بالداخل، واستناداً علي هذه الحقيقة فإن المؤتمر يجدد قناعة حزبنا بضرورة وأولوية النضال من داخل الوطن.

4/ بخصوص وحدة معسكر المعارضة:

لقيادة مسيرة تحقيق التغيير السياسي الديمقراطي في بلادنا والحلول محل نظام الهقدف القائم فإننا نؤمن بضرورة التمهيد لذلك بصناعة وعاء تأطيري وطني فعال، وأن تلك هي المهمة المشتركة والعاجلة لجميع من يعنيهم الأمر.

ما لم يتم تقييم التجارب السابقة للتحالفات والائتلافات في أوساط معسكر المعارضة بالجدية المطلوبة، وما لم يعط حجم المشاركة الشعبية تقديره الحقيقي فإن ذلك كله يعتبر مجرد تجارب فطيرة غير ناضجة.

بما أن طموحات أي حزب أو تنظيم معارض لن تتحقق إلا بعد زوال النظام القائم فإن الأولوية الرئيسية المشتركة الآن هي إسقاط النظام.

فإن المؤتمر يقرر:

يؤكد حزبنا مجدداً علي استعداده التام للعمل المظلي الجامع مع سائر مكونات المعارضة بشرط أن يكون ذلك عبر إشراك الجميع تأسيساً والتحاقاً، كما يؤكد حزبنا علي تعاونه مع الجميع في محاربة الأساليب والثقافة الإقصائية التي ظلت تعيق عمل معسكر المعارضة.

5/ السيادة الوطنية الارترية:

لقد دفع الارتريون ولا يزالون يدفعون الغالي والنفيس من أجل صون السيادة الوطنية لبلدهم، لذا فإن حزبنا يعتقد أن جميع أمنيات ورغبات الارتريين لن تتحقق إلا في ظل دولة ارترية متحققة السيادة، وهذا ما يجعلنا لا نهمل السيادة الوطنية في أي أجندة لنا، إن الحفاظ علي السيادة يأتي علي رأس عوامل بقاء واستمرار الهوية الارترية شعباً ووطناً، إلا أننا في الوقت ذاته ندين الابتزاز السيئ للنظام لظاهرة تعلــُّــق الارتريين الشديد بوطنهم وبالتالي محاولاته الخبيثة لإبادة مواطنينا عبر التلويح بملاءة الدفاع عن السيادة الوطنية. إننا ننظر الي استمرار شعبنا علي قيد الوجود والحفاظ علي سيادتنا الوطنية نظرَنا الي وجهي العملة، حيث لا وجود لأحدهما دون الآخر، لذا فحفاظنا علي أحدهما لا ينفصل عن حفاظنا علي الآخر.

حكم مفوضية الحدود الدولية:

  • إيماناً بأن النزاع الحدودي الارتري – الاثيوبي لن يحل إلا بوساطة طرف ثالث.
  • انطلاقاً من القناعة بأن حكم مفوضية الحدود بعد توقيع الطرفين علي اتفاقية الجزائر العاصمة في العام 2000م يعتبر في غياب اتفاقهما علي تعديله حكماً نهائياً وملزماً وغير قابل للاستئناف يستحق التطبيق دون تعديل.
  • واضعين في الاعتبار أدوار وأفضال الشقيقة اثيوبيا علي السيادة الوطنية الارترية وأنها قد وقعت علي ذلك الحكم الصادر من جهة دولية رسمية ملزمة الأحكام مقرةً بأنها توقع اتفاقاً مع دولة ذات سيادة فإننا علي أمل كبير بأن تتقيد اثيوبيا بما تلقيه عليها مسئولياتها القانونية والأخلاقية والسياسية تجاه سيادة جارتها ارتريا.
  • استناداً الي ضرورة إيمان كلا الحكومتين في كلا البلدين بأن العلاقات الأزلية بين شعبيهما وبلديهما باقية وهما زائلتان، فعليهما العمل علي تقديم مصلحة الشعبين وتقدير العلاقات النضالية العريقة بينهما والأهداف المشتركة التي طالما ناضلا سوياً لتحقيقها.
  • آخذين في الاعتبار استغلال الحكومة الارترية للرفض الاثيوبي لإنفاذ حكم ترسيم الحدود معلقةً علي مشجب ذلك الرفض كل فرصة لخلق حياة دستورية وديمقراطية رافعةً في وجه الشعب كرت الحفاظ علي السيادة الوطنية متعللةً بأن الرفض الاثيوبي من مهددات تلك السيادة، وأنه ما لم تحل تلك المشكلة فلا حديث في أجندتها عن نظام ديمقراطي أو حتى أية نسبة من نسب الحرية وحقوق الانسان. لذا وحتى إشعار آخر فإن الموقف الاثيوبي بهذا الصدد يوفر للنظام الارتري الجاثم علي صدر شعبنا المزيد من الحجج والمبررات لاستمراره علي سدة الحكم.

