ርእሰ-ዓንቀጽ

“እዝኒ’ውን ትእመን እሞ ግና ኣይከም ዓይንን” ክበሃል ንሰምዕ ኢና። እነሆ ከኣ ነዚ ኣበሃህላ እዚ ሒዝና ብዛዕባ ህልዊ ኩነታት ኤርትራ ካብ ዝበሃልን ካብ ዝረአን ሓደሓደ ነጥብታት ክንጠቅስ ተገዲድና ኣለና። ኣብዚ እዋን’ዚ ኣብ ኤርትራ ብሰንኪ ዘይቅርዑይ ምምሕዳር ጉጅለ ህግደፍ ዝፍጠሩ ጸገማትን ቅልውላዋትን፡ ብዙሓትን ንኹሉ መዳያት ህይወት ዝትንክፉን እዮም። ምድኻም ትምህርትን ዋሕዚ ናብ ስደትን ከኣ ኣብ ሕድሕድ ዝጸላለዉን ኣብ ቀጻልነት ኤርትራ ዘስግኡን ጸገማት እዮም።

ኩነታት ትምህርቲ ኣብ ኤርትራ ኣብቲ ኣዝዩ ዝተሓተ ደረጃ ወሪዱ ምህላዉ ኣብኡ ተመሃሮን መምሃራንን ዝጸንሑ ካብ ሰብ ሰሚዖም ዘይኮነስ ርእዮምን ባዕላቶም ተዋሲኦምን ዝምስክርዎ እዩ። ካብቲ ጠንቅታቱ ድማ፡ ተመሃሮ ካብ ወለዶም ርሒቖም ክመሃሩ ምግዳዶም፡ ትምህርታዊ ምምሕዳር ኣብ ኢድ ወተሃደራዊ ኣዘዝቲ ምውዳቑ፡ ከንብቡን ከጽንዑን ግዜ ዘይህብ ወተሃደራዊ ልምምድ፡ ዋሕዲ ትምርታዊ መሳርሕን መምሃራንን ብኣብነት ዝጥቀሱ እዮም። ካብዚ ሓሊፉ ዋላ ሓንቲ ዩኒቨርስቲ ኣብ ዘየብላ 7 ውሱናት ኮለጃት ጥራይ ኣብ ዘለዉዋ ሃገር ክብደት ዝወሃቦ ናይ ላዕለዋይ ደረጃ ምሁር ክፈሪ ዘለዎ ዕድል ኣዝዩ ጸቢብ እዩ። እቲ ሓቂ እዚ ክነሱ ኣብዚ ቀረባ መዓልታት ኖርወይ ንላዕለዋይ ደረጃ ትምህርቲ ኤርትራ “ናይ ብቕዓት ኣፍልጦ ሂባ” ተባሂሉ ክውረ ሰሚዕና። እዚ ንበሃልቱ ኣብ ትዕዝብቲ ዘውድቕን ንየዋሃት ሰማዕቱ ዘዳህልልን እዩ።

ብኲራት ስሩዕ ትምህርት፥ ግዱድ ሃገራዊ ኣገልግሎት፡ ናብ ባርነት ዝዛዘወ ዘይክፈሎ ናይ ጉልበት ምዝመዛ፡  ምስኣን ውሕስነት ህይወት፡ ግህሰት ኩሉ መሰላት፡ ብኩራት ደሞክራሲያዊ ጸጋታት ኣብ ጠንቂ ስደት ብኣብነት ካብ ዝጥቀሱ እዮም። እቲ ኣብ መዳይ ቁጠባን ማሕበራዊ ውሕስነትን ዘጋጥም’ሞ ንስደት ዝድርኽ ምኽንያታት ተወሲኽናዮ ከኣ እቲ ዝርዝር ምኽንያታት ንስደት ነዊሕ እዩ።

 እነሆ ከኣ ጉዳይ መዋጽኦ ዘይተረኽቦ ስደትን ከም ሳዕቤኑ ህልቀት ብዙሓት ኤርትራውያን ኣጨናቒ ኮይኑ ኣሎ። ናይዚ ስደት ኤርትራውያን ጠንቂ ኣዛራቢ ኮይኑ ጸኒሑ፡ ጌና ሕጂ’ውን ኣዛራብነቱ ኣይለቐቐን ዘሎ። ነቶም ሰሚዖም ዘውርዩ ዘይኮነስ ነቶም ናይቲ ጠንቂ ግዳይ ዝኾኑ ኤርትራውያን ግና ብሩህ እዩ። ሰሚዖም ዘይኮነስ ርእዮም ስለ ዝምስክሩ።

ነዚ ዝረአ ጸገማት ጓሲኻ፡ ኣብ ዝስማዕ ጥራይ  ተመርኲስካ፡ ጠንቂ ስደት ኣብ ኤርትራ ቁጠባዊ ኮይኑ ዝሓሸ መነባብሮ ኣብ ምድላይ ዝተመርኮሰ’ዩ ክትብል ምድንዳን፡ በቲ ኣብ ኤርትራ ዘሎ ስርዓት ጥራይ ዘይኮነስ ንሱ ብዘጋገዮም ኣካላት እውን ይቀላቐል እዩ። ነዚ ብዝመሳሰል ኣብ ሓደ እዋን ብመንግስቲ ዴንማርክ ተቐላቒሉ ዝነበረ ወስታ ከም ናይዚ ኣብነት ክጥቀስ ዝከኣል እዩ። እንተኾነ ነዚ ኣብ ኤርትራ ዘሎ ኩነታት ኣብ ክንዲ በቲ ዝረአ በቲ ዝስማዕ ናይ ምምዛኑ ጉዳይ ዝእርም ኣካይዳ እንዳሓየለ ይመጽእ ኣሎ። ኣብዚ ቀረባ መዓልታት ናይ ኤውሮጳ ፓርላማ ንኤርትራ ዝምልከት ዘመሓላለፎ ታሪኻዊ ውሳነታት ከም ኣብነት ዝውሰድ እዩ። ስለዚ ንሕና ኤርትራውያን ናይ ለውጢ ሓይልታት ነቶም ንኩነታት ኤርትራ በቲ ዝረአ ዘይኮነስ በቲ ዝስማዕ እሞ ድማ ቀንዲ ምንጩ ኣቲ ገዛኢ ጉጅለ ዝኾነ ዓይኒ ከይርእይዎ ብዘይምቁራጽ ስምዕታና ከነቕርብ ይግበኣና።

