ኣብ ኤርትራ ዘሎ ኣጸጋሚ ኩነታት ብቓልሲ ክፍታሕ ከም ዝግበኦ ንቑንጣሮ ደገፍቲ ህግደፍ ገዲፍካ፡ ናይ ኤርትራውያን ናይ ሓባር ዕግበት እዩ። ከምኡ ስለ ዝኾነ ኢና ከኣ ኣብ ትሕቲ ዝተፈላለየ ውዳበታት ብዝተፈላለየ ኣገባባት ንቃለስ ዘለና። ባህርያት ናይቲ ኣብ ሃገርና ዘሎ ጸገም ኣብ ምድህሳስ ብዙሕ ፍልልይ ዘለና ኣይንመስል። ኣብ ኤርትራ ናይ ዘሎ ጸገም ቀንዲ መበገሲ ጥልመትን ወጽዓን ጉጅለ ህግደፍ ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ኤርትራ እዩ። እቲ ፍታሕ ድማ ቅድሚ ኩሉ ነዚ ጠንቂ ምውጋድን ኣብ ክንድኡ ንኩለመዳያዊ ብዙሕነት ኤርትራ ኣብ ግምት ዘእተወ፡ ህዝባውን ደሞክራስያውን ስርዓት ክትተክል ምብቃዕ እዩ። እዚ ጉጅለ ብጥሪኡ ጸረ-ህዝቢ ኢልካዮ ጥራይ ዝሕለፍ ዘይኮነስ ብደቂቑ ምጽናዕ ዘድልዮ እዩ። ምኽንያቱ እቲ ኣብዚ ዝግበር መጽናዕቲ እዩ ኣየናይ ኣገባብ ከም እትኽተል ዝውስን። ክጽናዕ እንከሎ ከኣ ንኩሉ ከቢብዎ ዘሎ ኩነታት ኣብ ግምት ኣእቲኻ እዩ።
ኣብ ኣገላልጻ ፖለቲካዊ ባህርያት ጉጅለ ህግደፍ ፍልልያት ከም ዘለና ንፈልጥ ኢና። ገሌና ጸረ ኩሉ ህዝቢ ኤርትራን ደሞክራስን ንብሎ። ገሌና ድማ ምስ ሃይማኖታውን ብሄራውን ጸቢብነት ኣላጊብና ንገልጾ። ብወተሃደራዊ ትምክሕቲ እንገልጾ እውን ኣለና። ካብዚ ናይ ኣገላልጻና ፍልልያት እንዳነቐልና ድማ ኣብቲ ኣንጻሩ ዝግበር ግጥሚያ እንመርጾ ኣገባብን ድሕሪ ውድቀቱ ነቕርቦ መተካእታን ንፈላለ። ገሌና ጐነጻዊ ክንብል እንከለና ገሌና ድማ ዘይጎነጻዊ ንብል። ኩልና ከምዘይንስሕቶ እዚ ኣገባባት እዚ ሎሚ ንሕና ንህንድሶ ዘለና ሓድሽ ኣገባባት ዘይኮነ፡ ነዊሕ ታሪኽ ዘለዎን ኣንጻር ብዙሓት መለኽቲ ሓይልታት ዘዕወተን እዩ። ናይ ክልቲኡ ናይ መወዳእታ መዓርፎ ከኣ ሓደ እዩ፡ ምውጋድ ምልኪ። እዚ ኣገባባት ኣብ ዓወት ንምብጻሕ ዝወስዶ ግዜ፡ ዝሓቶ ዋጋን ድሕሪ ውድቀት መላኺ ዝገድፎ ኣሰርን ከም ዝፈላለ ግና ክንዝንግዕ ኣይግበኣናን።
እዚ ክልተ ኣገባብ ቃልሲ ከም ምርጫ ምስ ቀረበ፡ ኣየንኡ ንምምራጽ እቲ ክንምረሓሉ ዝግበኣና ኣብ ባህጊ ወይ ህርፋን ዘይኮነስ ኣብ መጽናዕቲ ዝተመስረተ ክውንነት ክኸውን ናይ ግድን እዩ። ኣብቲ መጽናዕቲ ኣብ ግምት ክኣትዉ ካብ ዝግበኦም ነጥብታት፡ ናይ ህዝቢ ናይ ምድጋፍን ምስናቕን ቅሩብነት፡ ናይ መንእሰይ ናይ ምቕጻልን ምትኽኻእን ድልውነት፡ ናይቲ ኣንጻሩ እትቃለስ ወጻዒ ድኹምን ድልዱልን ጐድንታትን ምስቲ ህዝቢ ዘለዎ ዝምድናን፡ ናትካ ኮነ ናይ ጸላኢኻ ናይ ሓይልታት ኣሰላልፋ፡ ዓለማውን ከባብያውን ኩነታት፡ ካብቶም ቀንድታት እዮም። ውጽኢት ናይቲ ነዞም ነጥብታት ኣብ ግምት ኣእቲኻ ዝግበር መጽናዕቲ ድማ ናብቲ ቅኑዕ ኣገባብ ኣቀላልሳ ይመርሓካ። ኣብዚ መጽናዕቲ ዝፍጠር ፍልልይ ድማ ናብ ዝተፈላለየ ኣገባብ ምኽታል ይወስደካ። ነዚ መጽናዕትን ገምጋምን’ዚ ጥሒስካ፡ ብስምዒት በቲ ትሃርፎ ወይ ትብህጎ ጥራይ ምኻድ ግና ኣየዕውትን ጥራይ ዘይኮነስ ናብ ዘይተደላዪ መንገዲ እዩ ዝመርሓካ።
ኣገባብ ቃልሲ ክምረጽ እንከሎ፡ ንመልክዕን ርኣዩለይ ስምዑለይን ኣይኮነን። ብኣንጻሩ ለውጢ ንምምጻእ እዩ። ስለ ዝመረጽካዮ ጥራይ ባዕሉ ለውጢ የምጽእ ማአት’ውን ኣይኮነን። ኣብዚ መዳይ ነቲ ዝመረጽናዮ ኣገባብ ኣድማዒ ኣብ ምግባሩ ብዙሕ ከም ዝተርፈና ዝሰሓት ኣይኮነን። ዝመረጽካዮ ኣገባብ ሓንሳብ ምስ ዘራእካዮ ዘየፍሪ እንተኾይኑ፡ ዳግማይ ገምጋምን ምትዕርራይን ምግባር ኣድላዪ እዩ። እዚ ኣብ ደንበ ተቓውሞና ጌና ዝተለምደ ኣይኮነን። በቲ ኣብ ባይታ ዝንበብ ዘይኮነስ በቲ ሓንሳብ ዝመረጽካዮ ኣገባብ ጥራይ “ጅግና” መሲልካ ናይ ምቕራብ ድሌት ነስተውዕል ኢና ። ስለዚ ሕጂ እውን እቲ ዘዋጽእ፡ ንነገራት በቲ ንሃርፎን ንብህጎ ዘይኮነስ፡ በቲ ኣብ ባይታ ዘሎ ዝድህሰ መርተዖ ክትዕቅኖ ምብቃዕ እዩ።
ሰልፊ ደሞክራሲ ህዝቢ ኤርትራ ዘይጐነጻዊ ኣገባብ ቃልሲ ዝመርጽ እምበኣር፡ ካብዚ ኣቐዲሙ ዝተጠቕሰ ሓቂ ነቒሉ ኣብ ናቱ መጽናዕትን ገምጋምን ተመስሪቱ እዩ። ናቱ ገምጋምን መጽናዕትን ናይ ግድን ናይቶም ካለኦት ኣካላት’ውን ክኸውን ኣለዎ ኢሉ ስለ ዘይኣምን፡ ካልኦት ኣካላት ካብ ናቶም ገምጋም ነቒሎም ነቲ ካልእ ኣገባብ ክመርጹ እንከለዉ ኣብ ቅድሚኦም ኣይጸንሕን እዩ። ንዓኡ ግና እቲ ቅኑዕ ኣገባብ እቲ ናቱ ምርጫ ጥራይ እዩ። ኣብዚ ጉዳይዚ ኣብ ደንበ ተቓውሞና ካብ ዝረኣዩ ጸገማት ነዚ ክልቲኡ ነናቱ ታሪኽን ናይ ተዓዋትነት ተመኩሮን ዘለዎም ኣገባባት፡ እንተ ብዘይፍላጥ ወይ ኮነ ኢልካ ብፍላጥ ብግጉይ ምትርጓሞም እዩ። ነቲ ናትካ ምርጫ ከም ናይ ሓያልን ተባዕን፡ ደላይ መሰረታዊ ለውጢ መዕቀኒ ኣምሲልካ ብምቕራብ ነቲ ናይቲ ካልእ ወገን ምርጫ ምንእኣስ። እሞ ድማ እቲ ንስኻ ዝመረጽካዮ ኣገባብ እውን ፍሕዅ ምባል ከም ዝሰኣነ ኣብቲ ባይታ እንዳመስከረ። ከም ኣብነት ንዘይጐነጻዊ ኣገባብ ቃልሲ፡ ብባህሪኡ ኣገዳዲ ምዃኑን፡ ርሑቕ ከይከድና ኣብ ብዙሓት ሃገራት ሰሜን ኣፍሪቃ ኣንጻር መለኽቲ ዓወት የመዝግብ ከምዘሎን እንዳረኣኻ፡ ከም ንጸላኢ ዕታር ዕንበባ ምብርካት፡ ጸላኢ ንዘተ ክጽወዓካ ምጽባይ፡ ናይ ጽገና መንግዲ፡ ኮታ ከም ምንብርካኽ ጌርካ ምውሳዱ ይስማዕ እዩ። ነቲ ንዘይጐነጻዊ ኣገባብ ቃልሲ ብኸምዚ ግጉይ ኣገባብ ዝገልጾ ኣካል “ንስኻኸ ኣብቲ እትንእዶ ጐነጻዊ ኣገባብ ቃልሲ ንምስላፍ ክሳብ ክንደይ ኢኻ ድልዊ?” ኢልና እንተንሓቶ፡ መልሱ እንታይ ከም ዝኸውን ምግማቱ ዘጸግም ኣይኮነን።
إدارة نظام إسياس الدكتاتوري فاقدة الشرعية والقانون بعد أن ظلت لسنوات تنفي كل وجود لأسرى حرب جيبوتيين لديها، اضطرت أخيراً للاعتراف بوجودهم بل اضطرت الي إطلاق سراحهم، وبالتالي كشفت عن كذبها أمام العالم بعد إصرارٍ عنيد علي النفي حتى مع الوسيط القطري صاحب مبادرة الصلح بين جيبوتي وأسمرا.