فإن المؤتمر:

  • واضعين في اعتبارنا أن موقف الحكومة الاثيوبية المشرف المتمثل في القبول بنتيجة استفتاء 1993م علي خيار السيادة الوطنية يلزمها قانونياً وأخلاقياً بإنفاذ حكم مفوضية الحدود الدولية، فإن المؤتمر يدعو الشقيقة اثيوبيا لإنهاء هذا التوتر بعلاقة أخوية حميمة بين البلدين الشقيقين.  
  • يدين موقف حكومة الهقدف الذي يتخذ من الرفض الاثيوبي لإنفاذ حكم المفوضية مشجباً يعلق عليه تعطيل حق تمتع المواطن الارتري بكافة حقوقه وحرياته الأساسية.

6/ نظام الهقدف والدستور:

إن الحديث عن إنفاذ دستور 1997م الذي وضعه وأجازه نظام الهقدف ولم يطبقه حتى الآن، إن الحديث عن ذلك لن يجد مكانه إلا بعد سقوط النظام الدكتاتوري ولن يتم قبوله أو رفضه جزئياً أو كلياً إلا عبر التصويت عليه من قبل الشعب أو عن طريق برلمانه المنتخب ديمقراطياً. إن موقفنا القديم القائل بهذا ما يزال يتمتع بالصحة والمواكبة. أما الادعاءات الجوفاء لحكومة الهقدف بصياغة دستور جديد دون أن تحاول تطبيق الدستور القديم لتعرف عيوبه ونواقصه، ما هي إلا تاكتيكات ومماحكات تسويفية جديدة يرفعها في وجه الضجر والتململ الشعبي من نظامه، لذا نناشد الشعب والمجتمع الدولي أن لا يصغيا الي ترهات النظام وحيله الجديدة.

7/ قضية سجناء الرأي والضمير:

حزبنا يدعم ويشجع كل رأي وطني شجاع أو خطوة عملية شجاعة اتخذهما شعبنا في كل الأوقات والأمكنة، واليوم أيضاً يشارك حزبنا في جميع النضالات من أجل التغيير، إن حزبنا في الوقت الذي يدين فيه تصفية النظام لموجات الرفض الشعبي لنظامه بوصفها بمختلف النعوت غير الحقيقية، فإنه يناشد شعبنا أن لا ينخدع بتوصيف النظام لمعارضيه والثائرين عليه من داخل نظامه وأن يعزز من وحدته أكثر فأكثر، أيضاً يناشد حزبنا عبر مؤتمره هذا المجتمع الدولي بعامة ومنظماته وهيئاته الحقوقية خاصة أن يكثف من جهوده وضغوطه الهادفة الي إطلاق سراح سجناء الرأي والضمير في ارتريا.

8/ بخصوص تقرير مفوضية حقوق الانسان الدولية عن ارتريا:

إن لجنة التحقيق التي كلفتها مفوضية حقوق الانسان الدولية للتحقيق في أوضاع حقوق الانسان في ارتريا وتقريرها ذا ال 483 صفحة الذي أصدرته بعد عام من التحقيق المتنوع الوسائل والذي أكد أن مجموع الانتهاكات يرقى الي مصاف الجرائم ضد الانسانية، يجد من حزبنا كل الدعم لكل ما توصل اليه وما بنى عليه من حقائق، كما يعلن عن استعداده للتعاون مع اللجنة في كل ما تطلبه من عون فني أو معنوي، وبهذا نناشد كل الجهات التي يعنيها ما توصلت اليه اللجنة أن تواصل جهودها لإنهاء انتهاكات حقوق الانسان في ارتريا حتى تضع حداً لتلك الانتهاكات وبأسرع ما يمكن.

9/ تظاهرة جنيف والاستنهاض الشعبي:

احتشد في هذه التظاهرة الشباب الذين هم من أكبر ضحايا انتهاكات نظام الهقدف حيث راح أكثر من 360 منهم في كارثة لامبيدوزا الشهيرة، كما ساندتها وشاركت فيها المعارضة بشقيها السياسي والمدني وبرهن الارتريون علي رغبتهم الموحدة في إسقاط دكتاتورية الهقدف وإحلال النظام الديمقراطي والعادل محلها.