ህልውናን ቀጻልነትን ሓንቲ ሃገር ኣብ ህልውና ህዝባ እዩ ዝምርኮስ። ብዘይህዝቢ ብዛዕባ ሃገር ምሕሳብ ኣይከኣልን እዩ። ህዝባ ዝገደፋ ሃገር ካብ ምብራስን ምብዳምን ካልእ ዝጽበያ ዕድል የለን። ምእንቲ እዚ ከኣ እዩ እዚ ዝረአ ዘሎ ቀጥዒ ዘየብሉ፡ ብዙሓት ወገናት ፍልሰት ዝብልዎ ዘለዉ ስደት ዘሰክፍና። ሃገር ምስዚ ዘለናዮ ዓለማዊ ናይ ውድድር ኩነታት ኣብ ጐደና ምዕባለ ክትስጉም ክትክእል ቅርቡን ሓላይን ህዝቢ ጥራይ ዘይኮነ፡ ምሁር ዓቕሚ’ውን የድልያ’ዩ። ምኽንያቱ ኩነታት ኣብ ምቕያርን ዘበናዊ ምዕባለ ኣብ ምምጻእን ብሓፈሻ ህዝቢ ብፍላይ ድማ ምሁርን ክኢላን ወሳኒ ብጽሒት ስለዘለዎ። ምሁራት ዘየብላ ወይ ምሁራታ ብሰንኪ ኣብ ሃገሮም ዘጋጥሞም ዕንቅፋት ገዲፈምዋ ዝተሰዱ ሃገር ግና ኣይኮነንዶ ክትስልጥን ክትቅጽ’ውን ንጋዳ እዩ ዝኸውን። ካብዚ ነቒልና ኢና ከኣ ከምቲ ናይ ስደት፡ ውድቀት ትምህርቲ ኣብ ኤርትራ’ው ዘሻቕለና ዘሎ። ስለዚ ንኩነታት ሃገርና ኣብዞም ዝጠቐስናዮም ዛዕባታት፡ ዝተፈላለዩ ወገናት ካብቲ ዝረአ ዘይኮነስ ካብቲ ዝስማዕ እንዳነቐሉን ናቶም ዋኒን ቅድሚት እንዳሰርዑን ዝህብዎ ግጉይ ሚዛናት ግቡእ መልክዑ ኣብ ምትሓዝ ክንጽዕት ይግበኣና ንብል።

March 17, 2016

UN arms embargo on Eritrea
The Security Council Sanctions Committee approves updated version of Eritrea arms embargo restrictions, including exemptions to those restrictions.

By Security Council,

On 14 March 2016, the Security Council Committee pursuant to resolutions 751 (1992) and 1907 (2009) concerning Somalia and Eritrea adopted its second implementation assistance notice entitled “Summary of arms embargo restrictions in place for Somalia and Eritrea, including exemptions”.

The implementation assistance notice is available on the Committee’s website in all six official languages of the United Nations at www.un.org/sc/suborg/en/sanctions/751.

The Committee adopted the arms embargo implementation assistance notice to assist Member States and other relevant actors to take the necessary steps to ensure the full and effective implementation and enforcement of the arms embargoes in place for Somalia and Eritrea.

The implementation assistance notice provides an overview of the scope of the arms embargoes and exemption procedures. It also provides guidance to Member States and other actors on how to engage with the Committee on notifications and exemption requests.

In order to assist Member States, international, regional and sub-regional organizations, other public and private entities, and natural persons to take the necessary steps to ensure full and effective implementation and as well as enforcement of, the arms embargo, the Committee established pursuant to resolutions 751 (1992) and 1907 (2009) concerning Somalia and Eritrea (“the Committee”) offers the following summary of the arms embargoes restrictions in place for Eritrea, including exemptions to such restrictions.

The Arms Embargo on Eritrea

31. The arms embargo on Eritrea was imposed by paragraphs 5 and 6 of resolution 1907 (2009). It requires all Member States to take all necessary measures to prevent the sale or supply to Eritrea by their nationals or from their territories or using their flag vessels or aircraft, of arms and related materiel of all types whether or not originating in their territories (paragraph 5, resolution 1907 (2009)). Member States also have obligations to seize and dispose of such items to prevent their sale, supply, transfer or export to or from Eritrea (paragraph 8, resolution 1907 (2009)).

32. Eritrea is prohibited from permitting materiel or assistance subject to the embargo from being supplied, sold, or transferred (directly or indirectly from its territory), or by its nationals or using its flag vessels or aircraft (paragraph 6, resolution 1907 (2009)).

33. The embargo also prohibits direct or indirect supply, sale or transfer of such materiel or assistance to individuals or entities designated by the Committee, including investment, brokering or other financial services related to military activities, or the manufacture, maintenance or use of weapons and military equipment by such individuals or entities. The list of individuals and entities designated by the Committee is found at the Committee’s website.