لقد أسفرت الجهود القطرية الخيـِّــرة بقيادة وزير الخارجية الشيخ/ حمد بن عبد الرحمن آل ثاني عن إطلاق سراح 4 أسرى حرب جيبوتيين من سجون أفورقي. هذا وقد أشاد بالخطوة القطرية كلٌّ من مجلس التعاون الخليجي ممثلاً في أمينه العام الدكتور/ عبد اللطيف الزيان والأمم المتحدة ممثلةً في أمينها العام السيد/ بان كي مون.
يجدر بالذكر أن مجلس التعاون الخليجي عبارة عن تكتــُّــل سياسي اقتصادي عربي يضم ستاً من الدول العربية المطلة علي الخليج العربي تأسس بالسعودية في مايو 1981م. دوله المؤسسة والأعضاء هي: المملكة العربية السعودية، دولة الإمارات العربية المتحدة، دولة قطر، مملكة البحرين، دولة الكويت وسلطنة عمان.
يا ترى ما مصير العشرات من رفاق نضال إسياس في المعركة من أجل استقلال بلادهم والذين طال مكوثهم في سجونه ومئات من الارتريين المدنيين والعسكريين الذين ساقتهم سياسات النظام الخرقاء الي المعتقلات الجيبوتية؟ أما آلاف الارتريين الذين تعج بهم المعتقلات العشوائية في زنازين فوق الأرض وتحتها وتحت أسوأ الظروف فمنهم من مات ومنهم من بقى علي قيد الحياة في وضعٍ أقرب الي الموت منه الي الحياة. وإذا كان النظام ينفي من الأساس أنه سجن الموتى من هؤلاء السجناء فلن يكون حظ الأحياء منهم بأفضل من حظ الموتى إذ إن إنكاره المستمر لاعتقالهم من الأصل إنما هو للتنصل عن أية مسئولية تجاههم أحياء كانوا أم موتى.
لو كان نظام أسمرا عادلاً لما كان بحاجة الي أية وساطة لإطلاق هؤلاء الأسرى والسجناء مجبراً صاغراً، لكن هل من أمل أن تكون الخطوة الحالية المتخذة من النظام تحت سياط الضغط السياسي والاقتصادي والدبلوماسي الإقليمي والدولي بارقة أمل لمن يقبعون وراء الأسوار من الارتريين في سجون بلادهم وجيبوتي؟.
لا توجد حتى الآن معلومات حول ما إذا كانت الوساطة القطرية قد شملت الي جانب الأسرى الجيبوتيين الأربع المعتقلين في ارتريا نظراءهم التسع عشر عسكرياً ارترياً القابعين بسجون جيبوتي. لكن الطبع المألوف لنظام اسمرا الدكتاتوري هو الإصرار علي الإنكار لكل شيء علي علاقة بمعلومات عن السجن والسجناء لأنه في كل الأحوال هو السجان مباشرة أو بغير مباشرة، لذلك لا نستبعد أن ينكر وجود هؤلاء السجناء الارتريين الأسرى في سجون جيبوتي. هذا وفي كل الأحوال كان المفترض والأوجب والأصح أن تشمل الوساطة كلا طرفي المعادلة، سجناء ارتريا وسجناء جيبوتي، وقصورها عن التعامل مع الأمر بنظرة عادلة ومحايدة قد يحرف مقصدها النبيل عن مساره الصحيح وبالتالي قد ينزع عنها لباس الوساطة المبرأة من الغرض. لذلك نحن علي أمل كبير أن تضاعف الوساطة القطرية وغيرها من المبادرات الإقليمية والدولية جهودها وضغوطها الدبلوماسية من أجل إطلاق سراح السجناء الارتريين في سجون كلا البلدين، ارتريا وجيبوتي.
ኣብያተ ትምህርቲ ካቶሊካዊት ቤተ ክርስትያ ከሰላ ዕውትን ምዕሩግን በዓል ኣካይዱ
Written by ወኪል ዜና ሰዲህኤ ካብ ሱዳንሎሚ ዕለት 10.03.2016 ሰለስቲኡ ኣብያተ ትምሀርቲ ካቶሊካዊት ቤተ ክርስትያን ከሰላ ብሓባር ተጠርኒፉ ብድሙቕ በዓል ዛዚመን። ኣብዚ ዓመት መጸት እናደመቐ ዝውዕል ዕለት ዕድመ ዝተገብረሎም ናይ ክልቲኡ ቤተክርስትያን ካህናት (ካህናት ካቶሊካዊት ቤተ ክርስትያን ከሰላን ካህናት ቁዱስ ሚካኤልን) ናይ መንግስቲ ሱዳን ዳይረክተ ናይ ዘይመንግስታውያን ኣብያተ ትምህርቲ ዞባ ሱዳን ሓው ደክተር ዓድል መሓመድዜን ከምኡውን ዳይርክተ መባእታ ቤት ትምህርቲ ሳላሓዲን ኣል-ኢዮቢ ሓው ኣስርን ወከልቲ ማሕበረኮማት ኤረትራን ኢትዮጵያዊያን ህንዲ ወለዲ ተማሃሮን ተሳቲፎም።
ምዝዛም ናይ 2015-2016 ኣብያተ ትምህርቲ ካቶሊካዊት ቤተ ክርስትያን ከሰላ ከምቲ ልሙድ ምዕጻው ቤት ትምህርቲ ሎሚ ዘመን እውን ብዘደንቕ ኣገባብ (ፍረ ጻማና ዕቤት ውጼኢት ስራሕና ዕቤት ፈልጠትና ) ኣብ ትሕቲ ዝብል ጭርሖ ኣብታ ፍልጠት እተቅስም (እተምህር) ውቅብትን ብዝተፈለዩ ጭርሖታት ዝተሸልመት ዳስና ልክዕ ሰዓት 2፡30 ድሕሪ ቀትሪ ብመምህር ወልደሂወት ቀለታ ብጨብጨ እልልታን ተኸፊቱ።
ዘመስጥ መዛሙር ግጥሚታትን ብህጻናት ተማሃሮ መባእታ ቤት ትምህርቲ ተቀረበ። ዝያዳ ሰሓቢ ብምንባሩ ወለድን ኣጋይሽን ናይ ሓጎስ ዳስታን ስምዒታትን ኣብ ገጻት ህዝቢ ይረኣን ይንበብን ነበረ ።ብምቅጻል ድራማታትን ፡ ተዋስኦታትን ፡ ግጥሚታትን ብማእከላይን ላዕለዋይን ተማሃሮን ምስ ግዜ ዝኸይድ ትምህርቲ ሓዘል ብቛንቛታት ትግርኛን ፡ እንግሊዝን ፡ ዓረብን ምኽርን ፍልጠትን ናይ ዝመጽእ ዕላማ ዝሕብሩን ብምንባሮም ዝያዳ ነቲ ህዝቢ ዓቢ ናይ ትምህርቲ ድሌት ዘስሕቡ ሃዋህውን ባይታን ዝፈጥሩ ነበሩ ።
እቲ ዝያዳ ብሩህን ተፈታውን ዝነበረ እሞ ዓቢ ድምቐት ዘሐደረ ብዝነኣድ ኣገባብ ናይ ሃገር ባህልን ልምድን ስሚዒታት ዘበራብሩን ዘዘኻኽፋን ብትግሪኛን፡ ትግረን፡ ብለንን፡ ኣምሓሪና ዝቀረበ ደርፍታት ምስቲ ባህላዊ ኣልባሳቶም ብምርኣይ ነቲ ኣብ ኣብ ዳስ ዝነበረ ህዝቢ ብርቱዕ ሃገራዊ ባህላዊ ናፍቆት ስለ ዘዘኻኽሮም ብሓያል ጨብጨባን እልልታን ካብ ልቦም ዝነቀለ ስሚዒታቶምን ይገልጹ ነበሩ። ኣብ መንጎ ናይቲ ብጉጅለ ባህሊ ተመሃሮ ዝቐርብ ዝነበረ መደባት ከኣ ቃል መማህራን ብመምህር ወልደየሱስ ሃብተ ቃል ሓላፊ ኣብያተ ትምህርቲ ኣባ ገብራይ ቢኢደማርያም ቃል ዳይርክተር ዘይመንግስታውያን ኣብያተ ትምህርቲ ዞባ ሱዳን ሓው ዶክተር ዓድል መሓመድዜን ተዋሂቡ። ዝተፈላለየ ሽልማታት ከኣ ተዓዲሉ።
ንመማህራን ወኪሉ መምህር ወልደየሱስ ሃብተ ንተሳተፍቲ ናይቲ በዓል ድምቕ ሰላምታ ብቕዳም ሎሚ’ውን ከም ቀደምና ‘’ግዜ ባዕሉ ዝመጽእ’’ ወናኒ ዘይብሉ ብምዃን እንሆ ዕለት ምዕጻው ካቶሊካዊት ቤ\ክ\ከሰላ ዳሳ ብዓጀብ ሽልማ ተኽላ ፍረ ዓመት ናይ ተምሃሮ ኣብ ውጺኢት ስራሖም ኣብ ትሕቲ ዝብል ጭርሖ ተመርኩስና ኣብ ኣድራሽ ኮፍ ኢልና ብሓገዝ ትኹራት መማህራን ተማሃሮን ዝተጻለወ ተዋስኦታትን ግጥሚታትን ድራማን ንሓንጎል ዘመስጡ ብሂላትን ብምርኣይን ብምስማዕን ነቲ ወርቅዊ ግዜኹም ተሕልፋን ትዘናግዑን ኣሎኹም።
ክቡራት ወለድን ኣጋይሽን ትዕዘብዎ ዘለኹም ተርእዮታት ደቕና ኣብ ስደት ብምህላዎም መጠን ቛንቛ ስደት´ውን ብመጠኑ ስለ ዝወረሱ ኣብ መልሓሶም ጌጋ ኣድማምጻ ትግሪኛ ········ ክህልዎም ስለ ዝኽእል ግር ኣይበልኩም።
ናብ ቁም ነገር ክምለስ ኣድላይቲ ነጥብታት ኵውከስ፣ተማሃራይ መን ኢዩ ? መምህርከ ብከመይ ይሕግዞ? ተራ ወለዲኸ እንታይ ኢዩ?. ከባቢኻ ከመይ ዝኣመሰለ ኢዩ?. ተማሃራይ ንክመሃርከ እንታይ የድልዮ?