إن حزبنا يؤيد كل ما تمخض عن تلك التظاهرة من إدانة شاملة لانتهاكات حقوق الانسان وتأييد عارم لتقرير لجنة التحقيق الدولية وما تلى التظاهرة من تظاهرات مماثلة جرت في السادس والعشرين من يونيو 2015م في العديد من أنحاء العالم. لذا نناشد كل الارتريين الذين يعنيهم أمر التغيير أن لا يتوقفوا عند هذا الحد، بل يجب أن يواصلوا عملهم المشترك كلما سنحت الفرصة، وحزبنا علي استعداد تام لتقديم كل ما يطلب منه من دورٍ وعون يساعد في رفع وتيرة هذا النضال. هذا وقد أكد المؤتمر أن مسيرة جنيف النادرة المثال لم ترعب نظام الهقدف فحسب بل أكدت أن العمل المنسق والمشترك لقوى المعارضة يمكن أن يصنع الكثير من النجاح والإنجاز، لذا علينا جميعاً مواصلة هذا العمل الجاد بدأبٍ وجد.

10/ هدم البيوت بارتريا:

إن ما يرتكبه النظام بحق شعبنا من تحقير وإذلال تحت مختلف التسميات والمبررات دعك من أن ينطلي علي الارتريين، بل أصبح مكشوفاً أمام العالم. لذلك ومنذ فترة ليست بالقصيرة بدأ حملة هدم منازل المواطنين في العديد من المناطق وترك الكثيرين منهم في العراء بلا مأوى ولا كساء وفي مناطق ومواسم مطيرة وشديدة البرد وأخرى شديدة الحر. ولم يتوقف إذلال النظام للمواطنين عند حد هدم المنازل بل إن كل من يبدي اعتراضاً علي ذلك يعتقل وقد يفقد حياته أيضاً، فرداً كان أو جماعة. إننا وإن كنا ندرك أن مثل هذه الانتهاكات ليست الأولى في انتهاكات النظام، إلا أننا ندين بشدة هدم بيوت المواطنين الذين دفعوا ثمن هذا التراب غالياً من دمائهم بلا مبررات ولا مسوغات قانونية أو أسباب مشروعة. هذا ولما للمأوى من دور في الحفاظ علي الحياة وما في فقدانه من انتهاك فاحش لقدسية الحياة نناشد المجتمع العالمي إدانة هذا المسلك من النظام تجاه مواطنينا الأبرياء الذين فقدوا المأوى في وقتٍ هم في أمسِّ الحاجة إليه.

11/ العلاقة بدول الجوار:

استناداً الي ما ورد في البرنامج السياسي لحزبنا ( إقامة العلاقة بجميع دول الجوار علي أسس المصالح المشتركة، الاحترام المتبادل، عدم التدخل في الشؤون الداخلية، احترام المعاهدات الدولية ) فإن علاقتنا التاريخية والثقافية بدول الجوار عامة واثيوبيا والسودان خاصة والتي لا تتعارض وهذه السياسة الواردة في برنامجنا السياسي ستظل قائمةً ومستمرة. ولا يرى حزبنا في كل ما يجنيه من هذه العلاقة من عونٍ وتفاعل مع قضايا شعبنا إلا مصدر قوة وتشجيع لنضالنا الديمقراطي العادل.

12/ قوات الدفاع الارترية:        

بما أن قوات الدفاع الارترية جزءٌ لا يتجزَّأ من شعبها في السراء والضراء حيث تتقاسم معه كافة ألوان الاضطهاد الذي يتعرض له، وتنوء تحت وطأة أفدح الأعباء والأحمال فإن المؤتمر يناشدها الانضمام الي صفوف المقاومة الشعبية التي تناضل من أجل إرساء نظام سياسي ديمقراطي يحقق العدالة والسلام والازدهار.

نضالنا العادل المنتصر بالمشاركة الشعبية سيتعزز أكثر بوحدتنا      

المجد والخلود لشهدائنا الأبرار

الهزيمة والسقوط لنظام الهقدف الدكتاتوري

السيد/ بيتر فيلدمان عمدة فرانكفورت الموقر

السيد/ ميكائيل لوشنشتاي ممثل حزب الاتحاد المسيحي الديمقراطي (CDU) الموقر

السيد/ ميكائيل روبين ممثل الحزب الديمقراطي الحر (FDP) الموقر

السيد/ كلاوس ديتر قروت ممثل حزب الخضر (Gruene) الموقر

السيدة/ كرستينا بيورك والسيد/ بوشلستام صديقا الثورة الارترية وحزب الشعب الديمقراطي الارتريمن السويد

