ዕድመ ህዝባዊ ኣኼባ ሰደህኤ (EPDP) ኣብ ሮተርዳም
2015-05-01 10:43:31 Written by ሰልፊ ደሞክራሲ ህዝቢ ኤርትራ (ሰደህኤ) ጨንፈር ሆላንድ Published in EPDP News Read 2845 timesመሪሕነት ሰደህኤ (EPDP) ኣብ ዓለምለኻዊ ገስጋሲ ምሕዝነት ( Progressive Alliance) ዝግበር መጋባኣያ ንምስታፍ ኣብ ሆላንድ ክመጽእ ስለዝኾነ፡ ኣስዒቡ እውን ንህልው ኩነታት ሃገርና ምስ ኩሉ ደላይ ፍትሒ ተራኺቡ ክመያየጥ ኣኼባ ክካየድ ምዃኑ ንሕብር። በዚ ኣጋጣሚ እዚ ከኣ ኩሉ ደላይ ፍትሒ ኣብዚ ኣኼባ እዚ ንኽትሳተፍ ብኽብሪ ንዕድም፡፡
ኣኼባ ዝግበረሉ፡-
ዕለት፡ ሰንበት 24-05-2015 (24 May 2015)
ግዜ፡ 13:00- 16፡30 ( ሰዓት 1፡00 ድ.ቀ.)
ቦታ፡ ሮተርዳም
ጎደና፡Gaffel straat 61B (ኣብ ጎድኒ West Kruiskade ትርከብ)
ኣኼባ ኣብ ሰዓቱ ክጅመር ስለዝኾነ ኣብ ግዝዩኡ ክትርከቡ ንሕብር፡፡
ብደሓን ምጹ፡፡
ሰልፊ ደሞክራሲ ህዝቢ ኤርትራ (ሰደህኤ) ጨንፈርሆላንድ
Eritrean People’s Democratic Party (EPDP) branch -Holland
ሓበሬታ ናብ Gaffelstraat ንክትበጽሑ ካብ Rotterdan Central Station ፡-
Tram: ቁጽሪ ፡ 21,23,24 -
- (ንወገን) Richting 1e Middellandstraat & Marconiplein
- ኣብ ቀዳመይቲ ኑቝጣ ትወርዱ፡፡
- ብእግሪ፡ 10 ድቒቅ ኣቢሉ ይወስድ :: tram 21,23,24 ዝኸድኦ መገዲ ተኸተሉ፡፡
- መወክሲ ቁጽሪ ተለፎን
06.123.06.445 ወይ 06.84.06.44.00