- ብሓጽሩ ነዚ ኣብ ላዕሊ ዝተጠቀሰ ንምምላሽ ፣ ተማሃራይ ፣ ወለድን ፣ መምህርን ኣብ ምኽትታል ስራሕ ትምህርቲ ሓደ ምስ ዝኸኑ ኢዮም። እዚ እሞር እዚ ብጣዕሚ ብዕምቆት ምርዳእ ዘድልዮ ኢዩ።
- ትምህርቲ ብግቡእ ንክኸይድ ቅሳነት ስድራ ቤት የድሊ። ወለዲ ምስ ከባቢ ምስ ዝርበሹ እቲ ትምሕርቲ´ውን ብኣኡ ይጽሎ እሞ ውጺኢት ደቆም ብልዕሊ ዝበለ ደረጃ ነጥቢ ክጽበዩ ኣይክእሉን ኢዮም።
- እዚ ኵነታት´ዚ ብፍላይ ኣብዚ ሰዓት እዚኣ ኣብ ነፍሲ ወከፍ ሓንጎል ስደተኛ ዝረአን ዘሎን ብምዃኑ እቲ ቀንዲ ኣንጻር (ፀረ ) ጉዕዞ ትምህርትና ኰይኑ ኣሎ።
- ግድን ኢዩ ብግቡእ ተማህርካ ማዕብልካ ጽቡቕ ስራሕ ንክትረክብ ነዊሕ ግዜ ይውስድ፣ ግን ናይ ሎሚ መንእሰይ ሓጺር መንገዲ ወሲድካ ሕይወትካ ምምራሕ ዝብል ጭርሖ ኢዩ፣ እዚ ፍጹም ጸረ ምዕባሌ ትምህርቲ ኢዩ። ስለዚ ካብ ኣፍረይቲ ዘያፍረይቲ ሰባት ንኸውን ። ናይ ሎሚ ተክኖሎጂ ምዕቡል ሓንጎል ይሓተና ኣሎ ፣ ስለዚ ተካእቲ ናይ ጽባሕ ወልዶ ንኽከውን ምስ እንመሃር ጥራሕ ኢዩ።
- ኩሉ ሰብ ባህሪየቱን ጥባየቱን ኣተዓባቢይኡን ሓደ ኣይኮነን ። ባህራየትን ጠባያት ናይ ተማሃሮና ድማ ኣብዚ ዝተመርኮሰ ይኸውን ። መማህራን እኩብ ድምር ናይዚ ጠባያት ኣማእኪሎም ይጐዓዙ ።
- መንፈስ መምህር ኣብ ቦታኡ ከሎ ፣ መንፈስ ተማሃራይ ሸገርገር ዝብል ይመስል፣ ንቅድሚት ንሳልሳይ ሃገር ንስደት ስለዘዘንብልኣብ መንጎ ወልድን መማህራንን ፍሕሽው ዝበለ ዝምድና ይመሰል።
- ብኣውንተ ክንገልጽ ከሎና ካቶሊካዊት ቤ\ክ\ ኣብየተ ትምህርቲ ከሰላ ኣብ ድሮ ናይ ወርቓዊ ኢዩቤል ዝኸይድ ዘሎ ብዙሓት ዜጋታት ኣምህሩ ናብ ክብ ዝበለ ናብራ ዓለም እናሰርሑ ጽቡቕ ህይወት የሕልፋ ከምዘሎው´ውን ኣመስኪራ ኢያ ። ብራቮ ( ኣቅሳሚት ፍልጠት ዝኾንኪ ቤት ትምህርቲ ካቶሊካዊ ቤተ ክርስትያን ከሰላ ።
- ናይ ሎሞ ዘመን 2015-2016 ሰንጠረዥ ተማሃሮና እዚ ዝስዕብ ኢዩ
መባእታ | ማእከላይ | ላዕላዋይ | ድምር | |
ፈለማ ዓመት ዝተመዝገቡ | 203 | 230 | 194 | 627 |
ምሉእ ዓመት ዝቀጸሉ | 178 | 163 | 165 | 508 |
ዝሓለፉ | 154 | 125 | 155 | 434 |
ዝተረፉ | 24 | 38 | 10 | 72 |
ብዝሒ ዝሓደጉ ( dropout ) | 25 | 67 | 29 | 121 |
- ኣብ መወዳታ ክብሎ ዝደሊ
- ናይ 12 መርመራ ተዳሊኹም ዓመት ይምነየልኩም
- ነዚ ተወዳዳሪ ዘይብሉ ንምዕጻው ቤ\ት ሰብ ምርኢት መማህራን ተማሃሮን የመጉስ
- ሽማገለ ወለዲ ተሳትፎኹም ብዅሉ ሸነኻቱ የመጉስ
- ሓው ዝኾነ መንግስቲ ህዝብን ሱዳን የመጉስ
- ማሕበር ካቡቺኒ ኣበርክቶን ቆላሕታ ንህዝቢ ምሃቡ የመጉስ ብምባል ቃሉ ዛዚሙ፥
ቀጺሉ ዝያዳ ተጠቅምቲ ንሕና ተማሃሮ ናይ ሎሚ ዕንባባ ናይ ጽባሕ ፍረ ብምዃና መጠን ፍልጠት ዘቅሰሙና ክቡራት መማህራንና እናነኣድና በላሕትን ብሉጻትን ተማሃሮ ክንከውን ኣሎና ብምባል ብተማሃሪትሄለን ግርማይ ቃል ተማሃሮ ቀረበ። ኣብ መፋሪቅ ናይቲ ፕርግራም ሰዓት 3፡30 ሓላፊ ናይ ዘይ ምንግስታውያን ኣብያት ትምህርቲ ዞባ ከሰላ ዶክቶር ዓድል መሓመድዜን ምስ ጉጅለኡ ኣብ በዓል ብምምጻእ ምውቅ ኣቀባብላ ብህዝቢ ተገብረሉ። ናይ እንቛዕ ዳሓን መጻእኩም ምባልን ዝበርክትዎ ዘሎው ሓገዝን ዝገልጽ መልእኽቲ ብመምህር ዓብዱ ኣማን
ብቛንቛ ዓረብ ቀረበ። ሽማግለ ወልዲ ተመሃሮ ንክቡር ዶክቶር ዓድልን ንሓላፊ ኣብየት ትምህርቲ ካቶሊካዊት ቤ\ክኣባ ገብራይ ቢኢደማርያም ህያብ ኣውፊዩ። አዚ ከዓ ናይ ሓድነትን ናይ ምሕዝነት ዝገልጽ ነበረ ። ቀጽሎም ናይ 12 ክፍሊ መበል 16 ዙርያ ምስክር ዲፕሎማ ዓደሎም ፡ ድሕሪዚ ድክቶር ዓድል ስለቲ ዝተገብሮሎም ኣቓባብላ ሸልማተን ኣብ ዘስምዕዎ ቃላት ነዚ ግዚፍ ዕማም ሒዝኩም ንነዊሕ ዘመናት ተጓዓዝዎ ዘሎኩም ኣዚዩ ዝመስገን ኢዩ። ህጻን ክመሃር ኣሎዎ ፡ ናይ ዝኾነ ሃገር ሓላፍነት ከምዚኾነ ብምግላጽ ነቲ ዝረኣዩን ዝተዓዘቦን ኣመስጊኑ ንካቶሊካዊት ቤት ክርስትያን ብእትገብሮ ዘላ መደብ ትምህርቲ ንክትቅጽሎ ኣተባብዐ ። ንመማህራን ወለድን ህርኩት ስራሖም ነኣደ ፡ ኣብ ጐንኹም ኣሎኹ በርቱዕ ብምባል ናብ ቦታኡ ተመልስ፡ ብናይ ህዝቢ ጨብጨባን እልልታን ድማ ብጽቡቕ መንፈስ ምስ ብጾቱ ተፋነወ።
ሓላፊ ኣብያተ ትምህርቲ ካቶሊካዊት ቤተ ክርስትያን ከሰላ ብወገኖም ንኹሎም ተሳተፍቲ ናይቲ በዓል ልኡል ሰላምታ ብምቕዳም፡ ልዕል አግዚኣብሔር ብጸጋ መሕረቱ ነዚ ዓመት ምህርቲ ኣጀሚሩ ንመዝዛሚ ብስላም ዘብቃዓና ምስጋና ይብጻሓዮ። እዚ ዓመት መጽ ብሓባር ተኣኪብና ክንውዕል ዝመደብናዮ ናይ ደቅና ፍረ ጻም ንምቅባል ንመምሃራን ንምተበባዕ ኣብ ጉእዞ ዓመት ትምህርቲ ዝናበረ ባህሪኣያት ንጥፈታት ተማሃሮ ንምፍላጥ ኢዩ።
ጉዕዞ ትምህርቲ ኣብ ስደትና ከቢድ ኮይኑ አዃ እንተ ተሰመዓና ንኩሉ ነቲ ዘጓንፍ ጸገማት በዲህና ነቲ ናብ ፍልጠት ጎደና ዝምራሓና ብቅዳመነት ሰሪዕና ኣብ ዓወት ምብጻሕ ኢዩ። እዚ ኸዓ ሕብረትን ጻዕርን ናይ ኩሉና ይሓትት። ኸምዚ ስለ ዝኾነ ኢዩ ኸዓ ኣሕዋት ካፑቺኒ ኽሳብ ለይቲ ሎሚ ነቲ ዝተለምዎ ዕላማ ምስ ቡዙሓት ግዱሳትን ዉፊያት ሰባተን ወለድን ብዘይ ሕለል ጻዕሪ ቡዙሓት ዜጋታት ኣብ ምፍራይ ትርከብ ከምዘላ ታሪኽ ዝመስክሮ ኢዩ። እዚ ዝተጠቕስ ግዚፍ ታሪኽ ዘለዎ ስሩዕ መደባዊ ትምህርቲ ንክትመረሕን ንኽትመዉልን ቡዙሕ ኣድካምን ኣጽጋሚን እኳ እንተኮነ ብሓይሊ እግዚኣብሔር ደቕና ባህሎም ልምዶመን ከይሰርዑ ኣብ ናይ ፍልጠት ጎዶና ንመርካቦም ኣዚዩ ዘሕጉስ ኢዩ ።
ናባኹም ናብ ወለዲ ምልስ ኽብል፡ ከም መጠን እዋሓህዲ ኣብያት ተሙርቲ ካብ መመሃራን ገለ ካብ ወለዲ ዘዋህለልኩዎ ነጥቢ ክብርህ።ተማሃራይ ንመንታይ ናብ ቤት ትምህርቲ ይመጽእ? መምህር ስለምንታይ ይቁጸር ?ወለዲ ክ መን ኢዩም? እዞም ዝተጠቅሱ ሓደ ካብ ሓደ ዘይፍለዩ ኢድን ጞንተን ኢዩም። ሓደ ዝዝንግዕ ኩሎም ይዝንጎኡ። እንታይ ኢዩም ክ እቶም በኣሉታ ዝጸልዉና እንተበልና፡ መልሱ ከምዚ ይኸውን ሓንጎል ተማሃራይ ኣብ ኽንዲ ትምህርቲ ዝሓስብ ናብ ኻልእ መንገዲ ትጠምዚዙ ይርከብ ንዓ ትቕለስ እንተበልካዩ ዘይቕለስ ። ንዓ ተማእዘዝ እንተበልካዩ ዘይምእዘዝ፡ ሕንጎል ወለዲ ዕለታዊ ዜና ናብ ሳለሳይ ስደት ዝብል ጥራሕ ኮይኑ ሰለዝርከብ። .ዝያዳ ኣብዚ ቅረባ እዋን ስድራቤታት ብብዝሒ ናብ ሳለሳይ ስደት ስለዝኸዱ ንተመሃሮ ወለዲ ስበድበደን ዘይምቕሳን ፈጢሩ ንቶም ንፉዓት በላሕትን ተማሃሮ ክዘንግዕ ስለ ዝርከብ። ስልዚ ወለዲ ኣወንታወን ኣሉታወን መሚኹም ኣብ ምተብባዕን ምክትታልን ኣይተዘንጎዑ።
ንሕና እሕዋት ካፒቺኒ ብስም ካቶሊካዊት ቤት ክርስቲያን እዚ እንበርክቶ ዘሎና ዓውደ ትምህርቲ ምስ ሓው መንግስቲ ሱዳን ክፍሊ ትምህርቲ ብምዉህሃድ ነዚ ኣድካመን ናይ ሕልና ስራሕ ክም ምኻኑ መጠን ሓላፍነቱ ዓቢ ሽኽም ክምዝኮነ ክሕብር እፈቱ።
ኣብዚ ኻዕ ንሓው መንግስቲ ሱዳን ስለ ኣትኩሉ ምትሕብባሩ ብልቢ ኣመስግን ።