السادة والسيدات قيادات وممثلي تنظيمات وأحزاب المعارضة الارترية الموقرين

السادة والسيدات قيادات وممثلي منظمات المجتمع المدني الارترية الموقرين

السادة والسيدات قيادة وأعضاء حزب الشعب الديمقراطي الارتري الموقرين

السادة والسيدات الضيوف الكرام وعامة الحضور

GermanRepresentatives

في البدء يسعدني أن أشكركم جميعاً علي تحملكم المشاق في سبيل تلبية دعوتنا لحضور مهرجان ارتريا 2015م، مهنئاً نفسي وإياكم في ذات الوقت بالمهرجان ومتمنياً لنا جميعاً أن يكون مهرجان وفاقٍ ووئام بين الجميع. كما أتقدم باسمي وباسم قيادة الحزب بالشكر الجزيل لفروع حزبنا والرابطة الديمقراطية بمنطقة أوربا علي ما بذلوه من جهود مخلصة وتضحيات سامية لإنجاح هذا المهرجان، وأخص بالذكر منهم اللجنة التحضيرية للمهرجان.

مهرجان هذا العام ( 2015م ) يصادف خليطاً من التطورات الهامة والحاسمة في حياة بلادنا، حيث يلتئم وأوضاع شعبنا تزداد تفاقماً نحو الأسوأ، وقوى شعبنا المحبة للسلام تنجح في تسيير مسيرة حقوقية تدين النظام وتشيد بحملة حقوق الانسان الدولية لإدانة النظام الدكتاتوري في بلادنا، هذا فضلاً عن مصادفته انعقاد المؤتمر الثاني لحزبنا بنجاح، الأمر الذي يجعله مهرجاناً متميزاً بحق.

أيضاً يسعدني أن أزف التهاني والتبريكات للمسلمين عامة ومسلمي ارتريا خاصة بمناسبة حلول عيد الفطر المبارك، أعاده الله علينا جميعاً باليُــمن والبركات والسعادة.

خلال الأربع سنوات المنصرمة حقق حزبنا إنجازات عديدة وعظيمة، فقد كان عضواً مؤسساً للتحالف التقدمي العالمي (Progressive Alliance) الذي يضم الأحزاب السياسية الاشتراكية الديمقراطية علي مستوى العالم. وقد حضر حزبنا اللقاءات الأربع التي عقدها هذا التحالف في كلٍّ من السويد، تونس، هولندا وألمانيا. كما نال الحزب عضوية مراقبة في منظمة أحزاب الاشتراكية الدولية من خلال حضوره لملتقاها في نيامي بالنيجر. كما حقق حزبنا عبر المشاركة في مؤتمر فرع أوبسالا للحزب الاشتراكي الديمقراطي السويدي مكاسب كبيرة لشعبنا بإقناع المؤتمرين باستصدار قرار يناشد الحكومة السويدية إيقاف أتاوة ال2% التي يتحصلها نظام الدكتاتور إسياس من المغتربين الارتريين المقيمين بالسويد فضلاً عن تخلي الحكومة السويدية عن دعم النظام وتحويل دعمها للقوى المدنية الارترية المعارضة للنظام. هذا وقد توقع المؤتمرون تقديم القرارين هذين الي المؤتمر رقم (37) للحزب حتى تتخذ طابع وختم قرارات الحزب بعامة وترفع من ثم لجهات صناعة القرار للتنفيذ. كذلك شارك حزبنا الي جانب منبر الحوار الوطني (مدرخ) في ملتقى منظمة تضامن الشعوب والذي انعقد بجمهورية جنوب افريقيا لمناصرة شعوب ارتريا، فلسطين، سوازيلندا والصحراء الغربية وشرحا هناك مشكلات ومعاناة الشعب الارتري.

Christina and Bo

السادة والسيدات:

لأول مرة في مسيرة النضال الارتري تتولى أنثى منصب رئيس اللجنة التحضيرية لمؤتمر، وقد كان من الشموخ والشرف لحزبنا بعامة وللأخت آديام تفرا ونساء ارتريا علي وجه الخصوص أن يتشرفوا بنيل هذا الشرف العظيم. كما نتشرف أيضاً بمشاركتنا مهرجان هذا العام من قبل السيد/ بيتر فيلدمان عمدة فرانكفورت لأول مرة. وهذا كله إن دلَّ علي شيء فإنما يدل علي أن بإمكان تنظيمات المعارضة الارترية أن تحقق بتعاونها الكثير.