34. The materiel and types of assistance subject to the embargo comprises arms and related materials of all types, including weapons and ammunition, military vehicles and equipment, paramilitary equipment (and spare parts); technical assistance; training, financial and other assistance related to military activities or to the provision, manufacture, maintenance or use of these items (paragraph 5, resolution 1907).

The Two Exemptions to the Arms Embargo on Eritrea

35. Supply of protective clothing : The temporary export to Eritrea of protective clothing, including flak jackets and military helmets, by United Nations personnel, representatives of the media and humanitarian and development workers and associated personnel (for their personal use only) is permitted (paragraph 13 of resolution 2111 (2013)).

36. Supplies of non-lethal military equipment intended solely for humanitarian or protective use : Supplies of non-lethal military equipment intended solely for humanitarian or protective use can be brought into Eritrea if the Committee has approved the supply in advance through a ‘request for Committee’s approval’ procedure (paragraph 12 of resolution 2111 (2013)).

37. ‘Requests for Committee’s approval’ must be submitted to the Committee in writing by the Member State or the international regional or sub-regional organisation or agency supplying the equipment. Details of how to make such a request are set out on the Committee’s website and in paragraphs 10 (b) and 10 (c) of the Committee Guidelines. Private entities may need to seek the assistance of a Member state or an international organization in order to ensure that the appropriate ‘request for Committee’s approval’ is made. If no member of the Committee objects to the proposed transfer within a five working day ‘no objection’ time period the transfer may go ahead.

Source=http://www.bellaafrica.net/eastern-africa/eritrea/unsc-approves-arms-embargo-implementation-assistance-notice-and-exemptions-on-eritrea/

ፓርላም ኤውሮጳ፡ ናብ ኮምሽን ኤውሮጳ፡ ሕብረት ኤውሮጳን ኣባል ሃገራትን ናብ መንግስቲ ኤርትራን ብዛዕባ’ቲ መጽናዕቲ ዘድልዮ ግህሰት ሰብኣዊ መሰል ኤርትራ ተሪር መልእኽቲ ዘመሓላልፍ ውሳነ ወሲኑ።

እዚ ብ10 መጋቢት 2016 ዝተወሰነ ውሳነ፡ ኤርትራውያን ሃገሮም ገዲፎም ዝስደድሉ ዘለዉ ምኽንያት፡ ግህሰት ሰብኣዊ መሰልን ብባርነት ዝግለጽ መወዳእታ ዘየብሉ ሃገራዊ ኣገልግሎትን ምዃኑ ብንጹር ኣስፊሩ።. እቲ ውሳነ ኣተሓሒዙ ነቲ ቅድሚ ሕጂ ኣብቲ ናይ ቤት ምኽሪ ጸጥታ ሕቡራት መንግስታት ውሳነ ዝተጠቕሰ ማህሰይቲ ስደተኛታት ኣዘኻኺሩ።.

እዚ ኤውሮጳዊ ፓርላማ፡ ኮሚተ ሕብረት ኤውሮጳ ንኣሉታዊ ስኽፍታ ናይቲ ፓርላማ ኣብ ጉዳይ ኤርትራ ከይተወከሰ ናይ 200 ሚልዮን ዩሮ ፕሮጀክት ብምጽዳቑ ዝሓደሮ ስኽፍታ ገሊጹ።.

ኤርትራውያን፡ ናይ ኖበል ሕጹይ ካቶሊካዊ ቀሺ ሙሴ ዘርኣይን ናይ ቅድም ምክትል ገንዘብ ሚኒስተር ኤርትራ ክብሮም ዳፍላ ሆሰባይን ኣብቲ ውሳነ ዝተወሰነሉ ኣብቲ ኣኼባ ፓርላማ ነይሮም።

ኣብቲ ኣጋጣሚ እዞም ኤርትራውያን ተወከልቲ፡ ኣባላት ፓርላማ ኤውሮጳ ነቲ ኣብ ኤርትራ ዘሎ ጠንቂ ስደት ከጋድዶ ተዘይኮይኑ መፍትሒ ዘየምጸኣሉ ፕሮጀክት ንክቃወምዎ ጸዊዖም።

እቶም ኣባላት ፓርላማ ኤውሮጳ ብወገኖም ቅድሚ ናይ ውሳነ ድምጺ ምሃቦም፡ ብዛዕባ ህልዊ ኩነታት ኤርትራ ብዕምቆት ተመያይጦም። እዞም ኣባላት ፓርላማ ነዛ ከም “ናይ ኣፍሪቃ ሰሜን ኮርያ” እናተባህለት ትግለጽ ዘላ ኤርትራ ሓገዝ ምሃብ፡ ንህዝቢ ዘርብሕ ዘይኮነስ መሊሱ ንኩነታት ዘጋድድ ምዃኑ ሓቢሮም።

እዚ ናይ ኤውሮጳ ፓርላማ፡ ሕብረት ኤውሮጳ ንኤርትራ ዝህቦ ሓገዝ ክቕጽል ከም ዝግባእ ጠቒሱ፡ እንተኾነ እቲ ዝወሃብ ሓገዝ ንረብሓ ህዝቢ ምእንቲ ክውዕል ነቲ መንግስቲ፡ ኣብታ ሃገር ዝካየድ ዘሎ ግህሰት መሰላት ጠጠው ከብልን ኣብ ቁጠባዊ ምምሕዳሩ ከመሓይሽን ቅድመ ኩነት ክግበረሉ ይግባእ ክብል ጸዊዑ።

እዚ ፓርላማ፡ ነቲ ብደረጃ ባርነት ዝግለጽ መወዳእታ ዘየብሉ ሃገራዊ ኣገልግሎት ክቋረጽ እንዳጸወዐ፡ ደረት ዘየብሉ ኣገልሎት ምስቲ ግዱድ ጉልበታዊ ስራሕን፡ ኣብ ዶባት ተኲስካ ቅተል ዝብል ፖሊስን እሞ ብገበን ኣንጻር ሰብኣውነት ክግለጽ ዝኽእል፡ በቲ ብሕቡራት መንግስታት ዝቖመ ኮሚሽን ዝጽናዕ ዘሎ ጉዳይ ምዃኑ ጠቒሱ።

.