ብሕጽር ዘበለ ኩነታት ቤት ትምህርትና ብከምዚ ክግለጽ እንክሎ ነቶም 12 ክፍሊ ዛዚሞን ንፈተና ንላዕልዋይ ደርጅ ትምህርቲ ንምቕጻል ኣብ ፈተና ዝቅራረቡ ዘሎው ዓወት አመነየልኩም አንቛዕ ኽዓ ኣብ ምዘዛም ኣብቃዓኩም።
ኹለኩም ሽማግለ ደብረ ቅዱስ ሚካኤል ነዚ በዓል ክዉን ንምግባር ብተግዳስነት ዝተዓጠቅኩም ክብረት ይሃብኩም።
መማህራን ምስ ደቅኩም ተማሃሮ ብዘቅረብኩሞ ባህላወን ትምህርቲ ሓዘልን ተዋስኦ ግጥሚን የመስግን ቀዳማይ ቃሎም ደምዲሞም።
ድሕሪኡ እቲ ፕሮግራም ክሳብ ሰዓት 6፡30 ቀጸለ ።ኣብ መወዳእታ ጠቅላላ ሓላፊ ናይ ካቶሊካዊት ቤ\ክ ኣብየት ትምህርቲ ሓላፊ ኣባ ገብራይ ካብ ኣዚለ ክሳብ 12 ክፍሊ ናይ 2015-2016 ጸብለል ኢሎም ዝተረኽቡ ተማሃሮ ብልጫታት ዓደለ ።ቀጺሎም ድማ ቃል ደምዳሚ ግዜ ሓያል ምዃኑ መምህርን ፡ ተማሃራይን ፡ ወለድን ብምትሕብባር ሓያላት ተማሃሮ ክሃንጹ ከም ዝክእሉን ኩላትና ንሓደ ዕላማ ከም ሓንቲ ስደራ ኰይና ደቅና ናብ ፍልጠት መኣዲ ንክነሳተፍ ብርቱዕ ጻዕሪ ከም ክምዝሓተናብንጹር ኣብሪሆም።
ኣብ መወዳእታ ንሓው መንግስቲ ሱዳንን ህዝቡን ፣ ኣመጒሱ። ንበዓል ብኹሉ ሸነኻቱ ኣዳለውቲ ኣመጒሱ ። ሰናይ ዕርፍቲ ይግበርልኩም ብምባል ናይቲ በዓል ፍጻመ ኮነ።
شمعة الحرية أم شمعة الديمقراطية؟؟؟
Written by اعلام حزب الشعب الديمقراطي الارتريأحد أبرز مميزات طغمة الهقدف التخابث علي الشعب عبر تغيير موضوعات اهتمامه وتكتيكات استمالته للشعب، واليوم مستغلاً عشق الشعب للاستقلال جعل يدغدغ مشاعر المغتربين للعودة للوطن للاستيلاء علي أموالهم عبر مختلف الخدع والتكتيكات. الشعب الذي بذل الغالي والنفيس من أجل حريته لم يكن بحاجة الي من يذكره بها بإيقاد الشموع وطرق الأبواب باباً باباً، اليوم لم تعد قضية شعبنا قضية حرية واستقلال، بل قضية ديمقراطية وحقوق.
كلما دخل الهقدف في ورطة يهرب الي الوراء، يهرب من قبحه الي الماضي الجميل، الي معارك نادو، فنقل وأمجاد وبطولات التحرير، إنه مسلسل يكرر ويجتر ماضي حلقاته وتفاصيل أجزائه المكررة، نحن لا نعترض علي الاحتفال الدوري المعتبر بتلك المآثر الوطنية الجليلة، ولكن نعترض علي اتخاذها ستاراً لأهداف غير نبيلة كإلهاء الشعب عن مشكلاته الحقيقية وتخديره بأحلام وأفراح الماضي النبيل عن التفكير في قضايا ومهام حاضره الكالح.
الشعب ليس بحاجة الي من يعطيه الدروس والمحاضرات عن بطولاته الوطنية، فهو خير خبير بها، ذلك لأنه من جهة يعرف ضخامة التضحيات التي بذلها في سبيل استقلاله ومن جهة أخرى يعرف حجم مرارة العيش تحت نير الاحتلال الأجنبي، لكن ليس للاستقلال مذاق بغير الديمقراطية والحقوق والحريات الإنسانية الأساسية، إذ لا فرق بين الاستعمار والحكم الوطني في ظل فقدان مميزات الاستقلال وثمراته.
تهانينا بمناسبة اليوبيل الفضي للاستقلال لأنها ذكرى باقية في قلوبنا وشمعة موقدة بدموعنا، ولكن ليس علي حساب الحقوق والحريات، يجب أن نعلن عدم موافقتنا علي المتاجرة بالاستقلال بثمن الحرية والديمقراطية.
ها هو الشعب الارتري تمر عليه ذكرى التحرير الربع قرنية وهو أسير سلاسل الدكتاتورية، لذلك يجب أن يدشن احتفاله لهذا العام بالمطالبة باستكمال حريته الوطنية بحريته الإنسانية.
إن تجارب الشعب الارتري أثبتت أن الهقدف هو الذي يذيقه ما كان يلقاه علي يد الاستعمار من ويلات، لذلك بنفس الشجاعة والحسم يجب أن يتصدى الي مقاول الاضطهاد الجديد حتى وإن تسربل بأثواب الوطنية.
نحيط حضراتكم أنه تم الشروع في أعمال التحضير للمهرجان السنوي الذي تعده الرابطة الديمقراطية الارترية بألمانيا بالتعاون مع فروع حزب الشعب الديمقراطي الارتري (مهرجان ارتريا 2016م).
بدأت اللجنة التحضيرية للمهرجان أعمالها فحددت أولاً مكان المهرجان ب(فرانكفورت) والزمان بالفترة من 12 ـــــــــــ 14 أغسطس 2016م ( 12 ـــــــــــ 14 / 8 / 2016م ).
يؤم المهرجان عادةً ساسة ومثقفون ألمان وأصدقاء أجانب آخرون فضلاً عن فعاليات وقيادات وأفراد وجماعات ارترية سياسية ومدنية، وهو ساحة حرة للتلاقي بين الارتريين من مختلف الأصقاع والمشارب للتفاهم وتبادل الآراء والمعلومات. وعليه الدعوة لحضور هذا الملتقى الجماهيري الهام موجهة بصفة عامة الي كل ارتري أو صديق للشعب الارتري محب للديمقراطية والعدالة والسلام والازدهار في ارتريا والي جميع الناشطين السياسيين والمدنيين والحقوقيين والمثقفين الارتريين بصفة أخص.
اللجنة التحضيرية للمهرجان إذ تتخذ المبادرة بتحمل عبء التحضير لهذا المنبر الوطني الهام إنما تعلن ترحيبها الحار بشتى صنوف المشاركات لإثراء المناسبة وتدعو جميع المهتمين من ارتريين وأشقاء وأصدقاء الي تحمل نصيبهم من هذه الاحتفالية الجامعة. لذلك فالدعوة للحضور والمشاركة إذ تضع في اعتبارها التعدد السياسي والتنظيمي لشعبنا وقواه السياسية والمدنية فهي ترحب بالجميع علي قدم المساواة، حضوراً ومشاركةً وتفاعلاً ومساهمة.
المزيد من المعلومات عن المشاركات وأي تعديلات في المكان أو الزمان نوافيكم بها في حينه، عدا ذلك فالموعد الزماني والمكاني يبقى كما هو أعلاه.