حزبنا أيضاً ضم صوته الي صوت نداء آباء الكنائس الارترية الأربعة فرفع عقيرته معهم منادياً بالتساؤلات المصيرية الملحة ( أين أخي، أختي، شعبي؟؟؟؟؟؟؟؟؟؟...........). كذلك الكل يذكر ويقدر جهود الحزب في تأمين وإيواء المهاجرين واللاجئين الارتريين سواء باللقاء بأشخاص الجهات المعنية أو برفع المذكرات. كما أولى عناية خاصة بأحوال ومشكلات اللاجئين الارتريين بكلٍّ من دول الجوار، شمال افريقيا، اسرائيل ودول أوربا. وبصفة أشد خصوصية طالب الحزب بتقديم العون الأكاديمي والفني والصحي للاجئين الارتريين في السودان واثيوبيا ومنحهم حق التوطين ببلد ثالث.

Audience 2

وحتى علي مستوى القواعد لم يدخر الحزب جهداً في المشاركة في مسيرات القوى الارترية المدنية والسياسية مشاركة شخصية وعينية ونقدية وبكل ما لديه من إمكانات وعلاقات سخرها في سبيل المصالح الوطنية العليا.

رغم فقره وإمكاناته المالية المتواضعة فإن تبني الحزب تمويل عملية تعليم أكثر من 650 تلميذاً وتلميذة بمدرسة ود شريفي للاجئين الارتريين يعد من أكبر الشواهد علي إخلاص الحزب وتفانيه في خدمة الشعب والاستثمار في المستقبل المتمثل في الحرص علي تعليم وتخريج أجيال ارترية تخدم المستقبل الارتري المشرق.

السادة والسيدات:

إن تسارع وتيرة مقاومة النظام لم يعد بالأمر الخافي علي أحد، بيد أن انشغال هذه المقاومة بالأمور الذاتية والجانبية قد أضر بقضية المعارضة عموماً وصدم طموحات وأماني شعبنا وأصدقائه في مستقبل أفضل. إن مهمة الساعة الراهنة هي إنقاذ الشعب والوطن من الدمار، وهذا لن يتأتى إلا بإزالة النظام الدكتاتوري وإحلال دولة العدل والحرية والديمقراطية والازدهار محله، في الحقيقة نحن كمعارضة عموماً قصرنا الكثير بهذا الصدد، بيد أن الأمر الذي يبعث علي التفاؤل هو أننا استطعنا تحديد مواطن قصورنا أما معالجة ذلك القصور فيتطلب منا الإرادة السياسية والشجاعة والعزيمة الصادقة.  

هذا وشكراً للجميع علي حسن الاستماع والمتابعة

                        

تحت شعار ( نضالنا العادل المنتصر بالمشاركة الشعبية سيتعزز أكثر بوحدتنا ) انعقد المؤتمر العام الثاني لحزب الشعب الديمقراطي الارتري خلال شهر يوليو 2015م في موقعين وزمانين مختلفين، إن المؤتمر الذي مُـثـِّـلـَـتْ فيه قواعد الحزب المترامية الأطراف بطريقة ديمقراطية والذي انعقد في كلٍّ من اثيوبيا وألمانيا كان علي قدر المسئولية الملقاة علي عاتقه إزاء ما تمر به بلادنا ارتريا.

يأتي انعقاد مؤتمرنا في ظروف محلية واقليمية ودولية استثنائية يعيش فيها شباب بلادنا بالذات حياةً جهنمية في الداخل والخارج. كما تعيش بلادنا جراء سياسات نظام الهقدف الخاطئة عزلة دولية شاملة وممارسات قمعية وحشية عرضتها للإدانة من قبل مفوضية حقوق الإنسان الأممية. بل وعدت المفوضية بالمزيد من التحقيق حول ما يواجهه النظام من تهمة ارتكاب جرائم ضد الإنسانية تجاه المواطنين. كما أن المؤتمر يأتي في وقتٍ تتضاعف فيه أهمية ومسئولية المجتمع الدولي والاقليمي والوطني إزاء ما يتعرض له الشباب الارتري في الشرق الأوسط وشمال افريقيا من مآسٍ في البحار والصحاري ومؤخراً الإرهاب الوحشي.

تحت إشراف ومسئولية سكرتارية المؤتمر قرأ رئيس الحزب التقرير الشامل لأعمال ونشاطات الدورة المنصرمة للمؤتمر لتتاح من بعده فرص المناقشة والاستفسار بالطرق الديمقراطية. كما أعقب ذلك المناقشة العميقة والمفصلة لكلٍّ من البرنامج السياسي والدستور وقرارات وتوصيات المؤتمر ثم إجازتها بإجماع المؤتمرين بما أُدْرِج فيها من تعديلات مواكـِــبة لما يجري في بلادنا والمنطقة والعالم.