እቲ ውሳነ ነቲ ናይ መንግስቲ ኤርትራ ነዊሕ ኢድ፡ ብፍላይ ድማ ነቲ ብኤምባስታትን ናይ መንግስቲ ኣካል ዝኾነ ናይ መንእሰያት ክንፍን ኣቢሉ ካብ ኤርትራ ወጻኢ ዝገብሮ ጸይቅታት’ውን ኣስተብሂልሉ።

ሃገሮም ራሕሪሖም ዝወጹ ስደተኛታት 2% ግብሪ ክኸፍሉ ይግደዱ እዮም። ኣንጻር’ቲ መንግስቲ ዝቐርቡ ነቐፈታታት ንምዕጋት ናይ ዝግበር ፈተነ ምልክታት ኣሎ ምስ ኣበለ፡ እቲ ውሳነ ነቲ ኣብ ኔዘርላንድስ፡ ንመንግስቲ ኤርትራ ዘቃልዑ ሚድያታት ንምዕጋት ብቤት ፍርዲ ኣቢልካ ዝተፈተነ ከም ኣብነት ጠቒሱ።

እዚ ፓርላማ ኤውሮጳ፡ ኮሚተ ሕብረት ኤውሮጳን እቲ ኮሚሽንን ኣብ መጻኢ ቅድሚ ስጉምቲ ምውሳዶም ምስቲ ፓርላማ ንክመያየጡ ጸዊዑ። ትካላት ሕብረት ኤውሮጳ’ውን ብዛዕባ ኣብ በጀት ዘለወን ሓላፍነት እውን ኣዘኻኺሩ።

ብመሰረት እቲ ብማሪየ ክሪስቲንን ቀሺ ሙሴ ዘርኣይን ዝተዋህበ ጋዜጣዊ መግለጺ፡ ኣብ ኤርትራ ሕጋዊ ምሕደራ የለን ኢሎም። ብፍላይ እቶም ንሰብኣዊ መሰል ዝጣበቑ ቀሺ ሙሴ ዘርኣይ፡ ሕብረት ኤውሮጳ ሓዳጋኦም እንታይ ምዃኑ ብዘየገድስ እዩ ንዲክታቶራት ገንዘብ ዝህቦም ዘሎ ኢሎም።

ምክትል ገንዘብ ሚኒስተር ናይ መንግስቲ ኤርትራ ዝነበረ፡ ክብሮም ዳፍላ ሆሰባይ ብወገኑ፡ እቲ ጸገም ጉዳይ ቁጠባ ኣይኮነን፡ ናይ ገንዘብ ጉዳይ’ውን ኣይኮነን። እቲ ጸገም ጉዳይ መሰል እዩ። መሰረታዊ መሰል ኤርትራዊ ኣበይ ድዩ ዘሎ? ኢሉ።

ዋላ’ኳ ሕብረት ኤሮጳ ክቋረጽ’ዩ ዝብል ተስፋ እንተሃለዎ፡ ፕሮፈሰርን ተሓላቒት ሰብኣዊ መሰልን ሚርያም ቫን ረይዘን፡ ብወገነን ኣብ ዘስመዐኦ ቃል፡ “ኤርትራ ምስቲ ደረት ዘየብሉ ሃገራዊ ኣገልግሎት ክትቅጽል እያ’ ኢለን።

STRASBOURG (IDN) - The European Parliament has adopted a resolution on Eritrea, which sends a strong signal to the European Commission, the EU Council, member states and the Eritrean government that human rights violations in the country need to be addressed.

The resolution approved on March 10 clearly identifies that Eritrean refugees are fleeing serious human rights violations and an indefinite national service which constitutes slavery.

The resolution also addresses the systematic extortion of refugees, a concern expressed earlier in resolutions adopted by the UN Security Council.

The European Parliament expressed concern that the EU Council had adopted a € 200 million aid package without reference to the Parliament’s negative advice.

Several Eritrean representatives, Nobel Prize Nominee Mussie Zerai, an Eritrean Catholic priesr, former Eritrean Vice Minister of Finance Kubrom Dafla Hosabay and a former refugee, Zekarias Kebreab, met with Parliamentarians.

The Eritrean representatives asked members of the European Parliament (MEPs) to oppose the European aid package, which will not benefit the Eritrean people, according to them, and will not alleviate the root causes of the refugee crisis but aggravate the causes of why people are fleeing the country.

MEPs spoke with a uniquely united voice cutting across the political spectrum during the debate on Eritrea prior to the vote.

MEPs stressed that giving aid to Eritrea, characterised as the “North Korea of Africa”, will not benefit the Eritrean people. On the contrary, it will make life harder for them, they argued.

The European Parliament resolution urges the EU to continue supporting Eritrea, but its aid must meet the needs of Eritrean people and should be conditional upon putting an end to human rights violations, enacting reforms and improving economic governance in the country.