بالوفاق والعمل المشترك معاً الي النصر
اللجنة التحضيرية للمهرجان
20 مارس 2016م
ርእሰ-ዓንቀጽ ሰደህኤ
ሓው መንግስተኣብ ኣስመሮም ኣቦ-መንበር ሰልፊ ደሞክራሲ ህዝቢ ኤርትራ፡ ብ14 ለካቲት 2016 ናይ መላእ ኣባላት ሰልፊ ኣኼባ ኣካይዱ። ኣብዚ ኣኼባኡ ሰደህኤ ኣብ ዝሓለፈ 6 ኣዋርሕ ዘካየዶ ሓፈሻዊ ንጥፈታት ብመልክዕ ጸብጻብ ኣቕሪቡ። ኣባላት ናይቲ ዝመርሖ ዘሎ ሰልፊ ድማ ኣብቲ ዝተዋህበ መብርሂ ተመስሪቶም፡ ሰልፎም ኣብ ምሕያል ክተባባዕ ዝብልዎን ክእረመሎም ዝደልይዎን ኣሰራርሓታት ብዝምልከት ሃነጽቲ ሓሳባት ኣቕሪቦም። እዚ ናይ መሪሕነትን መሰረታትን ግሉጽ ምንባብን ምትሕስሳብን ቀጻሊ ንክኸውን ድማ ተላብዮም። እቲ ኣቦመንበር ብወገኑ ኣብ መጻኢ፡ ነየናይ ጐኒ ዝያዳ ምሕያል ነየናይ ጐንኸ ከእረም ከም ዝግበኦ ኣብ ምውሳን ዝሕግዙ ሓሳባት ኣዋህሊሉ። ቀንዲ ዕላማ ናይቲ ናይ እንካን ሃባን ኣኼባ ድማ እዚ እዩ ነይሩ።
ብዘይካዚ ብ19 መጋቢት 2016 ኣብ ፓልቶክ ስመር ቁጽሪ-ሓደ ክፉት ኣኼባ ኣካይዱ። ኣብዚ ኣኼባ እዚ ከኣ ፖለቲካዊ ራኢ፡ ሚዛንን ተሳትፎን ኣብ ጉዕዞ ሓድነትን ንጥፈታትን ሰደህኤ ዝምልከት ሰፊሕ መግለጺ ኣቕሪቡ፡ ተሳተፍቲ ኣኼባ ብዛዕባ ሰልፊ ደሞክራሲ ህዝቢ ኤርትራ ክፈልጥዎ ዝደልዩ ብዝምልከት ሕቶታት ከቕርቡን ብዛዕባ’ቲ ሰልፊ ቅኑዕ ኮይኑ ዝተራእዮም ሚዛን ክህቡን ዕድል ከፊትሎም።
ብፍላይ ኣብቲ ክፉት ኣኼባ ኣዝዮም ብዙሓት ዝተፈላለየ መንቀሊ ዘለዎም ሕቶታት ቀሪቦም። እንተላይ ነቶም ንሰደህኤ ዝነቕፉ ሕቶታትን ርኢቶታትን እውን ግቡእ ክብርን ንጹር መልስን ክወሃቦም ሓዲሩ። ሓው መንግስተኣብ ዝህቦ ዝነበረ መልስታት ብዘይሽፍንፍን እምንቶን መርገጽን ሰልፉ ኣብ ተዝተፈላለየ ዛዕባታት ከምቲ ዘለዎ ዘነጽር ነይሩ። ገለ ተሳተፍቲ ዋላ እቲ ዝወሃብ ዝነበረ መልስታት ካብ እምነቶም ወጻኢ እንተኾነ፡ በቲ ተበግሶን ግሉጽነትን ኣዝዮም ሕጉሳት ከም ዝነበሩ ምግላጽ ጥራይ ዘይኮነስ፡ ከምዚ ዓይነት ናይ ግሉጽነት ባህሊ ክቕጽል ከም ዝግበኦ ተደጋጋሚ ለበዋታት ኣቕሪቦም።
እዚ ዝተጠቕሰ ኣብነታዊ መድረኻት ረብሓኡ ንሰደህኤ ንጹር እዩ። ከዕውቶ ዝቃለሰሉ ዘሎ መትከላት ብቐጥታ ናይ ምግላጽ ዕድል ስለ ዝሃቦ። ነቶም ነቲ ሰልፊ ካብ ዝተፈላለየ ማእዝናት እንዳነቐሉ ዘይስሙ ክህብዎ ዝደልዩ ግቡእ ግንዛበ ከም ዝረኽቡ ኣብ ምኽኣል እውን፡ እዚ መድረኽ ጠቕሙ ቀሊል ኣይነበረን። ናይ ሓደ ውድብ ሓቀኛ ናይ ህዝቢ ደገፍን ምትብባዕን ድሕሪ ምፍላጥ መትከላቱን ፖሊሲታቱን እዩ ዝርከብ። ሰልፊ ነዚ መድረኽ ከዳሉ እንከሎ ንክነኣድን ንክምጐስን ጥራይ ኣይኮነን። ናብዚ ሰልፊ ዝቐርብ ሕጽረታትን መተካእታታቱን ምስማዕ እውን ቀንዲ ስንቂ ኣብ መጻኢ ቃልሱ ምዃኑ እዩ ዝኣምን።
ተሳተፍቲ ኣኼባ ኤርትራውያን እዮም። ንሱ ጥራይ ዘይኮነ እቲ ኣብ ኤርትራ ዘሎ ሕማቕ ሃለዋት ዘሻቕሎምን ራህዋ ዝጽበዩን እውን እዮም። ሎሚ ኣብ ደንበ ተቓውሞና “ነናትና መተካእታ ኣለና” ዝብላ ውድባት ብዙሓት እየን። ካብዚኣተን ኣየኖት እየን እተን ክሕገዛን ክድገፋን ዝግበአን፡ ኣየኖትከ “መትከላትክን ምስ ውድዕነት ኤርትራ ስለ ዘይሰማማዕ ቅኑዕ ኣይኮነን” ክበሃላ ከም ዝግበአን ንምውሳን ብማዕዶ ዘይኮነ ቀሪብካ ብፖለቲካዊ መለክዒ መዚንካ ምፍላጠን ኣዝዩ ኣድላይ እዩ። ካብቲ ነዚ ቅኑዕ ሚዛን ዘብቅዕ ተረድኦ ክርከበሉ ዝኽእል ኣጋጣምታት ሓደ ድማ ክፉት መድረኽ ከፊትካ “እዚ መተካእታ’ዚ ሒዘ እየ ዝቃለስ ዘለኹ” ዝብል ድምጺ ብግሉጽነት ከተስምዕ ምኽኣል እዩ። ክፉት መድረኽን ግሉጽ ሕልናን እንተዘየልዩ ግና እቲ ከጋጥም ዝኽእል ጸገም፡ ወይ ክትውስን ምኽኣል ስኢንካ ኣብ መንጎመንጎ ምንባር እዩ፡ ወይ ድማ ብማዕዶ ኣብ መሰረታዊ ዘይኮነ ጉዳያት ተመርኲስካ ብስምዒት ምድጋፍ ወይ ምንጻግ እዩ። ናይዚ ምርጫታት’ዚ ሳዕቤን ድማ ናብ ግጉይ መንገዲ እዩ ዝመርሕ።
ሎሚ ኣብ ብዙሕ ኣጋጣሚታት፡ “ወየን ውድባት በዚሐንስ ኣስማትን’ኳ ኣይንፈልጠንን። ስለምንታይ ክሳብ ክንድዚ ውድባት ይበዝሓ? እገለን እገለን ብሓደ ጸኒሖም እንታይ እዩ ፈላልይዎም ተፈናጭሎም? …. ወዘተ” ዝብሉ ጽልግልጋት ምስማዕ ኣብ ኤርትራውያን ዝተለምደ እዩ። ናይዚ ጽልግልጋት ቀንዲ ጠንቂ ድማ ብኩራት ግሉጽነት እዩ። ብሰንኪ እዚ ብኩራት ግሉጽነት ድማ ዝኾነ ኣካል ዘይሰርሖ ስራሕ ሰሪሐ፡ ውድብ ዘይኮነ ውድብ እየ። … ውዘተ ንክብል ዕድል ዝኸፍት ኮይኑ ኣሎ። ስለዚ እቶም እዚ መሰረታዊ ብዘይኮነ ምኽንያት ተበቲኑ ዘሎ ሓይሊ ኣብ ሓደ መጺኡ ናይ ለውጢ ዓቕሚ ንክኸውን ዝብህጉ ኤርትራውያን፡ ውድባትን ማሕበራትን ኣብ ክፉት መድረኽ ብግሉጽነት ሒዘምዎ ዘለዉ ፖሊስን ኣተገባብርኡን ብቐጻሊ ከብርሁ ይግበኦም። ስለምንታይ፡ ክትድግፎ ንእትደሊ ንምድጋፍ ኮነ ንክትቃወሞ እትደሊ ንምቅዋም ዝተሓዝ መርገጽ ብሱል ዝኸውን በዚ መስርሕ እዚ እንተሓሊፉ ጥራይ ስለ ዝኾነ። ሰደህኤ ከኣ ነዚ ጀሚርዎ ዘሎ ናይ ግሉጽነት ኣብነት ክቕጽሎ እዩ። እንሆ’ኳ ኣቦመንበር መንግስተኣብ ኣስመሮም ኣብ መጻኢ 2 ማዝያ 2016 እውን ምስ ፓልቶክ ስመር ንለውጢ ንተመሳሳሊ ክፉት ኣኼባ ቆጸራ ሒዙ ኣሎ።
Radio Demtsi Harnnet Kassel, Germany
Written by Radio Voice of Liberty Kassel, GermanyEPDP Women on International Women's Day
Written by EPDP Information Officeኢስያስ ኣፈወርቂ ኣብ 2000 ዓ.ም ምስ ሓቂ ፊት ንፊት ተፋጢጡ። ነቲ ባዕሉ ሃንዲሱ ባዕሉን ብምእዙታተይ ዝብሎም መራሕቲ ውግእ ተጠጂኡ: ጸሓይን ኮዋኽብትን ኣብነት ገይሩ ዝጠቐሶ ቀዛፊ ኲናት ተራጺሙ። ድሕሪ ምቛም ሃገረ ኤርትራ ንመጀመርያ ዝመርሖ ኲናት ምስ ኢትዮጵያ። ንመሪሒነቱ ዕርቃኑ ዘውጽአ ንመንነት ስስዐ ስልጣኑ ዘቃልዐ: ግን ከኣ ብሉጻት መንእሰያት ኤርትራ ዳግም ዝቐዘፈ: ኣብ መስርሕ ኲናት ንሃገራዊ ነጻነት ጅግንነቶም ዘመስከሩ ዓበይትን ዘቕሃመ ኲናት 1998-2000። ርኹስን ሕሱርን ሓሳብ መሪሒነት ህግደፍ ማለት ኢስያስ ኣፈወርቂ ዘሳዎሮ: ሃገርን ህዝብን ሂወት ዘለዎ ፍጡርን ዘብረሰ: ልዕሊ ኹሉ ድማ ብናይ ሰላሳ ዓመት ቅዲ ኲናት ንሓርነት: ፍሽለት ኢስያስ ኣፈወርቂ ንሰላምን እፎይታን ህዝቢ ዝኾለፈ ኮይኑ። ህንደሳ ኲናት 1998-2000 ንምስዓር ኣተሓሳስባ ፍትሕን ደሞክራስን ዝተማህዘት ብምንባራ ዕላማ ርኹስ መደባ ኣስፊናያ።