إن المؤتمر الثاني واضعاً في الاعتبار ما تمر به بلادنا وشعبها وما يجري من تطورات دولية وإقليمية اتخذ عدداً كبيراً من القرارات السياسية يتلخص أهمها فيما يلي:

1-    حزب الشعب الديمقراطي الارتري يسعى لخلق المصالحة الوطنية بين كافة مكونات المجتمع الارتري. لذا يناضل حزبنا أكثر من أي وقتٍ مضى لأن يكون إسقاط النظام الدكتاتوري من أولى أولويات عملية المصالحة الوطنية والتي تتطلب في حد ذاتها وفاقاً بين جميع قوى المعارضة السياسية ووحدةً بينها في القول والعمل، وبالتالي لن يدخر جهداً لتحقيق ذلك سواء بالانخراط في حوارات ثنائية وجماعية أو بالسعي لإنجاح العمل المشترك علي أي مستوىً كان.

2-    فيما يتعلق بالعملية الوحدوية يرى الحزب الاتحاد اندماجياً بين كل قوتين فأكثر متى ما توفر بينها التقارب النظري والعملي، والعمل وفق برنامج الحد الأدنى تحت مظلة وطنية جامعة بين من لا يتوفر لديهم عامل التقارب الفكري.

3-    سوف يشجع الحزب ويدعم نضالات كل الجاليات والمنظمات المدنية ومنظمات حقوق الإنسان التي تعمل في جميع أنحاء العالم من أجل تعرية وكشف الممارسات القمعية المتوحشة لنظام الهقدف الدكتاتوري.

4-    لن يدخر الحزب جهداً في سبيل رفع إسهام ومشاركة فئتي المرأة والشباب في العملية النضالية علي المستويين الحزبي والوطني.

5-    حزبنا علي قناعة راسخة بأن الخلافات السياسية بين مكونات العمل الارتري المعارض لن تحول بينها وبين تنسيق أعمالها في الخارج علي الأقل لفضح النظام الدكتاتوري أمام العالم وتضييق الخناق عليه اقليمياً ودولياً.

6-    للمزيد من تقوية وتمتين علاقاتنا بدول الجوار، وخاصة علاقتنا بالشقيقتين اثيوبيا والسودان، سوف نسعى لتحويل تلك العلاقة الي علاقة قائمة علي أسس الاحترام والتعاون وعدم التدخل في الشؤون الداخلية.

7-    أكد المؤتمر مجدداً علي أن أسلوب النضال السلمي الديمقراطي الذي ظل حزبنا ولا يزال يعتمده الخيار النضالي الأمثل هو الأسلوب الذي من شأنه تحقيق السلام الدائم في بلادنا فضلاً عن كونه الأسلوب الملائم لتحقيق مطالب الشعب والمناسب لطاقاته وأوضاعه النضالية. هذا وتؤكد نضالات وإنجازات شعبنا بالمهجر هذه الحقيقة وترسخها أكثر فأكثر.  

8-    بحكم أن النضال من أجل إزاحة الدكتاتورية وتنصيب النظام الدستوري الديمقراطي مكانها لن ينتصر إلا بمشاركة شعب الداخل في ذلك النضال يسعى حزبنا بكل ما أوتي من قدرات تنظيمية وتعبوية علي رفع وتطوير تلك المشاركة.

مشيداً بجهود المجتمع الدولي المكثفة في سبيل إدانة وعزل النظام الدكتاتوري فإن المؤتمر يناشد المجتمع العالمي مواصلة جهوده وخطواته الحثيثة حتى الوصول الي تطبيق العقوبات العادلة علي الطغمة الحاكمة وحدها دون المساس بالشعب. كما يناشد المؤتمر دول المنطقة عامة واثيوبيا والسودان خاصة اتخاذ سياسة توطد السلم والأمن في المنطقة وتفصل بين الشعب الارتري وبين زمرة النظام القمعي الجاثمة علي صدره، ومن ثم ترفع درجة تعاونها مع الشعب الارتري وقواه المعارضة، وبهذه المناسبة لا يسعنا إلا أن نجزل الشكر لحكومتي وشعبي اثيوبيا والسودان علي ما وفروه لشعبنا من مأوىً آمن وما قدموه لنا من حسن استضافة وتعاون كريم.

اختتم المؤتمر أعماله بانتخاب قيادة جديدة للحزب تتولى مقاليد المسئولية القيادية لدورة الأربع سنوات القادمة.