The Parliament urges the government of Eritrea to put an end to the system of indefinite national service, which can be compared to a "form of slavery".

Indefinite National Service, combined with forced labour and shoot-to-kill policy at the border, may constitute "crimes against humanity", currently being investigated by the UN Commission of Inquiry.

The resolution addresses the ‘long arm of the Eritrean regime’. It pays particular attention to the role of the embassies and the youth wing of the Eritrean government party outside of Eritrea.

Refugees who flee Eritrea are pressured to pay 2% tax to the country. Critics are threatened – the resolution names as example the myriad of court cases which started in the Netherlands by regime supporters against the media, presumably to silence criticism.

The European Parliament urged the EU Council and Commission to deliberate with the European Parliament on any next steps on allocation, and reminded the EU institutions of its powers on Budget Control.

In a press conference organised by Marie-Christine Vergiat, Mussie Zerai stated: “there is no rule of law in Eritrea”. Eritrean catholic priest Zerai and defender of refugees said: “Europe is ready to pay a dictator in order to stop migration, no matter how dangerous the dictator is.”

The former Vice Minister of Finance of the Eritrean regime, Kubrom Hosabay, stated: “The problem is not economic, it is not about money, the problem is about the rights; where are the Eritrean fundamental rights?”

Dutch professor and human rights activist, Mirjam van Reisen, spoke about the broken promises of the Eritrea government. “Eritrea will continue with the indefinite National Service”, she said, “despite promising the EU that it will limit it.” [IDN-InDepthNews – 10 March 2016]

في الثالث عشر من مارس 2016م وخلال اجتماعٍه بفرع حزب الشعب الديمقراطي الارتري بأستراليا عبر البالتوك شرح رئيس الحزب الأخ/ منقستئاب أسمروم للمجتمعين الأوضاع الراهنة علي صعيد الوطن عامة ومعسكر المعارضة والحزب بصفة أخص.

 

وبعد الشرح المفصل الذي استغرق ساعة كاملة تفاعل الحضور مع المطروح وقدموا الأسئلة والآراء والمقترحات والتوصيات البناءة لمدة ساعتين من الزمن.

 

الأخ/ دستا تخلي أعرب نيابة عن الفرع عن شكره لقيادة الحزب علي اهتمامها بالفرع وتخصيصها له جزءاً مقدراً من وقتها الثمين، وبهذه المناسبة أعلن تبرعه بمبلغ ألف دولار أسترالي دعماً لخزينة الحزب.  

 

هذا وقد تعهد المجتمعون بتكثيف جهودهم لتوسيع عضوية الحزب ونشر مبادئه وسط الارتريين هناك.

 

 

The UN Human Right Council Special rapporteur on Human Rights in Eritrea will present her latest report this week.

In June, the report from the Commission of Inquiry on Eritrea stated that the situation was so grave in the country that they believed crimes against humanity were being committed. No good news is expected this week.

All good forces are needed to help ease the situation for the Eritrean people. Therefore, it is a great disappointment for us to see the attitude from the European Union in connection with its latest aid-programme.

Core values

Human Rights are said to be core values of the EU, but their reply to our questions was most disheartening.

Before Christmas, EU decided to give Eritrea $228 million (200m Euros) in development aid. The amount was considerably more than the earlier programme of $133 million (120 million Euros). And it was done at a time when the consequences of the human rights situation in Eritrea was clearly visible in Europe.

During 2015, refugees from Eritrea were one of the bigger groups reaching Europe.

Mass exodus

The mass exodus of Eritreans was due to the deplorable situation in the country, where the regime holds thousands of political prisoners. Another strong driving force is the unlimited mandatory national service.

Nominally, the service is 18 months. In reality, it lasts for years, even decades, on less than subsistence pay. There are innumerable reports of physical and sexual abuse during the service. The evidence has been shown both by the special United Nations Commission of Inquiry for Eritrea, Amnesty International and others.

At a time when the influx of refugees has caused great political strain in the EU, one would have thought that human rights in Eritrea would be central in discussing more aid to that very country.

Special conditions

It is natural to expect that special conditions for human rights are included in the agreement.

Reporters without Borders wrote to inquire from the European Commission.

The Directorate General of the International Cooperation and Development replied: “The Cotonou Partnership Agreement, which Eritrea is a signatory to, remains the framework agreement for our cooperation and political dialogue [- -]. A political dialogue as stipulated in art.8 of the Cotonou agreement takes place on a regular basis between the EU and Eritrea.”

That was stating the obvious. The Cotonou Agreement is the framework for EU aid. Of course its guidelines should be followed. The reply implied that no special heed was taken and that the discussions with Eritrea followed standard procedure.

Deserve more

The people of Eritrea definitely deserve more than standard procedure.

Furthermore, we note with sadness that the EU failed to protect the freedom of expression in those discussions.

Eritrea is ranked below even North Korea with regard to freedom of expression by both Reporters without Borders and the Committee to Protect Journalists.

That should be of direct concern to the EU as one of its own citizens risks dying in the hands of the Eritrean regime: Swedish-Eritrean journalist and playwright, Mr Dawit Isaak. He is the only EU-citizen and journalist who has been adopted as a prisoner of conscience by the Amnesty International.

Many journalists

Sadly, he is but one of many journalists detained since the Eritrean regime closed all independent media in 2001. Some of his imprisoned colleagues have died already. The journalists are held without sentence or charge. They are isolated.

Mr Isaak has not seen his wife or children since 2001. Nor is he allowed to see a lawyer or an EU diplomat. The EU should stand up for him, if not for all the political prisoners.