ሕቡእ ኣጀንዳን ምስሉይ ባህሪ ኢሳያስ ኣፈወርቂ ዝኸሽሐ ንምብታን ህዝቢ ገፊሕ ባብ ዘርሓወ ኲናት። ኢሳይስ ድሕሪ ስዕረቱ ብዂናት ምስ ኢትዮጵያ ጀሚሩ ነቲ ሰራም ኲናቱ ኣብ ህዝቢ ኤርትራዩ ቀጺልዎ። ሓቂ ኣብ ቅድሚኡ ሕቶታት ኣቕሪባ። እዚ ኲናት ንምንታይ ዕላማ ተበጊሱ᎒ ንውጽኢቱኸ ብኸመይ ኢኻ ትግምግሞ᎒ እታ መንበር ምልካውነቱ ልዕሊ ሃገርን ህዝብን ዝተዋደደት ስለዝነበረት: ኣብ መልሲ ክንዲ ዝኣቱ ናይ ሹዱሽተ ወርሒ ውድባ ጥፍእት ብምጉስጓስ ንመገዲ ፍትሕን ሓርነትን ዝሎኮተ ሞዶሻ ምልኪ ኣብ ኢዱ ከም ዝጭብጥ ገይሩ። ኣብቲ ኲናት ምእዙዛተይ ዝብሎም ከም ዘዋፈረ ጠቒሰ ጸኒሐ: ነዚ ናይ ምዕፋን ደለይቲ ፍትሕን ቁዋምን ከኣ ካልኣት መናፍስቲ ሓይልታት ርኽሰት ኣዋፊሩ። ብዙሓት መዛግብቲ ታሪኽና ዝሓዞም ኣለው። ሓደ ካብኦም ኣብዚ ናይ ሎሚ ድርሰተይ ክጠቕሶ ዝደሊ ግን ኣሎ። ጠበንጃ ዘይዓጠቐ እታ ደርቕ ጥይት ዘይትኮሰ: ብርዒ ዘንበቡ ዝጸመደ! ንምምሳል ክሳዱ ዘድንን: ልሳኑ ብመርዚ ኣሉን ነውርን ዝለጎመ: የማን ገብረኣብ። ናይ ኢሳያስ ኣብ ቃልዕ ዝወጸት ምልካውነት ኣብ ምዕቃብ ንኽዋፈር ብጸጋም ወንበር ኢሳያስ ኣፈወርቂ ኮፍ ክብል ዝተሓርየ መልኣከሞትዩ። ተልእኾኡ ኣብ ምዝራግ ጥዑይ ሓድነት ደለይቲ ቁዋማዊ ምሕደራ 2000 ዓ.ም ዳህላሊ ትሕትና ተጠቒሙዩ ስርሑ ጀሚሩ። ናብ ጎደና ጥፍእት ዝጽግዑ ጠላዕ ብምጽዋት ንገለ ኣስዲዑ: ንዑጡቓት ዝጸደቐ ቁዋም ብምንጻል፣ ኣይደንጎየን ኢስያስ ኣፈወርቂ ንምቓባሮም ወሲኑ። የዋሃት ደቀ-መዛምርቲ ህግደፍ: ”እዞም ዓበይቲ ደኣ ስለምንታዮም ተኣሲሮም” ኢሎም ኣብ ዝሓትሉ: ልሳን የማነ ገብረኣብ ለዋህን ውርዝይትን ክትመስል ” ናይ ብጾት ግርጭትዩ ልዕሊ ኹሉን ቅድሚ ኩሉን ከኣ ንዓና ይብጹሑናን ንሕና ከኣ ኢና ንሓልየሎም” ብምባል ክታብ ምልካውነት ኣዚሩሎም። እቶም የዋሃት ተዓዚሞም። ክታብ ምልካውነት ከኣ ኣብ ምዕባስ ግሩህ ሕቶታት ተወጢሓ በትረ ስልጣን ኢሳያስ ኣፈወርቂ ንዂናት ኣብ ህዝቢ ብምቕጻል በታኒ ናይ ጥፍኣት ጉዕዘኣ መሪሻ። የማነን መሰልቱን ነዛ ናይ ጥፍኣት ካፕተን ዝመርሓ መርከብ ደምን ዓጽምን ንጹሃት ዝሸመመት: ኣብ ፈስቲቫላትን ኣኼባታትን ንመርዚ ሓሶት ኣሰንዩ ብደም ንጹሃትዩ ዝዂሕላ። ንጽዩፍ ገበን የማነ ብዝያዳ ዝዂልዕ ከኣ ነዞም ኣብ ደምክርያስያውያን ሃገራት ኤውሮጳን ስሜን ኣመሪካን ተወሎዶም ዘዓበዩ ኤርትራዊ መብቆል ዘለዎም ብሳላ ስንኩልን ዘንባዕን ኣብ ገለ ኸኣ ድሕረይ ሳዕሪ ኣይትብቆላ በለጽን ወለዶም ተጸጊዑ: ዝዘርኦን ዝኹስኩሶን ዘሎ ምስፋን ተንኮል ምእሳር ኣእምሮዩ። ብኦም ኣቢሉ ናብ ኣመሓደርትን ኣገልገልትን እዘን ደሞክርያስያውያን ሃገራት እንዳሰልኾ ነዛ ፍንፍንቲ ቅንጣብ ኣሰር ማሕበራዊ ርትዒ ዘይብላ ዓራት: ትምህርትን ጥዕናን ማሕበራዊ ናብዮት ዘለዋያ ክብል: ንግሆ ኣብ ኦስሎ ቆሪሱ ፋዱስ ኣብ ስቶኮሆልም ተመሲሑ ምሸት ኣብ ብራስል ይድረር። ነዛ ስደተኛታት ንኸይኣትውዋ ኩሉ ኣገባብ ምዕጻው ኣፍደጊኣ ትሰርሕ ዘለ ኤውሮጳ ብምዛር ገንዘብ ሃቡና መንእሰያትና ክንሕዘልኩም ብምባል ክድዓቱ ኣብ ህዝቢ ኤርትራን ደቁን ዘምስከረ ዕሉል መሲህ ጥፍኣተ ምልኪዩ። የማነ ገብረኣብን መሻርኽቱን ካብ ኤርትራ መልሚሎም ከም ስደተኛታት ኣብ ኤሮጳን ካልኦት ክፍሊ ዓለማትን ዘእተዎምውን ኣለው። ገለ ካብኦም: ተቓዋወምቲ መሲሎም ኣብ ውሽጢ ተቓውሞ ደምበ ዝዝምብዩዮም። ኣብቲ ንጽቡቕ ስም ገድሊ ዘናሹን ክብልል ዝፍትን ፕሮፖጋንዳ ተጸፍዮም ዘላኽዑውን ኣለውዮም። ” ሓዳስ ኤርትራ” ኣምር ህግደፋውያን ንዝናን ተኣምራት ዝገበረ ጅግንነት ሙዑታት መንእሰያት ኣርባዓታትን ሓሙሳታት ቅድሚኦም እንክዝከር ኣብ ርእሳ ረመጽ ዝተኻዕዋ ኮይኑዩ ዝስምዓ። እታ ኣምር ንታሪኽ ጀጋኑን ባህሊ መስዋእቶምን ሓወልቲ ኣብ ክንዲ ምግባር: ናይ ፑሽኪ ሓወልቲ ክትተክልንያ መሪጻ። ኣብ ክንዲ ነቲ ጅግና ኤርትራዊ ምስ ሽድኡ ምቕራጽ ነታ ሽዳ ጥራያ ስኢላ። ሂወት ንኽህብ ሂወቱ ዘጥፈአ ኣብ ክንዲ ምዝካር። ኣብ ክንዲ ንኤርትራ ብምምሕዳር ክፍልታት ዝቐረጸ ኣውራጃታት ባርካ: ሰንሒት: ሳሕል: ሰምሃር. ደንከል: ኣከለጉዘይ: ሰራየን ሓምሴንን ዝብል ንህዝቡ ዘዂርዕ ኣስማት: ህዝቢ ዘይተሳተፎ ኣሃዛት ቁጽሪ ምሃብ ነታ ብዘይካይ ካልእ ክስመን ክዝከርን የብሉን እትብል ሕልሚ ኢሳያስ ኣፈወርቂ ምግሃድዩ። ንታሪኽን ባህሊ ህዝብን ዘየንጻርቕ ስርዓት ፎእ ኣብ ምባል ብበሊሕ ኣእምሮ ንስራሕ። ካብ መፈንጠራ ጽልኢ ገድሊ ንጠንቀቕ። እዚ ካብ ጽልኢ ምምሕዳር ምልክን ዓመጽን ተበጊሱ ነታ ንዛረበላን ንጉህየላን ዘለና ሃገርና ኤርትራን ህዝባን ቃልሳን: ባህሊ ሓድነታን ምክብባር ህዝባን ብዝተፋላየ መፈንጠራታት ብዓንተረኛታት ህግደፍን ነውሮምን ንታለል ከይንህሉ: ክልተ ግዜ ክንሓስብ ዝግበኣና ኣባላት ተቓውሞ ደምበ ክንነቕሓሉ ዝግባእዩ። ከምቲ የማነ ኣብ ዘዕብየኦም ሃገራት ዕደቱ ኣካይዱ ብመርዚ ምልካውነት ዘላህዮም ዘሎ፡ኣብ ገለ ተቓውሞ ማሕበራዊ መድያ ንመንእስያት ኤርትራ ታሪኽ ብረታዊ ቃልስና ብዘናሹ ዝግበር ፕርፖጋንዳ መኽሰቡ ነዚ ጽዩፍ ውልቀ መላኺ ምዃኑ ምዝንጋዕ ተዛረብቲምበር ፖለቲከኛታት ኣየጸውዕንዩ።
ንባራበር።
ረዘነ ተስፋጽየን
العلاقة النضالية هي تلك التي تربط بين مكونين سياسيين أو أكثر، والعلاقة لا تبنى علي فراغ، بل تحتمها ضرورة العمل المشترك لإنجاز الهدف أو الأهداف المشتركة، ومما يحتم العلاقة والرابط أيضاً أن أصحاب الهدف المشترك لا يستطيع أيٌّ منهم إنجاز المهمة المشتركة منفرداً. ولكي يتم إنجاز المهمة المشتركة بقوة وفعالية لابد من أن تتسم العلاقة بالمتانة والديمومة. مركز اهتمام العلاقة النضالية يجب أن يكون خدمة الأهداف المشتركة دون الالتفات الي القضايا الجانبية والمعيقات الثانوية، ومن سلبيات العلاقة التي يجب محاربتها بشدة هي النظر الي من هم خارج إطار هذه العلاقة نظرة عداء واستعداء. ذلك أن العداء والاستعداء يصرفك عن إنجاز مهمتك الأساسية ويشغلك بقضايا انصرافية أنت في غنىً عنها. بمعنىً آخر يجب أن تنبني العلاقة علي أساس إنجاز الهدف المشترك وليس علي التحالف بغرض العداوة والانتقام من طرف أو أطراف أخرى.