نضالنا العادل المنتصر بالمشاركة الشعبية سيتعزز أكثر بوحدتنا

المؤتمر العام الثاني لحزب الشعب الديمقراطي الارتري

30 يوليو 2015م

The Democratic transition from dictatorship to Democracy in the 80th, 90th and the recent of the Arab spring where some were successful, and some were failures and resulted in civil wars and destabilisation. The South African model of dialogue was a good example illustrating how an open dialogue can play in unifying all the forces for democratic change. The South African transition was not without conflicts but they have had a strong commitment to discuss the issues of conflict and listen to all stakeholders it was this character of inclusiveness and it was this culture of inclusiveness that led them to reconciliation , peace and democracy in their country.

Today , most of the actors in the struggle from dictatorship to democracy in Eritrea call for dialogue but the Eritrean dialogue definition has taken different meanings. The Eritrean political elites has been using dialogue since time immemorial but since their method of dialogue was not strategically based on mutual interest and respect but tactical to gain temporary achievements. Such dialogues were been practiced during the Eritrean political struggle and armed struggle and now in the post -independence period by the Eritrean opposition political and civic organization.

The aim of this article is to highlight the difficulties in the Eritrean Dialogue process and learn from other countries  experiences. Such learning can help us to improve the dialogue process in the Eritrean Diaspora Opposition struggling the dictatorship and lay foundations for peaceful transition to democracy in Eritrea. Dialogue cannot occur between one who imposes his /her own ideas upon another who does not wish this imposition.( Suzuki) Dialogue means to bring about an exchange of views but not to inform about views with the aim of increasing understanding, learning and exchanging ideas through communication. The purpose of dialogue is not to reach common viewpoint but to try to understand the different perspectives of the dialogue partner.

The Eritrean Dialogue of this time and the past are not based on principled dialogues and never come to win-win solutions but zero-sum games.

A principled dialogue is based on four key points. These key points are:

1. Separating issues from the people

2. Dealing with interests not positions or titles

3.Searching for mutual Gains

4. Putting objective Criteria

The Eritrean dialogue partners must first be prepared and establish conditions for dialogue as a continuous process. They can start with enhanced cooperation between them. This continuous process of cooperation makes the dialogue more informed leads to conflict prevention and conflict resolution. The dialogue becomes well informed and frank building trust that is the prerequisite for a successful dialogue. There are different kinds of dialogue but what we need now in the Eritrean Opposition case is dialogue in pursuit of democratic transition in Eritrea.

At this time many Eritreans call their collection under the name, " Mederk" meaning facilitating national dialogue among Eritreans in the struggle against the dictatorship.

In my resident city, there are some groups called , " Eri- dialogue" I used to attend their dialogue meetings but the process of dialogue I know and what they pursue are different. As I have seen and experienced this group's dialogue doesn't follow the principles of dialogue. Dialogue encourages diversity of thinking rather than suppressing. What I have seen in this group is mistrust and prejudices against others. But , the dialogue I know is a tool that leads towards a deeper awareness and understanding the different views to flow freely. Therefore, I have chosen to write on this issue today.

I want to highlight Eritrean National dialogue lacks clear principles based on cooperation of confident partners that enhances mutual respect. common objectives, and responsibilities, therefore, I preferred to deal with the four above mentioned points.

1. Separating issues from the people

Historically, the dialogue that has been in practice by Eritreans has never been based on mutual respect and cooperation. All the dialogues whether during the political or under the armed struggle or now at this time inside the opposition have been following the same culture and trend. When dialogue partners never separate people from issues of conflict, they miss the true meaning of dialogue and create misunderstanding and get off on the wrong direction instead of focusing on the issues of conflict to be resolved. They blame each other and scapegoat the failure on others. In dialogue, it is important to separate the people from the problem. It is beneficial to have a positive relationship and willingness to accommodate the views of other dialogue partners. The Eritrean political relationship was not based on give and take , in which dialogue partners demonstrate a willingness to accommodate the common interests but to win or lose perspective. In dialogue if one wants to reach an agreement that suits his individual interests, then both partners are losers. Therefore, the key we Eritreans must learn is to be able avoid personalizing the process of dialogue and gain the skills of dialogue that can help us solve our national problems.