We asked the European Commission if his case was mentioned in the discussions about the multimillion aid to Eritrea. Their reply: “Not specifically but the EU regularly discusses human rights concerns with Eritrea—“

A bit further down in the text, Commission spokesperson points to a statement given more than a year before the development aid decision; “On Dawit Isaak, note that the EU issued a statement on his case and that of the other political prisoners on 18 September 2014 http://eeas.europa.eu/statements/docs/2014/140918_02_en.pdf).”

Most unflattering

Referring to a statement given a year before does not imply making any great efforts. There is a point - most unflattering for the EU - to be made here. Mr Isaak is African-European. We believe that his case would have been treated with much more dedication if he were a white, well-known journalist writing for a major European newspaper.

Eritrea has refused to cooperate with, and denied entry to the UN Special Rapporteur and Commission of Inquiry. Instead, Eritrea was engaged in undermining the work of the Special Rapporteur and the Commission.

Under such circumstances, it appears as if the EU was rewarding the Eritrean government’s actions. The EU seems content with issuing regular, similar statements, paying little attention to whether Asmara was making efforts to heed these statements and calls for respect of human rights.

The regime

As the years pass, Mr Isaak’s family keeps waiting for him in Gothenburg, Sweden. His three children have been forced to grow up without their father.

There should be no time to lose for the EU. To hand out 200 million Euro to the regime responsible for this without even mentioning his name is outrageous, not to say heartless.

And it is even worse as he is not alone.

Mussie Hadgu is an Eritrean journalist in exile and Björn Tunbäck is a member of Reporters without Borders/Sweden

Source=http://www.africareview.com/Opinion/EU-aid-to-repressive-Eritrea-indefensible/-/979188/3116218/-/ck9mj6z/-/index.html

Unaccompanied children are fleeing Eritrea to avoid conscription, putting them at risk of abduction and abuse as they seek shelter in places including Europe, a United Nations rights envoy said.

There’s been a “steady influx of Eritrean unaccompanied and separated children” into Egypt and neighboring Ethiopia and Sudan since 2008, Sheila B. Keetharuth, the UN’s special rapporteur on the human rights situation in Eritrea, said Monday in Geneva. She said rights violations were the main reason young people flee, with unaccompanied children citing a fear of forcible conscription into the army.

“In leaving Eritrea, the unaccompanied children are subjected to an array of protection risks” that include “trafficking, abduction for ransom, sexual violence, torture and other cruel and inhuman treatment,” Keetharuth said, according to an online transcript. Eritrea’s representative, Tesfamicael Gerahtu, described the report as “baseless” and a bid at “seeking regime change.”


Eritreans constituted the largest group of unaccompanied children arriving in Italy last year, making up 3,092 of a total of 12,360, according to Keetharuth. The World Bank estimates Eritrea’s population at 6.33 million.

Government Service

The Horn of Africa nation, which gained independence from Ethiopia in 1993, has a system obligating adults to perform 18 months of government service. Amnesty International says this period is extended indefinitely for a “significant proportion” of people, fueling a wave of migration.

Eritreans are the fourth-biggest group risking their lives to cross the Mediterranean, after Syrians, Afghans and Iraqis, according to the UN. Eritrea’s government says national service is necessary to defend itself from Ethiopia, which it fought in 1998-2000. It’s described those fleeing overseas as economic migrants, not refugees.

The European Union last week passed a resolution that included a call for Eritrea to reform and shorten the service period. Keetharuth said she hadn’t received “any conclusive sign” that it had been reduced “following initial indications that this could be the case.”

Source=http://www.bloomberg.com/news/articles/2016-03-15/children-flee-eritrean-conscription-threat-un-rights-envoy-says

From Nharnet Archives

 

(Today, 15th of March 2016 is the 52nd anniversary of the Battle of Togoruba. For those who have not read the article below when it was published 11 years ago, we are posting it also at this 52nd commemoration of Togoruba. By the way, the other historic and decisive Battle of Afabet of 1988 was also fought in the month of March - and maybe Eritrea can one day combine the two and celebrate the heroisms of ELA and EPLA in one day!! Happy 52nd Anniversary of Togoruba, and good reading).

 

Eritrea’s combined forces of liberation constituted a formidable army that scored great achievements and paid dearly for the independence of the country and the liberation of  its people. The memorable battles fought at the historic Togoruba, at Tessenei, in Agordat, Keren, Nacfa, Massawa, Dekemhare and Mereb, to mention only a few, do tell the great story of our liberation struggle days. And it was to honour the great deeds of the liberation fighters that the Revolutionary Council of the ELF designated the Battle of Togoruba of 15 March 1964 as an event annually marked under the name of Liberation Army Day.

 

Togoruba is situated near Adal in western Eritrea where the first shots of the liberation struggle were fired three years before the battle at Togoruba.  At Togoruba, the pioneer fighters of the liberation army confronted for the first time a relatively well equipped Ethiopian regular army and defeated it. The regular occupation army, that was deployed after the police and special forces failed to crush the liberation struggle, suffered 87 killed against 17 martyrs on the Eritrean side. Units of the Eritrean Liberation Army (ELA) were poorly equipped. Yet, they  possessed a just cause and unflinching  commitment to it.

 

Units of Eritrea’s liberation army between 1961 and 1991 were made up of fighters absolutely committed to the cause and the well-being of their people. Selflessness characterized the Revolution and its members. Self-sacrifice prevailed in every aspect of life in the liberation struggle. That high spirit of camaraderie and love of the other more than oneself was the secret of its final victory.  But, today, all those great qualities have become  things of the past about which we may, occasionally,  hear a talk on the Radio/TV and read in the media. Selfishness has overcome the great altruistic qualities of the pre-1991 period. The  interest of the entire people has been  replaced by unbridled   individualism and insatiable personal interests. All the promises to the people were forgotten. Defending the truth and promoting justice and equality were thus buried deep in the ground when the new motto has become: “why should I care about others”.  This new situation  suited  the one-man dictatorship that could easily impose itself  through a divide and rule mechanism and the control of selfish individuals through material benefits.