كل علاقة ينبغي أن تبنى علي قضية مركزية، وقد تكون علي خلاف يسير أو غير أساسي مع من تؤسس معه العلاقة علي هذا المبدأ، لكن من قوة العلاقة واستمراريتها أن لا تتأثر قضية العلاقة المركزية بالخلافات الهامشية التي يمكن حلها ومعالجتها خلال مسيرة العلاقة المستمرة، وهذا بدوره يعتمد علي مدى قدرة أصحاب العلاقة علي التحمل والصبر والتعايش مع الآخر، وقد دعت مبادئ حزبنا الي هذا في النص الآتي: ( حزبنا علي قناعة راسخة بأن الخلاف السياسي بين حداة العدالة والتغيير لا يفسد قضية لوُدِّ العلاقة النضالية بينها لإنجاز الهدف المشترك الذي هو إسقاط النظام الدكتاتوري ).
إن العلاقات قد تبدأ سليمةً من كثير من العيوب، وقد تستمر العلاقة قوية أو ضعيفة بناءاً علي القدرة أو العجز عن معالجة ما يطرأ من خلافات ومعوقات لاحقة. تجاربنا في التجمع، التحالف ثم مجلس التغيير تؤكد ذلك وتدل عليه. وبخلاف قضايا مثل محدودية القدرات السياسية والاقتصادية يأتي علي رأس المعيقات الأنانية وحب الذات، أي أن تفرض دوماً ما تعتقده أنت حقاً علي ما تعتبره باطلاً من رأي الآخرين.
بالطبع عندما تدخل في علاقة مع الآخرين، لا تدخل عش تلك العلاقة صفر اليدين، بل تدخلها ومعك زاد من الرُّؤى والإمكانات المادية والمعنوية. وهنا يجب أن تعلم أن ما تحمله أنت من الرؤى ليس بالضرورة أن يكون هو السائد، إن ما تحمله أنت سوف يدخل في علاقة تنافسية شريفة مع ما يحمله الآخرون من رؤى، وكل علاقة تدخلها خالي الوفاض من كل شيء مادي أو معنوي هي علاقة فارغة المحتوى لا تفيد أياً من أطرافها. كذلك فإن كل علاقة تدخلها مع الآخرين وأنت تحمل علي ظهرك أعباء خلافاتك الداخلية في إطارك التنظيمي الأضيق سوف تكون عبئاً سلبياً أكبر تضيفه الي أعباء ومشكلات من تشاركهم العلاقة الجديدة. في تجاربنا رأينا التحالفات والعلاقات المشتركة تضيق وتتسع، فقد شاهدنا تجربة وحدة 3، 4، 6، 7، 4 + 1 تنظيمات..الخ. وبغض النظر عن قوة أو ضعف تلك الروابط والعلائق ما كانت لتنجز متفرقةً ما تستطيع إنجازه مجتمعة. وما دامت تلك الروابط لا تعارض قيام مظلة وطنية أشمل وأوسع فإنها ليست محل إدانتنا ولا رفضنا. بشرط أن تكون كل علاقة قائمة علي أسس إيجابية تستوعب وتتسع للآخرين وليست تجمعات عدوانية تتأسس بغرض محاربة أو إقصاء الكيانات التنظيمية أو التحالفات الائتلافية الأخرى.
More...
الرئيس يعقد اجتماعاً بالتوكياً عاماً
Written by اعلام حزب الشعب الديمقراطي الارتريفي التاسع عشر من مارس 2016م عقد الأخ/ منقستئاب أسمروم رئيس حزب الشعب الديمقراطي الارتري اجتماعاً بالتوكياً عاماً (غرفة سمر رقم "1")، في الاجتماع الذي استغرق أكثر من سبع ساعات وحضره أكثر من 600 مشارك تحدث الرئيس عن رؤية الحزب السياسية ووحدة المعارضة وعملها المشترك بالإضافة الي نشاطات الحزب.
بدأ حديثه بنقاط تشرح رؤية الحزب، وبخصوص موضوع وحدة المعارضة أوضح أسمروم نظرة الحزب وجهوده تجاه هذا الموضوع الهام. وشرح للمشاركين أهم النقاط التي يعدها الحزب ضرورية لوحدة قوى المعارضة. وفي نقاط موجزة أيضاً تناول نشاطات الحزب ككل ونشاطات كل دائرة تنفيذية علي حدة.
هذا وبعد الشرح المبدئي الذي استغرق حوالي الخمس وأربعين دقيقة، فتحت الفرصة للمشاركين للإدلاء بما عندهم. وقد أجمع المتحدثون علي أن جميع موضوعات الساعة قد تم تناولها لذلك فهم إنما يعبرون عن التطرق لتفاصيل وطلب إيضاحات حول ما طرح، تركزت الأسئلة والملاحظات علي طلب إيضاحات إضافية حول موقف الحزب من المسائل التالية:
أسلوب النضال، الحكم المركزي، وحدة قوى المعارضة، نظرة الحزب تجاه مسيرة المجلس الوطني للتغيير سابقاً ومستقبلاً، مبادرات التوحيد الحالية، دور ومشاركة المرأة والشباب في النضال، ضرورة سيادة الشفافية والمساءلة في نضالنا ضد الدكتاتورية، جرائم الهقدف بحق الشعب، مخاطر ظاهرة تدفق الهجرة وسط الارتريين، تقييم الحزب للعلاقة بين منظمات المجتمع المدني والتنظيمات السياسية، علاقات الحزب بدول الجوار، ماذا يعني الحزب بالسيادة الارترية....الخ.
هذا وقد أجاب الرئيس بهدوء واقتدار علي أسئلة وملاحظات المشاركين التي استغرقت مع التعقيب عليها أكثر من تسعين بالمائة (90% ) من زمن الاجتماع. المشاركون بدورهم شكروا الرئيس علي التضحية بوقته الثمين في سبيل تنوير أبناء وطنه من شتى المشارب السياسية والفكرية بأحدث وأهم تطورات الوضع السياسي الراهن وأشادوا بموضوعية طرحه وصراحته في التناول حتى فيما يختص بالحديث عن حزبه. كما أجمع المتحدثون من جمهور الاجتماع علي ضرورة تكرار مثل هذه اللقاءات المفيدة والممتعة وأن يحذو بقية قادة المعارضة حذو رئيس حزب الشعب الديمقراطي وقادته في مختلف المستويات والأقطار.
الرئيس بدوره أشاد بروح الهدوء والموضوعية التي سادت الاجتماع سواء في الاستماع أو التحدُّث، كما وعد بالإمكانية والاستعداد لتكرار مثل هذه الاجتماعات. وناشد جميع قوى المعارضة عدم إهدار وقتها وإمكاناتها علي القضايا الجانبية الفارغة واستغلال كل جهدٍ أو وقت في ترسيخ روح التفاهم والتعايش بينها والنظر الي الأمام. أيضاً شكر كل من أدلى بما يعتقده رأياً موضوعياً دون التقيد بما يتماشى ورؤية الحزب فقط، وأكد أن الجميع بحاجة الي الاستماع لبعضهم البعض، كما أعرب عن تقديره البالغ للمبادرة البناءة للغرفة بإتاحتها هذه الفرصة الطيبة والخدمة الوطنية الجليلة.
