መርሓባ 2016 ኣብ ኮለን
2015-12-17 12:58:30 Written by ጨንፈር ሰዲህኤ ኮለንን ከባቢኡን: ኣዳለውቲ ብዓል ማሕበረ ሰብ ኮለንን ከባቢኣን : ጨንፈር ኮለንን ክባቢን ግንባር ሃገራዊ ድሕነት ሕድሪን Published in EPDP News Read 2573 timesብምኽንያት ሓዲሽ ዓመት ንዕለት 2. 1. 2016 ቀዳም ኣብ ኮለን በዓል ኣዳሊና ስልዘሎና ኩሉ ደላይ ፍትሒ ክሳተፎ ብኽብሪ ንዕድም። ቦታ ካብ ስዓት 12. 00 ቀትሪ ክፉት ኮይኑ መድብና ስዓት 4. 00 ድሕሪ ቀትሪ ይጅምር። መደብና ወጋሕ ትበል ለይቲ ኰይኑ፡ ብወናማት ሙዚቀኛታት መንእሰያት ተሰንዩ ክሓድር እዩ።
በዓል ዝግበረሉ ቦታ ROM e.V Venloer Wall.17 50672 Köln መጓዓዝያ S.Bahn 4 ን 5ን ካብ ዶም ሃውት ባንሆፍፍ ትወስዱ ኣብ ሳልሳይቲ "እስታስዮን ትወርዱ ።
ኣዳለውቲ ብዓል
ማሕበረ ሰብ ኮለንን ከባቢኣን
ጨንፈር ሰዲህኤ ኮለንን ከባቢኡን
ጨንፈር ኮለንን ክባቢን ግንባር ሃገራዊ ድሕነት ሕድሪን
ብደሓን ምጹ