 

Yet, the day will come when those who betrayed the cause of the martyrs of the ELA and the EPLA will have to answer for their wrongdoings and  crimes against their own people. They will not be able to feign ignorance of all what has been going on in front of their eyes. They will have to answer to the gross mistakes that caused endless suffering, death and destruction in our land and people like:

  • The hardship and impoverishment that has befallen the entire people
  • The violation of human, civil and political rights and the denial of the rule of law
  • The ongoing rape, and displacement of families
  • The exile and death on the desert and the high seas of our youth forced to flee the situation created at home
  • The corruption that has turned the conscripted youth into a slave-labour working for the benefit of the generals and seniour army officers
  • The total collapse of the economic and social system that has led to a dangerously high  level of malnutrition and starvation.

It is incomprehensible to see some veteran fighters of the liberation struggle continuing to watch idly by the sad state of affairs in Eritrea today. It is difficult to explain how on earth they fail to react to the death of a cause for which they sacrificed so much.

At this 41st anniversary of the Battle of Togoruba, which is known as Eritrean Liberation Army Day, we call on the Eritrean Defense Forces (EDF) to stop serving the wrong force and instead support and promote the aspirations of our people for peace, justice, equality and prosperity. We also find it opportune moment to say this : If the EDF fails to join hands on time with the democratic forces of the opposition and help remove the dictatorship, Eritrea will be exposed to grave dangers.

 

The wrong policies and actions of the dictatorial regime in Asmara has caused Eritrea’s isolation from our neighbourhoods and the world at large.  All Eritrean patriots within and outside the regime  are called upon now to coordinate their actions in order to remove the evil regime and avert all possible dangers to our hard won nationhood.

We are aware that many compatriots within the EDF and other organs of the regime, who are opposed to the policies and deeds of the one-man dictatorship, are putting some  struggle against PFDJ. However, much more is expected of them today. The great spirit of selflessness and love of the people that prevailed in the liberation struggle days must revisit the hearts of many Eritreans who are not contributing enough to deliver the promises of our Revolution to the still suffering people. Altruism and the best service to one’s people was  one of the great values cultivated in our years of struggle and we need to keep it up until the great promises to the people are fulfilled..

 

All Eritreans, and in particular the members of the EDF, are called upon today to heed to the call of their brothers and sisters in the opposition to help in removing the destructive regime and in its place establish democratic governance in which Eritreans live in peace, security, social justice, equality and prosperity. 

The 41st anniversary of the Battle of Togoruba is an excellent occasion to renew our resolve to succeed by once again committing ourselves to repeat the heroic deeds that led to our final victory at the end of the end liberation struggle.

 

Glory and eternal memory to our martyrs!

ሳላ’ቲ ነዊሕን ተኸታትልን ቃልሲ ህዝቢ ኤርትራ ምእንቲ ነጻነትን መሰልን፡ ብዙሓት ከባብታት ሃገርና ነናተን ዝናን ቅያን ኣለወን። ካብዚኣተን ሓንቲ ተጎሩባ እያ። ተጎሩባ በቲ ዘለዋ እስትራተጂካዊ ናይ ኣቀማምጣ ጸጋ ብዙሕ ቅያ ዝተሰርሓላ ኮይና እቲ ዝያዳ ዝነኣ ዝገነሉ ግና በቲ ናይ 15 መጋቢት 1964 ቅያኣ እያ። ኣብዛ ቦታ እዚኣ ቅድሚ 42 ዓመታት ጀጋኑ ኤርትራውያን ተጋደልቲ፡ ንመጀመርያ ግዜ ኣንጻር ናይ ጸላኢ ምሩጽ ሓይሊ ፊትንፊት ገጢሞም ንደንበ ሰውራ ዝኾለዐ፡ ንደንበ መግዛእቲ ድማ ዘርዓደ ጅግንነት ዘመዝገቡላ ዕድለኛ ቦታ እያ። ኣብዚ ውግእ እዚ ወተሃደራዊ ጅግንነት ጥራይ ኣይኮነን ተፈጺሙ። ቀንዲ ኣርሒቑ ዝጥምት ናይ ዘይተንበርካኽነት ረዚን መልእኽቲ እዩ ናብ ፈታውን ጸላእን ተመሓላልፉ። ኣብዚ ውግእ’ዚ ጸላኢ ሓይልሰብን ኣጽዋርን ጥራይ ኣይኮነ ከሲሩ፡ ቃልሲ ህዝቢ ኤርትራ ኣንዊሑ ዝጠመተን ዘይሰዓርን ምዃኑ እዩ ተነጊርዎ።