ርእሰ ዓንቀጽ
ምምሕዳር መላኺ ስርዓት ኢሳያስ እቲ ሕገ-ኣልቦ ኣካይድኡ ዝዋጽኦ መሲልዎ፡ ብዛዕባ ህላወ እቶም ኣብ ውግእ ዝሓዞም ጂቡታውያን፥ “ኣሉ ቀጣን ምሩኻት የብለይን” እናበለ፥ ንሓያሎይ ዓመታት ኣብ ቤት ማእሰርቲ ዳጒንዎም ጸኒሑ። እቲ ስርዓት ነቲ ዝዓበየሉ ምትላል ሎሚ እውን ዘዋጽኦ መሲልዎ፡ ነቲ ብመንግስቲ ቐጠር ክግበር ዝጸነሐ ምንጎኝነት እውን እንተኾነ፡ “ዝኣሰርኩዎም የብለይን” እናበለ ዘቕርቦ ዝነበረ ዕባራ ምኽያት ኣብ መወዳእትኡስ እነሆ ተቐሊዑ።
በቲ ብሚኒስተር ወጻኢ ጉዳይ ሃገረ ቐጠር ሸኽ መሓመድ ቢን ዓብደልራሕማን ኣል ሳኒ ዝተገብረ ጻዕሪ፡ ኣብዚ ቀረባ መዓልታት ኣርባዕተ ጂቡታውያን ምሩኻት ውግእ ካብ ቤት ማእሰርቲ ስርዓት ኢሳይያስ ናጻ ተለቒቖም ኣለዉ። በዚ ምኽንያት እዚ ከኣ ናይ ሃገራት ወሽመጥ ምትሕብባር ቤት ምኽሪ ዋና ጸሓፊ ዶክተር ዓብደለጢፍ ኣል ዛያን፡ ዋና ጸሓፊ ሕቡራት መንግስታት ክቡር ባንኪ ሙንን ካለኦት ኣካላትን ብመንግስቲ ቐጠር ንዝተገብረ ጻዕሪ፥ ምፍታሕ ናይቶም ዲታቶር ኢሳይያስ “ዝኣሰርክዎም የብለይን” ክብሎም ዝጸነሐ ጂቡታውያን ምኽንያት ብምግባር ሞጎሶም ገሊጾም።
እዚ ቤት ምኽሪ ምትሕብባር ወሽመጥ፡ ፖለቲካውን ቊጠባውን ምሕዝነት ናይ ሽድሽተ ሃገራት ዓረብ ኮይኑ፡ ብግንቦት 1981 ኣብ ሱዑዲ ዓረብ እዩ ተመስሪቱ። እተን ነዚ ምሕዝነት’ዚ ዝመስረታ ሃገራት ከኣ ሱዑዲ ዓረብ፥ ሕብረት ዓረብ ኢማራት፥ ቐጠር፥ ባሕረይን፥ ዖማንን ኲወትን እየን።
ስርዓት ኢሳይያስ፡ ከምቲ ነቶም ምስኡ ተጋዲሎም፥ ህይወቶም ንህዝቦምን ሃገሮምን ዘወፈዩ፡ ኣብ ጎዳጒዲ ኣእትዩ ዘማስኖም ዘሎ፡ ከምኡ እውን ኣብ ጂቡቲ ብሰንኪ ጻሕታሪ ፖሊሲኡ ተኣሲሮም ዝሳቐዩ ዘለዉ ኤርትራውያንከ መጻኢ ዕድሎም እንታይ ከክኸውን እዩ? እቶም ኣብ ኤርትራ ፈቐዶ ጐዳጉዲ ዝኣሰሮም፡ ገሊኦም ብህይወቶም ዘለዉ ገሊኦም ከኣ ዝሞቱ እዮም። ነቶም ዝሞቱ ኣይኣሰርክዎምን ኢሉ’ኳ ክኽሕድ እንተደለየ፡ ነቶም ብህይወቶም ዘለዉ ከኣ ገበኑ ንክሓብእ ዘውጽኦም ኣይመስለናን። ስርዓት ኤርትራ ፍትሓዊ ነይሩ እንተዝኸውን፡ ነዞም ተገዲዱ ዝፈትሖም ንክፈትሕ መንጎኛ እውን ኣይመድለዮን። ኮይኑ ግን ነቲ “ፍትሓውነት” ዝብል ኣምር ኣንጊሁ ዝተሓረሞ ስለዝኾነ፥ በዚ ሕጂ ኣብ ልዕሊኡ ዝግበር ዘሎ ሓያል ጸቕጢ ተገዲዱ ነቶም ኣብ ትሕቲ ማእሰርቱ ብህይወቶም ዘለዉን፥ ነቶም ኣብ ቤት ማእሰርቲ ጂቡቲ ዝማስኑ ዘለዉ ኤርትራውያንን ሓዊስካ ካብ ቤት ማእሰርቲ ክልቀቑ ተስፋ ደኾን ይህልዎም ይኸውን?
እዚ ብመንግስቲ ቐጠር ዝተበገሰ መንጎኝነት፥ ነቶም ኣብ ኤርትራ ተኣሲሮም ዝነበሩ ደቂ ጅቡቲ ጥራይ ዲዩ ወይስ እንተላይ ነቶም ኣብ ጂቡቱ ተኣሲሮም ዘለዉ 19 ኤርትራውያን ወተሃደራት እዩ ነይሩ ዛጊት ዝተፈልጠ የለን። ብባህሪያት ዲክታቶር ኢሳያስ ክግመገም እንከሎ ግና፡ ጉዳይ’ቶም ኣብ ጂቡቱ ዝተኣስሩ ዜጋታት ክዛረበሎም ይትረፍ ኣይናተይን እዮም ከይብል’ውን የስግእ እዩ። በቲ ይኹን በዚ ግና እቲ መንጎኝነት ንኽልቲኡ ሸነኽ ክኸውን መተገበአ። ንሓደ ሸነኽ ጥራሕ እንተኾይኑ ግና ዘራይ እምበር ናይ መንጎኝነት ባህሪ ውን የብሉን ክበሃል ይከኣል። ስለዚ መንግስቲ ቐጠር ትኹን ካልኦት ዝምልከቶም ኣካላት፡ ኣብ ኤርትራን ጅቡትን ኣብ ኣብያተ ማእሰርቲ ዝማስኑ ኤርትራውያን ከም ዘለዉ ኣብ ግምት ብምእታው፡ ነዚ እሱራት ናይ ምፍታሕ ጻዕሮምን ተጽዕኖኦምን ዝያዳ ከዛይዱ ይግባእ ንብል።
البرلمان الأوربي يتخذ قراراً تاريخياً بخصوص ارتريا
Written by اعلام حزب الشعب الديمقراطي الارتريمعنـْــوِناً رسالته القوية الي كلٍّ من المفوضية الاوربية، الاتحاد الاوربي، دوله الأعضاء، الحكومة الارترية، اتخذ البرلمان الأوربي قراراً تاريخياً بخصوص أوضاع حقوق الانسان في ارتريا والتي أوضح البرلمان أنها بحاجة الي دراسة جادة وتقصٍّ دقيق.
في هذا القرار الصادر في العاشر من مارس 2016م أكد البرلمان أن أهم أسباب ترك الارتريين بلادهم والتشرد في أنحاء العالم الوضع المتردي لحقوق الانسان وبرنامج السخرة والعبودية المستمرة والمسمى زوراً بالخدمة الوطنية الإلزامية. هذا وقد ربط القرار بين الوضع الحالي وما صدر سابقاً عن مجلس الأمن الدولي بخصوص ما لحق باللاجئين الارتريين من أضرار في بلادهم ارتريا.
من جهةٍ أخرى أعرب البرلمان الأوربي عن أسفه البالغ لِــمَــا سبق أن صادق عليه الاتحاد الأوربي من منح ارتريا دعماً بمبلغ 200 مليون يورو دون الأخذ في الاعتبار مخاوف وتحفظات البرلمان الأوربي حول الوضع الإنساني في ارتريا.
استضاف البرلمان الأوربي من الارتريين في جلسة قراره هذا كلاًّ من القسيس الكاثوليكي/ موسيي زرءاي المرشح لجائزة نوبل وكبروم دافلة هوسباي نائب وزير المالية الارتري السابق.
الارتريان المشاركان في الاجتماع ناشدا الاوربيين مقاومة تلك المنحة لارتريا مؤكدين علي أنها لن تزيد أوضاع الارتريين عامة واللاجئين منهم خاصة إلا سوءاً علي سوء.
يجدر بالذكر أن أعضاء البرلمان اتخذوا القرار الخاص بوضع ارتريا الحالي بعد مناقشة عميقة ومطولة. وقد أكدوا علي أن مساعدة ارتريا الملقبة اليوم ب(كوريا الشمالية الافريقية) لا يصب في مصلحة الشعب الارتري بل علي العكس يفاقم أوضاعه أكثر فأكثر.
من جهةٍ أخرى أعرب البرلمانيون الأوربيون عن أنهم لا يعترضون علي الاستمرار في منح ارتريا المساعدات الإنسانية وغيرها، بشرط أن تذهب الي الشعب صاحب المصلحة الحقيقية فيها، علي أن يربط ذلك بمطالبة والتزام حكومة ارتريا بالكف عن ما تمارسه من انتهاكات فظيعة لحقوق الانسان وتحسين وترشيد إدارتها لاقتصاديات البلاد.
في الوقت الذي دعا فيه البرلمان الاروبي الي الوقف الفوري لبرنامج الخدمة الوطنية غير محدود الأجل، أكد أن لجنة التحقيق التي كلفتها مفوضية الأمم المتحدة لحقوق الانسان بدراسة حالة حقوق الانسان في ارتريا تدرس الآن ما تقوم به حكومة ارتريا من استعباد المواطنين باستثمار عملهم بالسخرة تحت ستار الخدمة الإلزامية والقتل العمد لمجتازي الحدود من الارتريين وغير ذلك من سياسات وممارسات ترقى الي مستوى الجرائم ضد الإنسانية.
القرار الاوربي أيضاً لفت النظر الي سياسات اليد الطويلة لحكومة ارتريا المتمثلة في الممارسات غير السوية لسفاراتها والأجنحة الخارجية لمؤسساتها الحكومية مثل منظمتها للشباب تجاه المهاجرين واللاجئين الارتريين مثل فرض ضريبة ال2% التي تفرضها السفارات والقنصليات الارترية وغيرها من الضرائب والإتاوات. كذلك أشار القرار الي محاولات نظام اسمرا تبييض وجهه في الخارج بالتصدي القانوني والإعلامي للحملات الموجهة ضد جرائمه وممارساته المشينة مثل حادثة هولندا مؤخراً والتي رفع فيها أحد قادة الذراع الشبابي الخارجي للحزب الحاكم في ارتريا دعوى قضائية ضد ناشطين هولنديين يرصدون جرائم النظام الارتري علي رأسهم الحقوقية الهولندية البروفيسور/ مريام فان رايزن.
ناشد البرلمان كل مؤسسات الاتحاد الأوربي السياسية والمالية أن تراجعه مسبقاً في كل ما تتخذه مستقبلاً من قرارات بهذا الخصوص.
هذا وقد جاء في التصريح الصحفي المشترك لماري كرستين والقسيس/ موسيي زرءاي أنه لا يوجد في ارتريا اليوم حكم قانون، وقال داعية حقوق الانسان الارتري القسيس/ موسيي زرءاي أن الاتحاد الأوربي بات يوزع الأموال علي الدكتاتوريين متغاضياً عن خطورتهم علي شعوبهم وبلدانهم.
السيد/ كبروم دافلة هوسباي نائب وزير المالية الارتري السابق قال بدوره: إن ما يعانيه الارتريون بالداخل أو الخارج لا يعود لأسباب اقتصادية بل ولا لأسباب مالية تحديداً، إنها قضية حقوق وحريات، أين ارتريا من حقوق الانسان الأساسية؟
الناشطة الحقوقية الهولندية البروفيسور/ مريام فان رايزن تحدَّت تعلــُّــل الاتحاد الاوربي في منحه المساعدات لنظام اسمرا بالتفاؤل بإنهاء برنامج الخدمة الوطنية، معلنةً أنها تتحداهم أن يقوم النظام الارتري بذلك.