2. Dealing with interests not positions or titles

"Eritrean Dialogues were focusing on positions instead of national and people's interests"

Looking all the dialogues and conferences of the Eritrean Opposition Forces were not focusing on the interest of the people but personalities. It is important to keep in mind that one of the habits of effective interpersonal communication is, "Seek first to understand, then to be understood." We Eritreans have the habit of seeking to be understood before we understand. We don't listen emphatically to understand another person's frame reference not only what one says but how he/ she feels. People have an inherent need to be understood ( Covey)

What motivates human beings is the need that is satisfied but the need to be satisfied. Do the Eritrean people in the opposition observed the need of their people? Not , at all.  The main point here is that listen to listened. We are expending our time and energy not to bring understanding but confusion and conflicts on personal identities and origins. We don't focus on the issues at hand. We don't seek first to identify the needs and interests. Seeking to understand the deficiency that has been obstacle of the Eritrean leadership. Look for example the Eritrean National Council For Democratic Change/ ENCDC what makes them not to cooperate is the lack of understanding to understood. Focusing on positions instead of focusing on the needs and interests of our people.

The ENCDC lacks discipline and compassion on their communication. The habits of communication was not focusing on the issues but on personalities and positions. How can we change this habit is the responsibility of all to learn how to apply interactive communication- listening, understand before to be understood.

3.Searching for mutual Gains

Do the ENCDC members identified their interests and explore options for mutual gain? Never , at all. The results of their activities show that they didn't. As I myself experienced their negotiations were not for mutual gains but individual gains. Their negotiations lacked collaborative brainstorming in which they can work together to solve the problem in a way that can lead to a win/win scenario but instead of conflicting and divisions.

Clarifying interests and exploring mutual options creates opportunities for solving conflict issues. What the ENCDC requires is the method of negotiations that can help them find out methods of resolving their internal conflicts by clarifying and exploring.

If the ENCDC members seize the opportunities of collaborative  methods of cooperations then the scenario of win/ win agreements can be reached and problems can be solved leading us to mutual gains.

4. Putting objective Criteria

Has the ENCDC developed standards and rules to help deal with common areas of dispute? Have they established rules of law and parameters of how each and one of the organs function ( Legislativ, Executive, Judicial......... and project groups)?  As I see they have it in name but not in action. The construction of the ENCDC was not understood by those who constructed it. ENCDC has no building codes and clear policies to resolve internal and external conflicts. For example, when a dispute arises between Legislative and Executive or between the Executive and the so called project group/ Preparatory Committee of the congress of ENCDC, are there any procedures and precedents? Who is the judge to adjudicate claims of wrongdoing?

ENCDC lacks objective criteria to settle its internal disputes whenever, wherever disputes arise any organisations must have developed standards and rules of law to help them solve their disputes. We Eritreans still need professional relationship do our entrusted work with objective criteria.

ENCDC is a project to build trust by working together. It is not for positions or power gripping. It was supposed a win/ win scenario but couldn't succeed because of professional leadership that precedes people's interests instead of personal positions.

Sesadu 1

ጽላል ስዊደናዊ -ኤርትራዊ ንደሞክራስያን ምዕባለን ኤርትራ ብምኽንያት መበል 54 ምጅማር ብረታዊ ቃልሲ ሕዝቢ ኤርትራን አገዳሲ ሕዝባዊ ሰሚናርDan Conel ምስ ፕሮፈሶር ዳን ኮነል ከምኡ እውን ምሽታዊ ትልሂትን ምስ መንእሰያት ደለይቲ ፍትሒ ኣዳልዩልኩም ሰለዘሎ ንኩሉኹም ደለይቲ ደሞክራስያን ፍትሕን ኤርትራ ብኽብሪ ይዕድም፡፤

 

ዳን ኮነል ናይዚ ዝኽሪ መ ዓልቲ ጋሻና ኮይኑ ብዛዕባ ሓደገኛ ጉዕዞ ስደተኛታት ኤርትራ፣ ሰለምንታይ ይስደዱ፣ ኣብ ስደቶም እንታይ ይጓነፎም ብዝብል ብፊልም ኣሰንዩ መደረ ክቅርብ ኢዩ።

 

ኣብቲ ናይ ባህላዊ መደብ ድማ መንእሰያት ዘለዓዕል ባህላውን ስነ-ጥበባውን መዘናግዕታት ክህልወና ኢዩ።

 

መደብ ባሕቲ መስከረም 2015

1. ሰሚናር ምስ ፕሮፈሶር ዳን ኮነል

2. ስነ- ጥበባዊ መደብ/ ብመንእስያት ደለይቲ ፍትሒ

ዕለት ፣   ቀዳም 12 መስከረም 2015

ግዜ፣   ካብ 18.00-0300

ቦታ ተንስታ ኣዳራሽ

ብዳሓን ምጹ

ኣዳለውቲ ባሕቲ መስከረም 2015

ጽላል ስዊደናዊ - ኤርትራዊ ንደሞክራስያን ምዕባለን ኤርትራ/ ሰሳዱ