ነዚ ታሪኻዊ ፍጻመ ሎሚ ክንዝክሮ እንከለና ኣብ ክንዲ ንቕድሚት ምጥማት ንድሕሪት ንምምላስ ኣይኮነን። እንታይደኣ ኣብቲ ንቕድሚት እንገብሮ ስጉምቲ ካብዚ ቅያዚ ዝርከብ፡ እሞ ሎሚ እውን ዘይበለየ ንያትን ፍናንን ንምውራስ እዩ። ናይ ሎሚ ኮነ ናይ ሽዑ ቃልሲ ኩሉ ማእከሉ ረብሓ ህዝቢ ኮይኑ ዋሕስ ዓወቱ ድማ ህዝቢ ኤርትራ እዩ። እዚ ንክልቲኡ የመሳስሎ። ዘለናዮ ዓለማዊ ኩነታት፡ ከባቢያዊ ምዕባለ፡ ናይ ሓይልታት ኣሰላልፋን እቲ ክረጋገጽ ዝድለ ማእከላይ ዕላማን መሰረት ጌርና ክንመዝኖ እንከለና ግና ፍልልይ ኣለዎ። ምእንቲ እዚ ኢና ከኣ ነቲ ናይ ሽዑ ተመኩሮ ከም ዘለዎ ክንወስዶ ዘይንኽእል። እቲ “ክዕወት እየ” በሃልነት፡ እቲ በጃ ህዝቢ ቅሩብነት፡ ህዝቢ ዝዋንኡ ቃልሲ ናይ ምዕዋት ግድነት ግና ሕጂ እውን ምስ ግዜ ዘይኣርግ ርዝነት ስለ ዝኾነ ሎሚ’ውን ክንወስዶ ዝግበኣና ኣብነት እዩ።

ብስርሒት ተጎርባን፡ ድሕሪኡ ዝተፈጸመ ቅያታትን ዘይሕበን ኤርትራዊ የለን። ከምኡ ስለ ዝኾነ ድማ ቅያን ኣስማትን ነቲ ስርሒታት ዝፈጸሙ ጀጋኑ ወርትግ ተጻሓፍናሉን ተተዛረብናሉን ኣይምኖን። እዚ ድማ ነቶም ጀጋኑ ናይ ዘለና ክብሪ መግለጺ ምዃኑ ብሩህ እዩ። እዚ ግና ንዓኣቶም እኹል ካሕሳ ኣይኮነን። እቲ ቀንዲ ካሕሰኦም ንሳቶም ክቡር ዋጋ ከፊሎም ዝኣመምዎ ዕላማ ኣብ መፈጸምታኡ ብምብጻሕ እዩ ዝግለጽን ዝዕቀንን። ሎሚ ነዚ ጉዳይዚ መልዓሊና ቀንዲ ምኽንያት ድማ ኣብዚ ቅያዚ ተመስሪትና ኣብ መጻኢ እንታይ ክንገብር ከም ዝግበኣና ግዜ ሂብና ንክንሓስብ ንምዝኽኻር እዩ።

ኣብዚ ንዛረበሉ ዘለና ንብዙሓት ተኣምራታዊ ስርሒታት ኣፍደገ ዝኸፈተ ፍጻመ ዝወዓሉ ጀጋኑ ሎሚ ብኣካል ኩሎም ሓሊፎም እዮም ዝብል ግምት ኣለና። ተግባሮም ግና እነሆ ሕጂ’ውን ከም ኣገዳሲ ኣብነት ንዛረበሉ ኣለና። ምዝራብ ጥራይ ዘይኮነ እቲ ሎሚ እውን ዝሕግዘና ሸነኹ፡ ማለት ነቲ ትብዓትን ተስፋ ዘይምቑራጽን ክንወርሶ ኢና። እዚ እዩ ከኣ ብእትሓልፍ ህይወት ዘይሓልፍ ታሪኽ ምስራሕ ማለት። ታሪኽ ኣብ ሓደ ቦታ “ደጊም ኣኺልዎ እዩ” ኢልካ ዓጺፍካ እተቐምጦ ዘይኮነስ ወለዶታት እንዳሕደስዎ ዝነብሩ ቀጻሊ ዋሕዚ እዩ። ናይቶም ተተኻኻእቲ ኣካላት ንባብ ኣብቲ ታሪኽ ግና ክፈላለ ይኽእል።

ታሪኽ ተጎርባን ካልኦት ታሪኻዊ ፍጻመታትን እውን ምስ ምሕላፍ ፈጸምቱ “ደጊም ኣኺልዎ” ተባሂሉ ዝስገር ዘይኮነስ፡ እቶም ተካእቲ ኣብ ጀግንነት ቀዳሞት ተሓቢእካ ንምንባር ዘይኮነ፡ ነቲ ሕጂ ንዋሰኣሉ ዘለና መድረኽ ብዘሰውድ መልክዑ ከነሕድሶ ዝግበኣና እዩ። ሎሚ ነዚ ጉዳይ’ዚ ኣብቲ ዕለቱ ናይ መዘከሪና ምስጢር ከኣ እዚ እዩ። ከምቲ ኣቀዲሙ ዝተገልጸ ናይ ሎምን ናይቲ ቅድሚ 42 ዓመት ዝነበረን ብደሆ ብዙሕ ዝፈላለየሉ ኣሎ። ግና ድማ ዝመሳሰለሉ እውን ብዙሕ እዩ። ብቐንዱ እቲ ናይ ሽዑ ቃልሲ መሊኡ ኣብቲ ክበጽሖ ዝሓለኖ ቦታ ስለ ዘይበጸሐ ኢና ንቃለስ ዘለና። እዚ ቃልስና ናቱ መቐጸልታ’ምበር ምስኡ ርክብ ዘየብሉ ሓድሽ ምዕራፍ ኣይኮነን። ብሰንኪ ኣብ ዝተፈላለየ መድረኻትን ፍሉይ ናይ ሓይልታት ኣሰላልፋን ዝካየድ ብምዃኑ ከኣ ፍልልይ ኣለዎ። በዚ ይኹን በቲ ግና እቲ ናይ ሽዑ ንያትን ሓቦን ሕጂ’ውን የድልየና’ዩ እሞ ንዓቅቦ።